@creator.search.ins9048: #habeshatiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ፀንታ_ለዘለዓለም_ትኑር #ኢትዮጵያ_ለዘለዓለም_ትኑር🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ፀንታ_ለዘለዓለም_ትኑር

ስላሜ ነሽ ድንግል🙏
ስላሜ ነሽ ድንግል🙏
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 16 December 2025 11:42:00 GMT
84594
2203
61
687

Music

Download

Comments

.0557430981
ሊሊ የዉበት ሳሎን ሪያዲ 0557430981 :
ናይ መሰንጀር አይኮነይ ናይ ደረቅ እዩ እንበይተዋ
2025-12-17 06:09:27
9
.ys284
𝙎𝗲𝑙𝑎𝒎💃🌸 :
ናይ ደረቅ ስልኪ ኣርእይኒ
2025-12-17 01:00:11
3
daniwedredsea
ሊቨር for ever :
በጃኻ ተገዲስካ መልሰለይ ናይ ዋሳብ ናምበር ብከመይ ይቅይሮ ከምኡ ውን ዝመዝገብዎ ቁጽሪ ናይ ዋሳብ ኣብ ወሳብ ኣይመጽንን ዩ
2025-12-16 20:23:49
1
ku50694
ሞኙ ልቤ💔😭🥀💋🦅ነኝየብረየ ወዳጅ😘👭 :
ብሙዚቃ ገይሮዮይ ብገመይ ከም ዘስፈርኩዎ ረሲዐው ወይኔ🤣🤣🤣🤣
2025-12-16 18:32:47
2
user2572528703876
ሄለን :
የቀንየልና ክብረተይ ኮሞንት መዕፀዊ ኣርእይና ኣብ f ዝኮነ ይኩን ዝፖሰትናዮ ቭድዮ/ፎቶታት ክንዓፅዎ ኮመንት ከመይ ገርና
2025-12-16 20:21:49
3
danayet16
ዳይና :
ብመስንጀር ዘተደወዉልናያ ፀሓፍ ለጥፈእና ብከመይ ንምለሶ
2025-12-16 15:42:58
4
user7679030499032
ምንባር ብተስፋ 👸☺️👌 :
ናተይስ ኣቢኒ ጀዋለይ ግዲ ሓደ ዘይኮና ☺️
2025-12-17 23:14:01
2
m777393
ይሳካ ብየ ነው :
አረ መዓረይ መልሰለይ ንዓይ መሰንጀረይ ባዕሉ ናይ ሰብ ምእታው ላከለአኒ ክፅሕፍ ኣይክልን ክድውል ኣይክእልን ግና ናብ ኩሉ ሰብ ኣይኮኑን
2025-12-16 16:45:51
1
fthi.23
F & S 🫀 :
b vedo eba negerna
2025-12-16 19:57:58
1
brye.brye77
Brhane hans :
ናይ fb ኣካውንቲ ኣለኒ ስልኪ ቁፅሪ ጠፊእኒ ክከፍቶ ደልየ ግን ኣብዩኒ ተርእይኒ ትኽእሊ ዶ ሲስተር❤🥰
2026-02-02 17:22:52
0
wesanit12
✥𝐀𝐃𝐌𝐀𝐒 ፍቅሪ♡ :
አረ ንዓይ ኣብዩኒ😳😭
2025-12-16 16:48:05
2
selie228
It's me :
ናተይ ቅጭል ዝብል ድምፂ ጠፊኡ አቢኒ ቴክስት ከአተኒ ከሎ አይሰምዖን
2025-12-19 01:30:59
1
user66717854055664
user66717854055664 :
bor abnie ba 🥰🥰
2025-12-16 20:04:49
1
user2321961415044
ተመስገን ኣምላኬ❤ :
ሙሉእ ሙዚቃ አምፅእለይ🥰🥰🙏
2025-12-16 15:34:22
2
meri.meri557
Mሰብራቴ🤱💔🖤 :
አረ ናደረቅ አዩ አዚ 😂🤔
2025-12-25 16:27:12
0
user4628690791835
ተመስገን ኣምላክ ቲቲ ቲቲ :
ቪዲዮ ኣሪእኒ ዝሓፍተይ
2025-12-21 13:11:38
0
galhaftu16
ጓል haftu🤌💫.. :
ኣረ በጃካ መዓረይ fb ፓስወርድ ምቅያር ኣርኢኒ🙏
2025-12-20 14:38:31
0
maxlit36
ስዉር ንቭዓታ💔😢🖤 :
ልኣይስ ኣቢኒ😥😥
2025-12-16 19:02:21
0
denaytgaltdf56
denaytgaltdf5 :
ናይ አየፎን እባ አሪእኒ 🙋🏻‍♀️
2025-12-17 21:49:41
0
user9285539390817
user9285539390817 :
ስሙ እባ ንገርኒ
2025-12-17 22:02:17
0
seluselu241
𝕗𝕖𝕥𝕒𝕨𝕚𝕥 𝕥𝕕𝕗🥰👸🥰 :
በጃኺ ተገዲስኪ መልስለይ መሰንጀር ከዕልል ከለኹ ኣብ ሞንጎ ድምፀይ ንውሽጢ ላትዓበሰ ኣብይኒዋ ክዕረ ይኽእል ዶ🤲🙏❤
2026-02-02 02:03:14
0
1234for59
1234For :
hihi
2026-02-23 14:58:27
0
user5669769934639
🔥🥰 :
ኣብ መሰንጀር ሰብ ዝሰደደልና ሪከርዲ ናብ ሰብ ሼር ምባል ኣብዩኒ
2025-12-22 02:29:25
0
mamaswet0055
TemeSGeN NkuLu :
መዝመር ክንገብረሉ ንክልዶ ኣሪእኒ ሓፍተይ መዓረይ በይዛኪ🙏
2025-12-18 11:02:47
0
zalie539
Zalawit🦋 :
ንኣይስ ኣቢኒ😥
2025-12-16 20:31:35
0
To see more videos from user @creator.search.ins9048, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About