@katelitvinn: А вы знали про это? Артикул на сыворотку для роста бровей и ресниц: #WW178901 (копируй вместе с WW) РП

katelitvinn
katelitvinn
Open In TikTok:
Region: NL
Wednesday 26 November 2025 18:12:35 GMT
362
13
2
1

Music

Download

Comments

fengoaaa
Miko_mi!!! :
аааа, мне не нравится, что они быстро растут 😭😭😭
2025-11-28 15:41:45
0
To see more videos from user @katelitvinn, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣየ እዛ ዓለም! መድረኽ ግብዝና፡ ዘይውዳእ ትያትር፡ መዐንደሪ ጽልልና። ትህኪት እዩ ዝወርሰካ፡ እንተጠመትካዮ ኩሉ፡ ሓሶት ተጎልቢቡ፡ ሓቂ ተሳሒሉ፡ እዝኒ ዘይሰምዖ የለን፡ ዓይኒ ዘይርእዮ፡ ግንባርካ ተገቲርካ፡ ንመን ኢኻ ትጽበዮ?  እምበኣር ሰማዕ! ኣብዛ ጭራሕ ምራሕ ዝበዝሓ ባዛር፡ ኣነ መሪጸ ኣለኹ፡ ናተይ ቀጽሪ ክሃንጽ ቀጽሪ ሓጹር። ውልቃዊት ዓለመይ፡ ዕርዲ ናይ ጽሞና፡ ኣብኡ የለን ድምጺ፡ የለን ዳንኬራ ግብዝና። ማዕጾይ ዓጽየዮ፡ ቁልፊ ናብ ባሕሪ ደርብየ፡ ንነብሰይ ከዕልላ፡ ብገዛእ ርእሰይ ሰርየ።  ዓለም ትብላዕ፡ ዓለም ትቃጸል፡ ኣብ ውሽጠይ ኣለኹ፡ ከም ጽኑዕ መንደል፡ ሰብ ዝበለ ይበል፡ ህዝቢ ይውሓዝ ከም ውሕጅ፡ ኣነ ኣብ ጽላል ጽሞና፡ ተጠቕሊለ ብሰንጠረጅ። በይናውነትስ ፍርሒ ኣይኮነን፡ ንሱ እዩ እቲ ሓይሊ፡ ንኹሉ ሸልቺዉካ፡ ክትከውን ናይ ርእስኻ ዓታሊ።  መን ክርድኣካ? መንከ ክመዝነካ? ኣብዛ ናይ ብሕትኻ ዓለም፡ ንስኻ ኢኻ ንጉስካ። ረሳሕ ጭቃ ዓለም፡ ክዳንካ ከይትንክፍ፡ ኣብ ገዛእ ገነትካ፡ ጽንጽዋይካ ጸሓፍ። ብኣካል ምስ ሰብ፡ ብመንፈስ ግን ርሑቕ፡ ከም ንስሪ ሰማይ፡ ካብቲ ጫውጫው ንላዕሊ ንጠቕ።  እወ! ተሪር እዩ እቲ መትከል፡ ውልቃዊት ዓለሙ ዝሓዘ፡ መን ኣሎ ዝንቀል? ስልኪ ክውርወረካ፡ ሰብ ከምርረካ፡ ኣብ ውሽጥኻ ዕረድ፡ ንሱ እዩ ምድሓንካ። ዓለም ናይ መሳልል እያ፡ ኩሉ ክድይብ ይጋደል፡ ኣነ ግን ወሪደ፡ ኣብቲ ዓሚቕ ዔላ ጽሞና ክቕመጥ ብድልድል።  ኣብዛ ውልቃዊት ዓለምና፡ ሓሶት ነጊሱ፡ ክፋእ ምስ ግብዝና፡ ሕልናን ነብስን ጥራይ፡ ዝቃለሱልና። ዝሸልቸወካ ኩሉ፡ ኣብ ኣፍደገ ግደፎ፡ ነቲ ናይ ብሕትኻ ዓለም፡ ከም ክቡር ዕንቁ ሕቀፎ! ©✍️ミ☦ድምጺ መቓልሕ☦彡🇪🇷 #ኤርትራ_ን_ኤርትራዊያን_ብ_ኤርትራዉያን🇪🇷🇪🇷🇪🇷 #ካብ_ኤርትራ_ዘይውለድ_ኣይጭዋን🇪🇷🐪 #ኤርትራ_ንዘልኣለም_ትስሓቅ🇪🇷 #ሴማውያን #ትግራይ🇻🇳

About