@tsionawit53: #tigraytiktok #habeshantiktok #CapCut #creatorsearchinsights #

tomorrow another Day✝️🕊️♥️
tomorrow another Day✝️🕊️♥️
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 03 October 2025 14:35:14 GMT
174968
8911
489
1689

Music

Download

Comments

city.colour.light
MEBRIE 21🙏 :
ክንደይ እሞ ዘይተበሃሉ ንሶም መስሚዒ የብሎምን እበር
2025-10-03 19:08:11
147
ftsumhadush4
user7161759072756 :
ያ ሰማዒ
2025-10-04 08:57:04
0
user9185867876022
ፍሽክ ትኣመለይ :
ኣዶ ትግራይ ማለት እዚኣ እያ
2025-10-03 17:50:42
329
abukiaxum12345
abuki shffon :
ንስኺ ትበልፂ ካብ ሞንጀሪኖ ኣንባሳ ዛሓፍተይ
2025-10-04 03:28:54
84
selamtareke1212
Selmta :
ብሓቅኪ መድሃኒአለም ይሓግዘና ሕማቅ አለና
2025-10-03 15:25:13
66
mule.194
Mulugeta444 :
ናይዚ ዓመት ደስ ዝብል ሓሳብ🙏🙏🙏 ክብሪ ይግበኣኪ
2025-10-03 20:34:21
34
satenawe33
satenawe :
እዞም ተጋሩ ሙሰሊም ክፀርዩ ሓቂ ሒዞም ይከዱ ሕዚ እታ ሓፍትና ሓቂ ሰለ ዝተዛረበት ኣክሱምን ዓድዋን ክፀርፍዋ እዮም
2025-10-04 06:06:11
33
goytom177
Goytom :
ጅግና ኣዶና ነዊሕ ዕድመ ተመንየ
2025-10-03 18:50:48
31
chicha291212
ጉልቤቴ ለእናቴ :
ሓቂ ተዛሪባ እዛ ጅግና ኣዶ ለባም
2025-10-03 22:01:48
18
kflom.knfe
kflom knfe :
ካብቶም ደናቁር ሙሁራት ኢና ኢሎም አብ ወንበር ዝተቀመጡ እዚ ዘረባ ስሚዖም መሓፈሩ ነይሮም😳😳😳😳
2025-10-03 19:58:21
17
user454908360099
ሃፍቶም ነጋሽ :
ናይ ብሓቅ ዓባይ ሰብ መንእሞ ይስማዓ
2025-10-04 06:39:12
14
user8007872022355
f :
ንባዓል ስልጣን ዘይትኮን ትግራይ ፋሕ ትበል፣.........
2025-10-04 04:27:59
12
asyano30
Asyano :
ናይ ለባም ዘረባ እዩ ሰማዒ እንተሃልዩ ።
2025-10-03 18:34:15
11
bigfamhabesha0
SA LA LA MITUN🇲🇨💊💊🇪🇹🇪🇹 :
ዝጠዓመ ዘረባ ተዛሪብኪ ኣዴታት ትግራይ ማለትና ከምዚአን ማለት እዩ ታ ደርሆ ዝወሰደ ግን ንተቕማጥ ይግበረልካ😁
2025-10-03 22:26:27
9
gecho.cr7
Gecho cr7 :
ባሓቂ ለባም ወላዲት🥰🥰
2025-10-03 17:34:37
8
abrham6016
abrham :
ይመቺኪ ማሚ
2025-10-03 17:18:45
8
user4955810405586
ወዲ 70 እንደርታ :
ሓቂ
2025-10-03 23:41:45
7
user619250233
SHLA.SHLA :
ይመችኽምይ
2025-10-03 17:29:37
5
bm79092
። :
አቱም ስባት ዙርያ ሓለዋ ዩገብሮም😭😭😭😭😭
2025-10-04 00:23:59
5
ramacityofgabriel
ራያ የራዮች ናት :
😢😢😢😢አዶዋይ
2025-10-03 18:16:43
4
haftom.getachew4
Haftom Getachew t d f @ ❤ :
ኣዶ ትግራይ ማለት ኩሉ ጊዜ ጅግና እያ
2025-10-04 09:09:20
4
iamgys1923
🄸🅃'🅂 🄼🄴 🄶🅈23 :
ክልተ ዓይነት ስሚዒት ሓዘን፣ዘረባኣ ከዓ ትብዓት 👌
2025-10-03 20:48:51
3
mekbbbesaley
Miki :
በቃ እዚአ ትክክለኛ አዶ🥰🥰🥰
2025-10-03 20:40:44
3
geregere953
Gere Gere :
ከምዚአን ዝበላ ዓድን ህዝብን ክመርሓ ዝግበአን
2025-10-04 02:43:59
3
user15911193214470
user15911193214470 :
ዓኽ ህዝብና ተሸጊሩ ሰማዒ ሲኢኑ
2025-10-03 19:52:30
3
user1815377052973
ኣለም ወዲ ኪሮስ :
ኣዶ ትግራይ ማለት ትኽክለኛ እዚኣ እያ
2025-10-04 08:25:43
3
sollman26
Sollman26 :
ኣብ ዓፈር ዘለው የሕዋትና ኣብ መቀለ ዘለው የሕዋትና ትኽክል ዘረባ
2025-10-04 04:49:57
3
zebib163
zebib 16🙏19 :
ትክክል🥺
2025-10-04 04:57:46
3
sami24547
Sami :
እኖ ማለት እዚአ እያ🥰🥰🥰
2025-10-04 06:47:26
3
birhanu.michael4
Birhanu Michealay :
እግዝያብሄር ዓድኹም ይመልስኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2025-10-03 17:06:40
3
girmay.darigo8
girmay darigo :
that perfect idea
2025-10-04 02:46:48
2
tsi6383
Tsi :
አደይ መን እሞ ሰማዕ
2025-10-04 07:46:59
2
wiz.hagis
with hagos :
አነ ዝገረመንስ እቲ ህዝቢ ሆኢሉ ዘይወፅእ
2025-10-04 05:11:03
2
abtattoo07
ab tattoo art :
ጀግና ዋዕሮ ትግራይ ክንግንዘቦ ዘለና ንግግር ኢዩ🙏🙏
2025-10-04 05:49:54
2
..melu.mel88.1
Queenaa :
momye 😌😌😌taymo kngbr
2025-10-04 10:44:49
2
filmonasefa1
ደላይ ሰላም ✋ :
ኣዶዋይ ♥️♥️♥️♥️♥
2025-10-04 06:35:35
2
muse.amanuel5
Muse Amanuel :
🥰🥰🥰
2025-10-03 16:46:32
2
user3468139109217
ጸጋ ዝበዝሐ አደይ :
ጥረ ሐቂ ከብዳማት በዚሖማ ትግራይ እንታይ ክግበር አብዚኦም ተሪፋ
2025-10-03 17:32:57
2
user1411818012807
ድሕር በል ሓሳዊ :
❤❤❤
2025-10-03 17:34:39
2
user8482728884321
ዴቨ :
ይመቺኺ
2025-10-03 16:49:03
2
sarakedana
sara jausu :
ትክክል አዴታትና
2025-10-03 17:38:10
2
argawi.argawi
Aregawi A :
እዚ ወድዓዊ ሓቂ እዩ ኩልና ንቀበሎ።
2025-10-04 15:18:53
1
abdelkadirr4rrr
muhammed :
ስማዒ የለን
2025-10-03 18:55:39
1
gebremikaelhagos2
ወዲ ተምቤን🇨🇳TDF🇨🇳 :
🌹🌹🌹
2025-10-03 17:43:59
1
teygatdf61
desu tdf ሑሩር ወዲ አርሴናል አቦ ኤምራኬብ :
ትክክል
2025-10-04 03:15:27
1
tadese.tadye.tade
Tadese Tadye Tadese Tade :
ብሓቂ ከብድካ ዝበልዕ ዘረባ ።
2025-10-04 20:09:28
1
192.kuzi0
Aymen.J :
ኣዶ ትግራይ ኹሉ ግዘ ሓቀኛ እያ
2025-10-04 12:25:20
1
gebremikaelhagos2
ወዲ ተምቤን🇨🇳TDF🇨🇳 :
❤❤❤
2025-10-03 17:44:01
1
kiros.haftu36
Kiros Haftu :
ንሳቶም ካብቲ ዝብኢ ንላዕሊ ጨካናት እዮም።
2025-10-04 05:26:21
1
To see more videos from user @tsionawit53, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About