@enda.eto.belo:

እን’ዳ እቶ በሎ
እን’ዳ እቶ በሎ
Open In TikTok:
Region: SE
Saturday 25 October 2025 18:28:30 GMT
812063
18230
2061
19716

Music

Download

Comments

star...s...8
STAR💫✝️⛪🦅 :
ናትና ኣይኮነን ዑዱሙ ኢዩ ሰብና'ዶ ጠፊኦሙና 😏
2025-10-25 20:07:04
421
beshrwa
Beshr Wahabey :
ትኽክለኛ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ብቻ እያ
2025-10-26 18:55:23
259
nafqotaleni
ጣኒቆ :
ምዕባይ ሓዉ ንዕንዱ 😂😂😂
2025-10-25 21:52:26
127
joni9220486198796
Joni :
ኣሕ ነዚ ክርኢ ዶ ካርዲ ተለቂሐ
2025-10-25 22:45:35
173
arghufdgb
zebib ሓፍቲ ጆነይ🥀👫🩵 :
ኣሰይ መዓረይ ምስ ዓበየ ደራፊ ክከዉን እዩ🥰😄
2025-10-26 01:52:49
62
sami.sami38776
sami sami :
ከምዝካማይ ኮሜንት ከንብብ ዝተጓየየ ኣሎ ዶ
2025-12-02 11:14:40
13
aradom.1
ንስሪ :
ረሳሓት ዓለት
2025-10-26 07:13:11
15
ka44ro
kif✍️ :
ኣይትጽረፍዎ እስከ ምስኪናይ ካብዞም ገርህታት ወለድና ኢዩ ዝመስል ኣጆኻ ዝሓወይ🙏🙏🙏
2025-10-25 22:23:05
27
hgawi.hgawi
@ĶĨBĨ (kãfü) ķëřëñ😍🇪🇷🕊💊😍 :
እዞም ዓዲ ግን ፍቅሪ ምድራፍ ዲዩ ዘለዎም ወላስ ፍቅሪ 🎤 ይቅሬታ ግን
2025-10-25 18:43:56
33
shushayguesh1
ክብሪ ብ ስቅታ :
ምስዚ ውን ዲና ተፀሚዲና?ተጋሩየ🤣
2025-10-25 22:08:31
25
feqar107
ጓል ትግርኛ ሓፍቲ ፊሊ✝️👸💚 :
ናዓማ ከፍበል ቡሩክ ዘርኢ🤭
2025-10-26 05:08:23
15
hadegtay1234
ወዲ ኪሮስ ዑጉስ ከም ኣንበሳ 🦁BN💙👑💪 :
እዛ ደርፊ ግን 😂😂😂
2025-10-26 00:14:31
6
adnaqot4
𝐅𝐢𝐥𝐢𝐦𝐨𝐧🙏 :
ኣይትጻረፉ🤔ናይ ጥዕና ጸገም ዘለዎ ሓዉና እዩ።🥰
2025-10-26 18:02:28
17
hiyab_fetari
s-a-m-i_💫🌄 :
ከፋሊ 😇💚🥰
2025-10-25 21:13:01
5
awetdesta1
Gal Desta 🐪🇪🇷👈🏽 :
Moyte 😂
2025-10-26 19:31:13
6
kisanet073
𝐊𝐮𝐬𝐞ይ🌸🎀ዓጋማዊት 💛🖤✝ :
ሓዋዊስልና እኮ 🙄🤣🤣🤣
2025-10-26 01:06:01
5
simon.teame
One day 😷🙌😎 :
ata amlak baelka endo wsedelna knerf 😅😅
2025-10-25 20:18:30
7
user960700548
ملوزه الحب🇪🇷🦋 :
ነዚ ሰብኣይ ሒዝዎ🤣🤣🤣🤣
2025-10-25 21:30:22
7
mnasmbayey
m⃠s̶t̶i̶r̶ ℮†Ѧ 𝐥𝐞𝐲†ї℘🤏🥹 :
ሰብ አይበድል እንበር ሕማቅ አይግበር አብ ሂወትይ ከም ድሌተይ😂😂
2025-10-26 07:31:47
6
yrganega
yrganega :
ግርምባ ብጓል ኣመኽኒ ስ ንካናዳ😁😁😁😁
2026-01-21 22:50:34
1
kihalfeyukulutemesgen
Edu Keshi Girmay YWNA🇪🇷❤️ :
ኣሕ ሃገርና ኣምላኽ ይሓልወልና ባዕሉ ካብ ኪፉእ የድሕነና ኩሉ ኣብ ስደት ኮይኑ🙈🙈🙈🙈
2025-10-31 03:00:57
0
yachch929
👉 እየሞኮርኩ ነው 🌎 :
ማይክል ጃክሰን ብትግርኛ😁
2025-10-26 06:29:04
4
wedi.shre63
KiKi wedi shre 7 :
ኮልኮል በጊዕ ይፅቀጥካ ወደይ ዱምሱስ😂👍
2025-10-26 08:16:39
1
.t.d.f81
ዴቭ ነኝ ዳይመንድ 🇻🇳👑🤟 :
እቶም ታዓደሙ ደቢሪዎም ኣሎ ይመስለኒ 🤣🤣
2025-10-29 19:00:55
0
To see more videos from user @enda.eto.belo, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About