@ngsti_nebsa3: 🇪🇷🙏🥰#eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok ##voteadonay #varalvideo

ፃዕዳ ርግቢት🕊💙✌️
ፃዕዳ ርግቢት🕊💙✌️
Open In TikTok:
Region: SA
Thursday 06 November 2025 01:07:44 GMT
88549
6270
459
303

Music

Download

Comments

nahomdc3
Arsenal 💙 :
ብዘይ ውዕል ብሪቶርያ ብ ህልክ ኣብ ሓደ ሰሚርና 🤣🤣
2025-11-06 11:52:16
192
happiness.550
ፍቅሪ እዩ መንገደይ :
ሕቶ አለኒ ተጋሩ ከ ከምዚ አ ምገበሩኩም ዶ ነሪኩም ብዘይ ሐሳት🤣
2025-11-06 11:53:14
36
gbworjab
ሜሪ ጓል ትግራይ :
ብህልክ ዝፍቀር ህዝቢ ኾ ህዝቢ ትግርኛ ጥራሕ እዪ🤣 ይሞችየና እስኪ ፍቅሪ ጥዑም❤
2025-11-06 05:14:56
85
esttttt86
ኢቴነሽ :
ከም ሎሚ ኢለ ተሓጒሰልኩም ኣይፈልጥን ኤርትራዉያን ክብሪ ይሃብኩም💖🙏
2025-11-06 05:34:00
39
tgiray.adey4
ዕንቂ ባሕሪ :
ፖለቲካ ረሳሕ እምበር ክንፍቶ ምዓት🥰🥰🥰🥰
2025-11-06 11:09:38
29
samrawit8519
🌖99 ጨረቃ ✨👸 :
ጌርናልኩም ናበሉ ክፅሙሙና እዮም እምበር ፅባሕ ክዓ 🇪🇷
2025-11-06 13:24:35
6
mamigaltigray14
ጓል ዓጋመ tigray💊❤ :
ኤርትራዊያን የቀንየልና ካብ ፀልማት ጊዜ ክሳብ ሕጂ ኣብ ጎንና ደው ዝበልኩም ክብሪ ይግበአኩም💙🙏🙏
2025-11-06 20:26:38
8
cr791750
Tsadi @CR7💊💊 :
ገጢምናኩም ኢና ደቂ ኤረይ እቺ ጠጋጠጋ እቃ ለማንሳት ነው ንዘይፈልጠኩም ኣቱም ርኹሳት
2025-11-06 09:27:24
1
jorgemendesnaruto
NaruTo :
ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ንተጋሩ ይሕዋትና ኣብ ናይ ሊብያ ንሕግዝ ኣብ ሕማቅ ግዜ ኪናት ብዓቅምና 40 % ኤርራዊን ንሕግዝ ኔርና ኣብ ዝተፋላለየ ናይ ማስሜዳ ሽጉራት ንሕግዝ ። ተጋሩ ታይ ሓጊስኩምና
2025-11-06 16:05:18
6
dyrj2u5vd73u
ኮኮብ ሰማይ🤎 :
ውዕለትኩም በዚሕና ደቂ ኤረይ 🤣🙌❤️
2025-11-06 05:18:28
17
magiye216
ማጊ👸ጋል ዛሌ ☦️²⁷🦋 :
ደቂ ትግርኛ ንፍለ ኢና ብስሩ❤❤❤
2025-11-06 08:06:58
11
.tdf865
ስጠብቅህ~ልኑር 𝑑𝑎𝑛𝑖𝑡𝑒𝑦🫂27🛐 :
ሰብ ኮይኑ ትግርኛ ተዛራቢ ክኮን እንየዎ 🇪🇷💊🥰❤️ናመስገንና ኢና 🇪🇷 ኣሕዋተይ💪🙏
2025-11-06 13:01:28
10
senaitberhe60
Senait Berhe60 :
ከም ገለ ይገብርካ ኣምላክ ፍቅሪን ሰላምን መሊኡ ይገበረልና🙏🙏🙏
2025-11-06 10:09:17
11
user8281816061434
ከም ድልየተይ🇪🇹💒🇮🇱💓 :
አረ ዳድየ ሓሰውት እዝኦም ብዳካም ጎድንና አትዮም ክፋላልዩና እበይ ንተጋሩ ሓስቦም ዶ ይመስለኩሕም ትግራዋይ ኩሉ ከም ህዝብ ካብ ምድር ገፅ ክጠፍእ አለዎ አሎም ዝፅዕሩ ዘለውስ ሰባትስ
2025-11-06 06:32:06
4
hs4422
ቃል💏 :
ብባዕልና ኢና እምበር ልፀላኢ ተሓላሊፍና አይንዋሃብይ ትግርኛ ሕሩናት🤣😘😘
2025-11-06 08:05:41
6
selu868
selu🥀🦋💊🥰 :
ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም🥰🤣
2025-11-06 06:28:47
7
redsea027
Red Sea :
አዶናይ ያሸንፋል 🙏🇪🇷🙏 ከጎኑ እንሁን ፅምዶ ንቅድሚት👍🇪🇷💪
2025-11-08 14:10:16
2
muna.huseen02
Muna Huseen :
አዶናይ ይመችዮ 👌❤🥰ሔዋውስና ፍቅሪ ጥዑም ንኺድ ካምአልና ✌️✌️✌️❤❤❤
2025-11-07 15:52:58
3
galeriii143
ትግርኛይ😊🕎💙 :
ከምዚ ዘፋቅር የምፃልና ንኩሉ ግዜ🤭❤️
2025-11-06 15:21:16
4
.1222096
ማሂ🫂🦅12☦️🛐 :
ኣብ ሂወተይ ከምዚ ተገሪመ ኣይፈልጥን 👑🥺♥️🥰 King ደቂ ኤሪየ 🇪🇷🥰😇👑🫶
2025-11-06 12:19:20
4
kingafrica146
king africa :
ብህልክ ዝኩሎ ዘየብሉ ህዝቢ🤣
2025-11-07 21:01:30
1
121212wwwtiktok
𝑠oil Ze wejerat♥️12🦋 :
ህለከኛ ህዝቢ❤🤣🤣👌
2025-11-11 17:49:23
1
meaza812
𝐆𝐚𝐥 𝐀𝐭𝐬𝐛𝐢🎀💫 :
ብዘረኝነቶም ንዓና ዓሪቆምና😂❤🇪🇷🌹💊❤ ባይዘወይ ድል ንደቂ ትግርኛ ጥራሕ እዩ።💪💪💪
2025-11-06 11:20:59
4
onlitey1
🫰ምስሊ👸ፋዘራ🧑‍🍼 :
ደቂ ትግርኛ🥰🥰💋
2025-11-06 11:58:32
3
littay.mekonen
Littay Mekonen :
2025-11-06 08:54:18
3
To see more videos from user @ngsti_nebsa3, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About