@wesanit12: #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐 #ertrantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #eyppppppppppppppppppppppp 😧☝️😔

✥𝐀𝐃𝐌𝐀𝐒 ፍቅሪ♡
✥𝐀𝐃𝐌𝐀𝐒 ፍቅሪ♡
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 27 January 2026 22:08:52 GMT
23197
1320
396
120

Music

Download

Comments

gal.gere.halal
ኑርልኝ እናቴ♥️🤱👑Ⓐ♥️ :
➠ ❷➍ ሰዓት ዘይኾነስ ንዓመት ጠፊአለ ዝዝኽረኒ የብለይ ሰብ😭💔 ፈጣሪ ይመስገን"12"21"14"27"7"16"19 እዚኦም ብቻ ይሕቡሩኒ💟✝️🤲🥺
2026-01-28 14:11:24
12
ksanet751
እድብቲይ ጋል ሂዋን :
ን24 የካነይ ንኣዋርሕ ከምጠፍኡኩውን ዝእልሸኒ የብለይይ 😭💔ዋ ፈጣሪ ኣለኒይ🙏☦️
2026-01-28 05:11:45
6
user01814667
M~~~ብቸኛዋ 🤐 :
የብለይን ዋላ ሓዉ ዋላ ሓፍቲ በይነይ እየ ብቻ ኣምላክ 🥺❤️🙏
2026-01-28 13:08:48
3
123mami74
ሊሊ ሓፍቲ ደሳለይ 💞 :
እህም 24ስዓት ዶበልኪ ን1ወርሒ እውን እንተ ዝጠፍእ ማንም ዝጥይቅ የብለይን😥😥🤦
2026-01-29 12:35:55
3
.1220707
ጋልቶሞ ጀጋኑ TDF ይ ደመይ🩸🦅💊💪 :
ኣነስ ዋላ ወርሒ ጠፍአ ዳሃየይ ዝሓትት የብለይነ😭😭😭😭🥺💔💔🖤
2026-01-27 22:43:26
1
user6213039810594
ኩሉ ድሕሪ ደቅነይ❤️💋 :
ዋላ ሓደ ኣብ ሰሙን እውን ዝሕብረኒ የለን ፈጣሪ ብቻ😥😥🙏🙏🙏
2026-01-28 13:14:02
2
.dl136
ሎሚን🍋🍋😶😶 :
ሰሙን እውን ኣይንእለሽን😂😂😂ኣይ እልሽን 🥺🥺ልቃሕ እዩ😂😂
2026-01-29 01:13:23
0
delu.gal.yeme
ቢ𝙧𝙖ቢ𝙧𝙤👸🦋 :
የኮነይ 24 1 ወርሒ ጠፊአ ለ ሓደ ዝደወለለይ የለይ ዋ 💔🖤🥺😔😔😭
2026-01-29 02:18:21
0
user15079431055133
ዕባይ ነቨለታዊት 💃🕊 :
ኣይ ኮነን 24ሳዓት ኣዋርሕ እንትገብር እውን ማንም ኣይሕብረናን 💔😭ስደት ረሳሕ💔😭
2026-01-29 21:30:45
0
chgtggff
🎼ፈቃር☦️💊 :
ፍቅረይ🥺🙏
2026-01-28 23:52:58
1
ewwaa9988
🦋ሄሪተይ🍫 :
ሸዉዓተ ወርሒ እዊን ጠፊአይ ዝእልሸኒ ኣይረከቡኩን ዊ🥺🥺😭😭
2026-01-30 07:23:46
0
mahlet254
temesgen ✝️🌺🕊️ :
ጋልነይ ሓፍተይ ዋላ ሓንቲ ሰዓት ተወፂአ ናብ ዓሞይ እያ ትድውል ብጣዕሚ እያ ክኣ ትጭነቅ ብኣይ ኣይክእላን 🥰🥰🥰🥰🥰 🥰🥰🥰🥰
2026-02-09 07:29:20
0
rose_2r12
Msgna Msgna :
ከምንቲ ሰ ኩሉ የብለይ ያ ኣጆና ኣሕዋት ሰብ ሓልዪ ኣይሕልየካይ ሓለዋካ ኣይፈለየና ኣምላክ ኣቦይ😥😥😥✝️❷❶
2026-01-29 03:01:02
1
sara.a7768
s💔Z🖤 :
24 ይቅር ሓደ ዓመት ጠፍአ አዉን ዝኡለሰኑ የብለይን ስደት ንበይነይ እየ😢😢😢😢😢😢😢😢
2026-01-30 20:49:36
0
nebu.desta
ፀይቂ ጋል ዓጋመ 🥵⚔️💪🤫 :
24 ዶ በልኪ 1 ዓመት ውን ተዝጠፍእ ዝድውለለይ የለን ዋ 😭😭💔
2026-01-30 05:17:27
0
tsert.27
Tsriti ✝️🫅😘 :
ፈጣሪ ብቻ🥹👏
2026-01-30 08:59:32
0
merilovemom0
Meri Love Mom🤱👁☀️🌎💥💋🌿 :
ማንም 😥😥ግን ፈጣሪ ኣሎ ምሳይ🙏🙏
2026-01-27 22:48:43
0
haftom817
hafi :
ኢትየ ቴለ
2026-01-30 20:29:13
1
mili.mili314
user61325097692 :
ፍቅረይ👏💫♥️
2026-01-29 01:57:16
1
germalshhaylsh
tdf :
አሕሕሕ ሕደግናማ😭😭😭😭😭
2026-02-12 11:47:46
1
n8192519
➴ትnሿ የሜሪ ጋደኛ👸ⓜ➲ :
ኣይኮነን 24 ሰዓትስ ወርሒ ለ ልሓበረኒ የብለይን👋😞
2026-01-31 06:13:28
1
user5286656159342j
@🗣Bhtawt ሂዋን🖤🥺✍️ :
ንወርሒ ዋላ ዝእልሸኒ የለኒ እዩ 💔💔💔 ሐደ ፊጣሪ አለኒ ዘይ ጠልም🙏
2026-01-30 03:26:53
1
user816027275316879
ዕያል መትከክ 💋 :
ፍቅረይ ኣለኒ እበር ንሓደ ሳዓት ክርሕቆ ዘይደልየኒ 😍❤❤ኩሉ ግዜ ዳሃየይ ዝገብር😍
2026-02-02 07:32:19
1
ggcf2864
የዋህ kem ርግቢት 🕊️💙 :
ማሓዝተይ 👏💋🥰
2026-01-28 05:27:24
2
lf.1435
lĩfë 143👸🦋🇬🇧 :
ኣይኮነን ዶ 24 ሳዓትስ ዋላ 24 ወርሒ ዋላ ሓደ ግን ኣለና ብሓይሊ ፈጣሪ ተመስገንካ ኣምላከይ🙏🥰🥺
2026-01-28 15:30:41
1
To see more videos from user @wesanit12, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About