@soygoldenn: #fypシ #tiktok #pelinegra #v #explore

Golden
Golden
Open In TikTok:
Region: MX
Thursday 08 January 2026 07:40:58 GMT
61354
2209
22
56

Music

Download

Comments

To see more videos from user @soygoldenn, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብ ባህላዊ መሳርሒ ሕርሻ ማሕረስ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ክፍልታትን ኣቑሑትን ስሞም እዞም ዝስዕቡ እዮም፦ 1, ነዊት፦ ነቲ ኣርዑትን ዕርፊን ዘራኽብ ነዊሕ በትሪ። 2, ኣርዑት፦ ኣብ ክሳድ እቶም ዝሕርሱ ኣሓ (ዕቡናት) ዝግበር ዓንጨይቲ።  3, ዕርፊ፦ እቲ ሓራሲ ብኢዱ ጨቢጡ ዘቕንዓሉን ዝመርሓሉን ክፋል። 4, ድጉሪ፦ እቲ ንማሕረሻ (ሓጺን) ሒዙ ኣብ መሬት ዝሰጥም ረጉድ ክፋል ዕንጨይቲ እዩ። 5, ማሕረሻ፦ እቲ ሓጺን ኮይኑ መሬት ዝሰንጥቅ ክፋል።  6, ከርፈስ፦ ነቲ ድጉሪ ምስ ነዊት ዘራኽብ ሓጺር ዕንጨይቲ። 7, ቀራቕሮ (ቆራቑሮ)፦ እቲ ሓጺን ማሕረሻ ኣብ ድጉሪ ንምጽናዕ ዝሕግዝ ናይ ሓጺን ቀለቤት። 8, ምራን ቀደም፦ ካብ ዝጸረየ ቆርበት ብዕራይ ወይ ላም ዝተሰርሐ ነዊሕን ተሪርን ገመድ (ጥፍሪ) እዩ። 9, ምራን ቆርቆሮ፦ ነቲ ሓጺን ማሕረሻ ምስቲ ሓንጋር (ድጉሪ) ኣጽኒዑ ዝኣስር ናይ ቆርበት ገመድ ወይ ሓጺን ቀለቤት እዩ። 10, ምራን ከርፈስ፦ ነቲ ከርፈስ (እቲ ሓጺር ዓንጨይቲ) ምስቲ ነዊሕ በትሪ ማሕረስ (ነዊት) ዘራኽብ ናይ ቆርበት መእሰሪ እዩ። 11,  ቅትርቲ፦ ኣብ መንጎ ነዊትን ድጉሪን ወይ ዕርፊን ተወቲፋ ትነብር ሓጻር ዕንጨይቲ እያ። 12, ውሻል፦ ነቲ ነዊትን ዕርፊን ብሓባር ዘራኽብ ቆራጽ ዕንጨይቲ ወይ መትሓዚ እዩ። 13, ሳእኒ ኣርዑት፦ ኣብ ጫፍ ጫፍ ኣርዑት (ኣብ ክሳድ ብዕራይ) ዝግበር ናይ ዕንጨይቲ ወይ ቆርበት መትሓዚ እዩ። 👉follow.Like.comment.share  -Adam first page  #eritreantiktok  #tigraytiktok  #eritrea

About