@ggffl623:

mahlat mahi
mahlat mahi
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 18 October 2025 14:39:55 GMT
71430
3380
524
32

Music

Download

Comments

zakiyazakiya1524
💤TEsፋ💤💒💐 :
ችርስ ምግቢ ክንበልዕ ዓይነን ዝመልእ😌
2025-10-18 19:03:51
151
user2855702914190
↪Ⓗ𝕙𝕚𝕨𝕚❺❣️☦️ :
ችሩስ ከም ዝደለናዮ ንሰርሕ 💋💙
2025-10-18 19:13:34
65
468ti
Samri love🕊👸🦋 :
ኣበይ ኣለክን ተይበላዕክን ሰሙን ተትገብራ ዘይቲጥይቀክን🥺😥
2025-10-19 01:40:30
38
lidya123255
ሚስጥራዊት🔋🥷 :
ኣለና እግዚአብሔር ይመስገን ከም ድላየይ ስረ ተይ ቃረየ ትፈቅደለይ ገዝኣ ተምፅለይ ማርያም ካማይ ዘላትክን ችርስ🥂🥰🙏🙏
2025-10-19 00:37:36
27
selu.love14
SELU LOVE :
ናተይስ ደም ዓይና እዩ ዝመላኣ ክበልዕ 🥺🥺😓
2025-10-18 18:28:04
21
r.love62
ዓቕሊ ንኹሉ :
መዳመይ ማለት ንዓይ ናይ ስደት ኣደይ እያ ይመልኣለይ ፈጣሪ🙏🙏🙏
2025-10-18 20:03:24
16
amnetey.1.2
𝐇𝐚𝐟𝐭𝐢 𝐍𝐞𝐛𝐢~💙🦋🥷 :
ናተይ ኣላ ተዘይ በሊዐ ናብ ሲስተር ደዊላ ትናገር ማርያምን ከም ናተይ መዳምስ ንኩለና ጌን ካኣ ሕዚ ሞይታ 😭ከም ኣደይ እያ ነይራ😭😭😭
2025-10-19 13:10:02
15
ffff09566
༆ኣፍሪቓዊት🔋 :
ችሩስ መዳም ዘይብልና ባዕልትና መዳም🙏🙏
2025-10-19 02:42:42
13
user3486152361968
ውርዚቲ እገላዊት 💊 :
ችሩስ ምግቢ ክንሰርሕ ተበልና ውን ዓይነን ደም ዝመልአን😢🥰🥰
2025-10-20 09:46:36
9
trhashagos1
የኣባቱዋ ልጅ :
ናተይስ ትፍለ እያ እንተሰሪሐ እንታይ ኢልክዮ ትብለኒ🤣🤣🤣🤣🤣
2025-10-19 17:20:25
9
user74523469133662
ጀሪ ሚስጥር ዲነይ👩‍❤️‍👩✝️♥️ :
ኣለኹ ኣነ እንድሕር ለይበላዕኹ ደንጉዮ ትኹሪ ❤️💝❤️❤️🥰
2025-10-18 20:46:14
5
nebu504
➳ Ⓣ💎𝕟𝕖𝕓𝕒𝕖𝕥🥹🦋🇨🇭 :
አይይ አነሰ ከይትርእየኒ ናተሓባእኩ እየ ዝበልዕ ዓይና ደም እዩ ዝመልእ ተሳቂቀ እምበር ሞይተ😥😥
2025-10-19 10:45:28
4
user9071536036099
HelluTDF "ፀዋር 🎧💝💝ልባ🎀 :
ዝበዝሕ ኮመንት ኣንቢበዮ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ እዩ ዘሎ ኣሓተይ መዓረይ ይመልአልክን እንካዕ ሓደ ኣይኮና ኣብ 24 ሰዓት ሓንቲ ግዘ በሊዕና ንድቅሰ ተመሰገን እዩ ብዘለካ😂
2025-10-19 01:41:09
4
b7258134
༆❥ሓፋር ኣፍቃሪት...𝄞🫶😔 :
ኣለና ተመሰገን ካብ ምድቃሰይ ኣትሲኣ ታብለዐኒ🤲🦋😘
2025-10-19 01:03:50
4
user77696468
ዕያል ምንኣስ ሓፊኮ🤞👄🌹 :
ችርስ ቀትሪ ኩብዝ በሊዕክን ትሓድራ ትውዕላ ኡፍፍ🤕🤕🥺
2025-10-19 16:26:52
4
selamselamselam21
16ክዳና ምህረት እናቴ✝️💝 :
ምግቢ ከይበልዕ መብሪህቲ ተጥፎኦ ናተይስ😣
2025-10-18 23:00:04
4
hiwi542
Men kem amlak :
ቀደም ነራትኒ አብ ዝበለዐቶ ቁፅሪ ተዘይበሊዕኺ ናበለት እተሰልችወኒ 😌ናይ ሐዚ ሞ ሰሙን ተፀናሑኹለ አይሕብራኒ🤣
2025-10-18 17:40:53
3
user8111293380186
ሰግጥ✌ :
ችርስ🍻ምግቢ ናበላዓና ዝፅውዓና😢
2025-10-18 17:42:20
3
user2122781169514
ሄሉ ጓል ሽረ🔰✝️ :
ኣብዚ ኣለኩ ተመስገን ፈጣሪ ከም ጋላ እያ ትርኤኒ ይመለኣልኪ በላኒ🥺🙏🙏
2025-10-22 05:51:23
3
josephbaricanosa6
ሜሪ ጓል ትግራይ💞💊💊💊 :
ኣበይ ኣለኽን ምግቢ ዘብሉ ገዛ እትሰርሓ😥😥
2025-10-20 18:08:51
3
meri.12376
ፈታዊት ኣቡኣ👨‍👧🤴 :
ችርስ ተመስገን ተዘይ በሊዐ ናብ ሓፍትኪ ደዊለ ክነግራ የ ናበለት ተፋራርሐኒ ልክዕ ከም ኣደይ👸👌💝
2025-10-19 10:16:06
2
lwbd2
ያባቷ ልጅ🫡❤️‍🩹 :
ችርስ ንሰርሕ እምበር ንበልዕ ዘይደልያ😭
2025-10-25 13:34:38
2
user9215733091074
የእናትዋ ቀቨጥ🫠✝️ :
ኣብዚኣ ኣለኩ ድድሕሪ ናሳዓበት እያ ትኩሪ ናተይስ ካዓ🥺🥰
2025-10-18 21:19:55
2
To see more videos from user @ggffl623, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About