@susumua2: Thlo #thesusuway #susuinseattle🇺🇲

susu
susu
Open In TikTok:
Region: US
Wednesday 03 December 2025 10:17:21 GMT
386856
16842
721
1362

Music

Download

Comments

ksanetksanet75
ዓጋመ ኢልካ ነዓ :
ንፎልጦ ኢና ባህልና እዩ ኣዴታትና ሚሂረናና እየን😂
2025-12-03 10:22:10
187
nardos.nardi05
ተዋህዶ ወይም ሞት 44።🦅♥️ :
ንሕና ደቂ ዓጋመ ዘዕብየና ባህልና ክብርናን እዩ ጥሕሎን ሜስን ንደቂ ዓጋመ ግደፍዮ ካልእ ኣምህርና ግዳ ❤🙏
2025-12-03 11:02:39
84
usernamn296
ye maryam lij :
ብጣዕሚ እንድየ ዝፈትወኪ ኔረ ሕጂ ግን አሕርቅኪኒ አብ አስመራ ደቂ ሰንዓፈ ደቂ ስመጃና የለውን ማለት ድዩ 100 ክለመተር ዩ እኮ ፍልልዩ ደሓር ከኣ ኣብ አስመራ ተጋሩ ነበርቲ ይበዝሑ። ንፈልጥ ኢና አብ አስመራ ንበልዖ ኔርና። ግን ጽቡቅ ሰሪሕክዮ🥰
2025-12-03 13:19:39
15
lili_lili53
tigray Aday :
ዋይ ግደፍባ ሰብ ክበልኦ ሪኤዮ ዘይፈልጥ ትብሊ ሱሱ ለእበየና 🥺
2025-12-03 11:21:35
5
hevensesun
ስንዑፈይ መለይ 👸🤍✨🕊😇 :
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኺ ❤ ጸብሒ ንጥሕሎ ክትሰርሒ ከለኺ ማይ ብዙሕ ኣይትጠቀሚ እንደገና እንጀራ ገምጢልካ ኢኻ ትጥቀም ❤😇
2025-12-03 10:51:14
51
user7590631936562
𝐃𝐞𝐥𝐢𝐧𝐚🤱🤍🦋✝️(ዕባይ ኣፅቢ) :
ጎበዝ እኺ ናይ መጀመርታኪ ኣይመስልን❤️👌
2025-12-03 11:11:11
46
barchu62
Aryam :
ጎቢዝ እንዲኪ ንእሽተር ኣትሪርክያ ሱዘይ ንካልኣይ ጊዘ ኣለምልም ኣብልዮ ዝያዳ ክፅብቀልኪ❤😍
2025-12-03 10:37:03
25
weyni249
weyni Brhane 🥰❤️🙏🏾 :
ፅብቅ እንዲኪ ዘለኪ መክስብ ግንሲ ፅፊሪ ዘለዋ ጋል ግን ጥሕሎ አይትስርሕን እያ 🙏🙏
2025-12-03 12:28:24
7
fiiifffii
ሃኒተይ ናተይ🎀🎉🍬🍹🦋🦋🦋🦋 :
2025-12-03 19:49:49
5
atfur8
Ruh G :
ጥሕሎ ናይ ትግርኛ ከባቢ ሰንዓፈ ን ናይ ትግራይን እዩ 🤍🥢✨ናይ ብሓፈሻ ኩሉ ሓበሻ ኣይኮን።
2025-12-03 22:29:40
7
cr7.cr287
ሓፍቲ ኣማን :
the ምንጭት ምንጭት part 😅😂😂
2025-12-03 12:15:09
5
ghiziena.ghirmay
Ghizu :
ኣብ ሰንዓፈ ስመጃና ፍሉጥ መግቢ እዩ ሱሱየ ወሓላሉ ኣዴታት እየን ዝሰርሕኦ እቲ ጥሕኒ ብፍላይ ብሑጻ እዩ ዝቁሎ። ተፈቲንካ ከኣ ኩሉ እዩ ዝከኣል ወሓለ ኢኺ ብኹሉ።🥰🥰🥰
2025-12-04 19:30:16
7
fyeri123456
Fyeri Tgiray ጓል ዓጋመ :
ጥሕሎስ ንብረትና እያ 🥰🥰🥰🥰
2025-12-03 16:04:43
2
habteabtsegay7
Afom :
wawwwww❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-01-18 07:42:08
1
gudayeyyaykonen
Hewi💎💌 :
ገቦዝ ኢኪ መጀመርያኪ ኣይመስልን👌💙
2025-12-03 21:02:47
5
user283149224315
ቢራቢሮ🦋💛🇪🇹99 :
ግን ሽንኩርቲ አይግበሮን ድልክ በርበረን ቋንጣ ወይ ሩሑስ ስጋ እዩ ማዓረይ
2025-12-03 10:58:22
17
user7005659532126
➻💊ነቡ ጓል ተዋህዶ ⛪️✝️➻◦ :
ኣሰይ ምቅርቲ መጀመርታኪ ዘይመስል ፅሪቲ ተባረኪ ❤🥰ግን ጥሕሎ ኣናፊቅክኒ ዓጋመና🤲❤
2025-12-29 22:29:34
3
juleit497
Dezdemuna🥹 :
Ai እምትመስልኝ እኔን ብቻ አይደለማ 🤔
2025-12-03 10:27:41
10
maghiilo
ባይዘወይ :
እቲ ጽፍርኺ እንታይ ገባራይ እዩ ?
2025-12-03 11:12:27
5
user4661826178366
samri,m :
yene wahle 😘😘😘gn bhanti eidki eya twdek😍✌️
2026-01-10 22:12:43
2
michael_aboyy
Wakandan 🇪🇷 :
Senafe ጥሕሎና 😋
2025-12-06 20:24:11
2
merrywid8sj
merry :
keep going 💪 shkorina
2026-01-10 11:40:55
1
majesticafrican
Bahri Negassi :
So the only thing is you need to include is adding Siljo, Tihini, garlic, mustard seed snd fenugreek in the yogurt it’s called Hazo or Mebreya. Other than that it’s good.
2025-12-04 20:41:53
4
redmi.a33775
حنان :
2025-12-05 17:47:50
1
absulove56
ONE DAY :
2025-12-03 15:16:02
1
To see more videos from user @susumua2, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About