@haye._haye: ኣብ እዋን ወርሓዊ ፅግያት ክትገብርዮም ዝግብኡ ጥንቃቐታት - ኩሉ ግዜ ፅሩይ ሞዴስ ምጥቃምን ብእዋኑ ምቕያርን። - ሞዴስ ወይ ክዳን ዉሽጢ ድሕሪ ምቕያርኪ ኣእዳውኪ ብማይን ሳሙናን ምሕፃብ። - ኣብ እዋን ወርሓዊ ፅግያት ወይከዓ ቅድም ኢሉ ዘጋጥም ቃንዛ/ቁርፀት ከብዲ እንትህሉ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ምግባር፣ ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ሕቖኻ ጥብቕ ዝበለ ወይከዓ ሙቐት ዘለዎ ጨርቂ ምእሳር። - እቲ ቃንዛ እንተቐፂሉ ወይከዓ ካሊእ ፍሉይ ነገር እንተተሰሚዑካ ድማ ኣብ ቀረባኺ ናብ ዝርከብ ትካል ጥዕና ወይከዓ ናብ በዓል ሞያ ጥዕና ብምኻድ ምምኽኻር የድሊ። - ምቾት ምስ ዝህባኺ ካልኦት ደቂ-ኣንስትዮ ወይ ኣዋልድ ንምውጋዕ ዘይምፍራሕ ወይ ዘይምሕፋር። #haye #ሃየ #stiawareness
ሃየ | Haye
Region: ET
Saturday 17 January 2026 14:11:39 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @haye._haye, please go to the Tikwm
homepage.