@oldisgold.28: Yemane Barya ኣንቢበየ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ ርእየዮ'ውን ስእልታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ ኣንቢበየ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ ርእየዮ'ውን ስእልታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ ኣየርኣኹን ግን ካብ ሰብ ሓቢአዮ እንታይ'ከ ኽብል ባዕለየ ገይረዮ እናንደደኒ ውሽጠይ እናተቓጸለ ክኢለዮ ኣለኩ ሓሳበይ ሓዚለ ሓቂ ኢዩ ኩሉ ዘረባኺ ዝኾነ እርደኣኒ ኢዩ ኣይሰሓትኩዎን ኣነ ኣይረሳዕኩኽን እንታይ ከሞ ኽብል ኩነታት ሒዙኒ ካብ ወድ-ሰብ ዝሕይል ካብ ወድ-ሰብ ዝሕይል ኣይጸላእኩኽን ምስ ፈተኹኺ ሓንሳብ ዕድል'ዩ ኣብዩኒ ተበቲኑኒ ሓሳብ ተደለኹ'ውን ክርስዖ ቐቢጸ ኣይድምሰስን ኢዩ ኣብ ደም ዝሰረጸ ኣንቢበየ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ ርእየዮ'ውን ስእልታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ ኣንቢበየ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ ርእየዮ'ውን ስእልታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ ተደፋኒቐ ሕሉፍ ዘኪረዮ ውሕጅ ንብዓተይ ከም ማይ ሰትየዮ ኣይከኣልክዎን ምንባር ተነጺለ ምልማድ ኣብዩኒ ፍጹም ተሓሊለ ገደል ኮይኑኒ ዘይውጻእ ጸድፊ መዓልታት ነዊሑ ለይቲ'ውን ኮይኑኒ ዕጽፊ ዝጠዓምክዎ ዓንዴል ኮይኑኒ ዕረ እቲ መዓር ጠባይኪ'ዩ ኣዝዩ ዝመቀረ ኣዝዩ ዝመቀረ ንስኺ ኢኺ ሽምዓ ጥዋፍ ናይ ህይወተይ ወሃቢት ብርሃን ፋኑስ ናይ ደም ልበይ ተፈታዊት ቆጽሊ ጽላል ዓባይ ዳዕሮ ኣላይት ድኻመይ ከም ማይ ንጎረሮ ኣንቢበየ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ ርእየዮ'ውን ስእልታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ ኣንቢበየ ደብዳበኺ በብሓደ ቃላቱ ርእየዮ'ውን ስእልታትኪ ኣፍዚዙኒ ምጥማቱ ተደፋኒቐ ሕሉፍ ዘኪረዮ ውሕጅ ንብዓተይ ከም ማይ ሰትየዮ እናንደደኒ ውሽጠይ እናተቓጸለ ክኢለዮ ኣለኩ ሓሳበይ ሓዚለ ሓቂ ኢዩ ኩሉ ዘረባኺ ዝኾነ እርደኣኒ ኢዩ ኣይሰሓትኩዎን ኣነ ኣይረሳዕኩኽን እንታይ ከሞ ኽብል ኩነታት ሒዙኒ ካብ ወድ-ሰብ ዝሕይል ካብ ወድ-ሰብ ዝሕይል ኣይጸላእኩኽን ምስ ፈተኹኺ ሓንሳብ ዕድል'ዩ ኣብዩኒ ተበቲኑኒ ሓሳብ ተደለኹ'ውን ክርስዖ ቐቢጸ ኣይድምሰስን ኢዩ ኣብ ደም ዝሰረጸ ንስኺ ኢኺ ሽምዓ ጥዋፍ ናይ ህይወተይ ወሃቢት ብርሃን ፋኑስ ናይ ደም ልበይ ሕያወይቲ ቆጽሊ ጽላል ዓባይ ዳዕሮ ኣላይት ድኻመይ ከም ማይ ንጎረሮ ኣይጸላእኩኽን ምስ ፈተኹኺ ሓንሳብ ዕድል'ዩ ኣብዩኒ ተበቲኑኒ ሓሳብ ንስኺ ኢኺ ሽምዓ ጥዋፍ ናይ ህይወተይ ወሃቢት ብርሃን ፋኑስ ናይ ደም ልበይ:: #creatorsearchinsights #eritreanmusic #fypage #viral #viral

OLD IS GOLD
OLD IS GOLD
Open In TikTok:
Region: CA
Monday 27 October 2025 01:27:14 GMT
9680
173
8
25

Music

Download

Comments

user4817948817614
خلاء مو كعب كعب رفيق الني :
🥰
2026-03-19 20:22:06
1
dereje.tewelde
Dereje Tewelde :
🥰
2026-01-01 18:19:51
1
user3207301059341
Anbi :
🥰🥰🥰
2026-03-31 16:56:58
1
efarhaylu233
Efar :
🥰
2025-11-14 16:29:57
2
faid4755
Faid :
🥰🥰🥰
2026-01-02 05:20:12
1
efarhaylu233
Efar :
2025-11-14 16:29:57
1
user95421466
حبيب إبراهيم :
2026-01-09 12:46:44
1
nmaffm
🦋 butterfly 🦋 :
2025-11-13 19:33:25
1
To see more videos from user @oldisgold.28, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About