@jogar____100:

jogar ____100
jogar ____100
Open In TikTok:
Region: DE
Monday 19 January 2026 05:53:38 GMT
230816
15995
712
2495

Music

Download

Comments

dragos.1302
Bruno8 :
ሰማዒ ስኢና ከም ደም ስኒ ናብ ውሽጥና እናዋሓጥናዮ ንጉዓዝ ኣለና ግን ኣጆኻ🥺
2026-01-19 22:09:24
150
dfgffg.hhghfftu
ትጂ TĎf👸🤌❤‍🩹 :
ግን ልምንታይ እዩ ከምኡ ከይኑ መልሲ ዝሳኣንኩሉ ሕቶ😥😥🤲
2026-01-19 13:29:43
71
loveyoumaom0
ermi 🇪🇷 🇮🇱 :
ኣነ ማራ ተሕጉሰኒ ከምዚ ሓውና ዝቦሎ ሰብ ኣይኣምንን እየ ክገርመኹም ሓደ እንኾ (1) ኣምላኽይ ጥራ የ ዝኣምን ሑጉስ የ ክኣ Thanks Good 🙏
2026-01-20 10:36:23
16
low.ricky5
🏀 NBA 🇺🇸 :
ንዝኮነ ሰብ ከይኣምን ምስ ነብሰይ ቃል ኣትየ ኢየ ብዘይካ ወላዲተይ ወላዲየይ ካልእ ዝኣምኖ ሰብ የለን ንዝኮነ ሰብ ከይትኣምኑ ማለት ልቡኩም ክሳብ ዝጠፍኣኩም ኣይትእመኑ ።
2026-01-19 23:09:41
28
kurara_____1
ኩራራ✞.👁️‍🗨️💧👁️‍🗨️ :
ኣብ ጥልመት ዘሎ ስቃይ ዝፈልጦ ጥራይ እዩ ዝርድኦ 🥺
2026-01-20 12:42:31
8
2025zemen
ሓበሻ ዕደ(Ermi)💚 :
መን እዩ ንመን ዝብድሎ ዘሎ ኩልና ተበደልቲ ኮይና ንቀርብ ዘለና ደኣ ገሌናስ ባ ተቀበልቲ ጌጋና ንኩን ። መን እዪ በዳሊ ተበዳሊ ኮ ተሓዋዊስና 😔😳
2026-01-22 07:14:04
0
areg.bro
Nigrey :
አጆኻ ብራዘር💪💪💪
2026-01-19 22:21:27
14
ezgabiherguasayeyeyu3
ተኽለ ኣብራሃ 🙏⛪️🙏💒✝️🙏🇬🇧 :
ኣጆኻ ልዕለይ ዝተበደለ የለን ኣነ ግን ተማሂረ ንኣምላኽይ ክኣ የመስግኖ ኣለኹ 💪💪💪💪💪💪💪
2026-01-20 00:10:34
17
user2521398860563
mahlet kidane :
ኣጆካ ሓላፊ እዩ ትዕግስቲ ጥራሕ
2026-01-19 15:55:48
12
hawimili.1
Wedi Gash arekub :
መግለጺ ዝሳኣንኩሉ ወዲ🙏🥰🥰🥰
2026-01-20 16:20:02
3
wedibini1
wedi bini ✝️ :
𝙮𝙖 𝙣𝙖𝙮 𝙗𝙝𝙖𝙦𝙞 𝙖𝙣𝙚 𝙖𝙗 𝙝𝙞𝙬𝙚𝙩𝙚𝙮 𝙠𝙚𝙢𝙪 𝙖𝙜𝙖𝙩𝙞𝙢𝙣𝙞 😭😂🥰 𝙗.𝙢𝙚𝙣 𝙚𝙮𝙪 𝙠𝙚 𝙗𝙚𝙩𝙞 𝙩𝙖𝙢𝙣𝙤 𝙨𝙚𝙗 𝙢𝙠𝙖𝙣𝙪 𝙚𝙮𝙪 🥰 💚👌
2026-01-19 16:23:41
6
user8550400299857
ሚሊሚሊሚሊ :
ባሓቂ ላብመይ 🙏🙏🙏
2026-01-19 10:09:21
8
lala12use
jesus :
2026-01-20 00:44:51
5
harestay3
ሓረስታይ :
🥺 yes
2026-01-20 21:43:26
3
frehaileslase4
frehaileslase :
yene jgna🥰🥰🥰
2026-01-19 12:23:04
4
user6353088754467
0975002836 :
Bahakika 😁😁😁😁😁
2026-02-08 20:30:36
1
hiwi23210
hiwi :
ትክክል ኢካ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-01-20 19:30:19
1
qallkidanqalkidan
➛ ፀዋር እበር☆ ኣይኮንኩን ♡ፀማም 🦅 ➛ :
ኣጆካ ሓላፊ እዩ ትዕግስቲ ጥራሕ🙏
2026-01-23 00:44:05
1
alemeyw82
Tesfa xebh💝 :
አብ ጥልመት ዘሎ ስቃይ ዝፈልጦ ጥራይ እዩ ዝርድኦ💔
2026-01-21 08:48:55
2
selamnguse729
ሰሉ ቀበጥ ሓፍቲ ደሱ❤ :
ማዓረይ😔
2026-01-19 15:44:16
2
eritreantiktokcom
መከረኛ መንእሰይ🇪🇷🤫 :
Ya ካብ ፈተዉየይ ደኣ ሓልወኒ እምበር ንፀላኢስ ሂብካኒ ኢኻ በትሪ?
2026-01-21 11:38:46
2
fanifkr5
@ፋኒ ፈቃር ነዲኣ 🔐🌹 :
ብሓቂ🙏
2026-01-19 15:48:21
2
habesha232
habtey yontan❤️❤️❤️❤️ :
yes🙏
2026-01-19 09:13:53
3
poiuhdqzx0
ኽንራከብ እያ ፈጣሪ ኣብ ዝበሎ 👏❤️ :
ብሓቂ ለባመይ 👌👌👌🥹🥹🥹
2026-01-19 06:53:35
3
mebi1619
⭐️መቢ ጓል ጀጋኑ💊🌹🇸🇩🌠 :
ብሓቂ ዝሓወይ ቅድሚ ሓደ ዓመት ከምኡ ነይረ ሕጂ ግን ተማሂረ ካብ ሕልፈይ ተመስገን ኣምላክ🙏🥺
2026-01-21 12:54:50
2
To see more videos from user @jogar____100, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About