@violet.bb100: 15 degrees on this bluebird day! #bluebird #ski #mountains

Violet Walker
Violet Walker
Open In TikTok:
Region: US
Friday 09 January 2026 20:18:25 GMT
11401
268
6
4

Music

Download

Comments

sam.yetto
Sam Yetto :
where did you go? I 🎿
2026-01-10 11:45:41
0
alvinp75
alvinp75 :
🥰🥰🥰
2026-02-08 03:38:05
0
tyson_cg.1
Tyson_CG :
🍀🍀🍀
2026-01-14 03:54:51
0
languagetraveler
Hugo :
❤️❤️❤️
2026-01-11 16:16:51
0
mohammed130003
༺✨𝓜𝓸𝓱𝓪𝓶𝓶𝓮𝓭 ✨༻ :
🥰🥰🥰
2026-01-10 00:24:39
0
To see more videos from user @violet.bb100, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🕊✨
🕊✨"ስደት በይኑ ከቢድ እዩ። ዓድን ስድራን ርሒቕካ፣ ኣብ ዘይንፈልጦ ዓለም ንበይንኻ ምዃን ልቢ ይሰብር እዩ። ግን እግዚኣብሔር ኣብዚ ናይ ስደት መገደይ፣ ሓደ ዓቢ ህያብ ሂቡኒ... ንሱ ድማ እቲ **ብምሉእ ልበይ ዘፍቀርክዎ** ጽላል ህይወተይ እዩ። ➴🤴💟"ንዕኡ ከፍቅሮ ከለኹ፣ ንፍርቂ ልበይ ኣይሃብክዎን። ንስምዒተይ ኣየጣረጥኩን። ሎሚ ኣብዚ ናይ ስደት ቃንዛን ናፍቆትን ብሓባር ክንጓዓዝ ከለና ግን፣ ፍቕሩ ካብቲ ናይ መጀመርታ ብዕጽፊ ሓዪሉ ይስምዓኒ ኣሎ። ንሱ እቲ ኣብ ጽንኩር እዋን ዘጸናንዓኒ፣ ክደክም ከለኹ ዘተንሥኣኒ፣ "ኣይትፍርሂ ኣነ ምሳኺ ኣለኹ" ዝብለኒ ናይ ነፍሰይ መጸግዒ እዩ። 🕊"ኣብ ናይ ስደት ጸልማት... ንሱ እዩ ብርሃነይ✨👀 ሰባት ስደት ጸልማት እዩ ይብሉ፣ ኣነ ግን ምስኡ ዘለኹሉ ህይወት ኩሉ ግዜ ብርሃን እዩ። እዋናት ክቕየሩ፣ ንፋስ ስደት ብሓይሊ ክነፍስ፣ ዓለም እኳ ክትገላበጥ ትኽእል እያ። ግን እቲ ንዕኡ ዘለኒ ፍቕሪ ኣብ ውሽጢ ልበይ ከም ጽባሕ ንግሆ ኩሉ ግዜ ሓድሽ እዩ። ❤🤴"ብሓባር ምዃንና፦ኣብዚ ናይ ስደት ዓለም ኣካላትና ጥራይ ኣይኮነን ብሓደ ዘሎ፣ ልብናን ሕልምታትናን እውን ብሓደ እዩ ዝሃርም ዘሎ። 🕊"እቲ ዓቢ ጽንዓተይ፦ ንሱ ንዓይ ናይ ሓደ እዋን ታሪኽ ጥራይ ኣይኮነን፤ ንሱ እቲ ኣብ ስደት ኰይነ መጻኢና ብተስፋ ከም ዝጥምት ዝገበረኒ ሓቀኛ ጀጋና እዩ።🤴💟 💖 ቃል-ኪዳን ፍቕሪ"ነቲ ብምሉእ ልበይ ዘፍቀርክዎ... ኣብ ስደት ምሳይ ዘሎ። ንስኻ ናይ ልበይ ንጉስ፣ ናይ ጽባሕ ተስፋይ፣ ናይ ሎሚ ሓጎሰይ ኢኻ። ኣብ ውሽጢ ጸሎተይ ኩሉ ግዜ ትኹላዕ ኣለኻ።"* 🌎"ዓለም እንተደለየት ትጨክን፣ እዚ ናይ ስደት መገዲ እውን ብድሆታቱ የብዝሓልና። ኣነ ግን ምስኡ ክሳብ መወዳእታ ክስጉም እየ። ምኽንያቱ ንሱ ንልበይ ፍረ ዘልበሰ፣ ንነፍሰይ ድማ ኣብ ስደት ከላ ናይ ዓዲ መቐረት ዘስተማቐረ ሓቀኛ ፍቕረይ እዩ።ንዘልኣለም ከፍቅሮ እየ።✨🤴💟🕊 🌎✨"ኣብ ስደት ኮይንካ ምፍቃር ድርብ ጅግንነት እዩ። ሓደ-ሓደ እዋን ናይ ስደት ጸቕጥን ድኻምን ንስምዒታትኩም ክዳባብቆ ስለ ዝኽእል፣ ኩሉ ግዜ ክፉት ልብን ተጻዋርነትን ይሃሉኹም። ሓቢርኩም ዝሓለፍኩምዎ መዓልታት ንጽባሕ ዓቢ መድረክ ዓወት እዩ እሞ፣ ንሓድሕድኩም ተኸባበሩን ተደጋገፉን።"🤴🌎❤ ጸሓፊ ብሪንግስቲነብሳ👸💚🌎💟 #habeshatiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #creatorsearchinsights #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

About