@nhatmai7861: Thùng Givi E250N2 lắp ráp tại #x135shop #gividanang #thunggivi

Xuan Nhat -X135SHOP
Xuan Nhat -X135SHOP
Open In TikTok:
Region: VN
Wednesday 17 December 2025 04:33:16 GMT
549
14
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @nhatmai7861, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበራ ቀጥታዊ ተበጻሕነት ዝተቛረፀሉ መገዲ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ፡ መንግስቱ ኣፍ-ደገ ባሕሪ ንምርካብ ዘለዎ ድልየት ደጊሙ ኣረጋጊጹ። ንሱ፡ ኣብቲ ትማሊ ዝጀመረ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ መኽፈቲ መደረ ኣብ ዘስምዓሉ እዋን፡ ውሽጣዊ ድኽመታትን ኣፈላላያትን እታ ሃገር
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበራ ቀጥታዊ ተበጻሕነት ዝተቛረፀሉ መገዲ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ፡ መንግስቱ ኣፍ-ደገ ባሕሪ ንምርካብ ዘለዎ ድልየት ደጊሙ ኣረጋጊጹ። ንሱ፡ ኣብቲ ትማሊ ዝጀመረ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ መኽፈቲ መደረ ኣብ ዘስምዓሉ እዋን፡ ውሽጣዊ ድኽመታትን ኣፈላላያትን እታ ሃገር "እስርቲ ጂኦግራፊ" ክትኸዉን ከም ዝገበራ ተዛሪቡ። ኢትዮጵያ፡ ብሰንኪ ውሳነታት "ዘይተመርፀ መንግስቲ" ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበራ ተበፃሕነት ከምዝሰኣነት ተዛሪቡ። ኤርትራ፡ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝተደገፈ ህዝባዊ ውሳነ፡ ዓብላሊ ድምፂ ድሌት ናፅነት ስዒቡ፡ ግንቦት 1993 ብወግዒ ናጽነታ ኣዊጃ። ኣብቲ እዋን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ዝነበረ ብኢህወዴግ ዝዕብለል፡ መሰጋገሪ መንግስቲ ዀይኑ፡ እቲ ቀዳማይ ሚኒሰተር 'ዘይተመርፀ መንግስቲ' ብዝብል ዝጠቕሶ ዘሎ ነዚ ኣጋጣሚ ከምዝዀነ ተዓዘብቲ ይዛረቡ። #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹#tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #bbcnewstigrinya #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tiktok #abiyahmed

About