@boosss69.0: #habeshatiktok #mili💔😭

ኣክሊስ🎚️🛡️🥷🏽
ኣክሊስ🎚️🛡️🥷🏽
Open In TikTok:
Region: NL
Tuesday 03 February 2026 12:53:22 GMT
181319
10099
588
545

Music

Download

Comments

lili_agame_7
Lili💎🧿 :
ጽባሕ ሓመድ ክገብረና ዩ🤣
2026-02-03 16:07:32
131
goitomle
Dad ትግራዋይ እየ ዒም ዝበለ ይተሓጎም :
ሚሊ ኣጆኻ በርትዕ ፈጣሪ የጠንክርካ ኣብ ክልተ ዓዲ ዝርከብ ሓደ ኣሕዋት ዝተረፈና የለን ተጨፋጪፍና ቀፃሊ ፈጣሪ ተሓዊስዎ ሓደ ኮይኑ ተዛሪና እንነብረሉ ግዜ ይፍጠረልና።
2026-02-03 15:21:12
85
dhri.megareja
Dhri Megareja :
ኣትን ደቂኣንስትዮ የሕዋትና ምስ ኣምላክ ቃል ኣትያ ሓንቲ ጋል ነዚ ሰብ ጎኒ ትኮኖ ክትሳኣን ብኩሉ ክውጻዕ 🙏🙏🙏
2026-02-03 18:41:26
44
asmarino5
Asmari No :
ከቢድ ዝገብሮ ኮ ሓወቦና ነኣኮና ስለ ዝቐትሎ ዩ😭😭😭
2026-02-03 15:18:45
75
habronomtcy
habronomtcy :
Man! Reset yourself and move on. Recalibrate yourself. Life is full of challenges and surprises. ☝️self love ❤️and all fall into place!🤞🍀🧧
2026-02-04 00:55:02
3
jos028123
jos02 :
ባድመ ናይ መን ኢያ ሕጂ እሞ?😅😅
2026-02-03 18:19:58
10
mhret0716
Mhret 16❤️☝🏽🇪🇷🇺🇸✝️ :
"ቀታሊ ሓውኪ ተቐታሊ ሐዉኪ ዘይሩ ዘይሩስ ሓዘኑ ናትኪ" 😭😭😭😭😭
2026-02-04 04:24:15
7
menyinebr
ባቡር :
ሰኽራም
2026-02-03 20:16:14
6
user3965677977090
user3965677977090 :
ናይ ውሽጥካ መን እሞ እዩ ክፈልጠልካ አጆካ ጥራይ
2026-02-03 18:45:11
21
hazsjsayh143
My life🏇💓💊 :
ኣነስ ኣይታሓዙለይ እብር ከይሓዝነሉ የሕርቀኒ ኮይኑ ከይፀርፎ የሕዝነኒ ኮይኑ ከምዝካማይ ሕውሰውስ ዝበሎ ይህሉዶ ይኮን
2026-02-04 06:11:07
16
ebenareb
የጌታ ልጅ ربان :
2026-02-03 14:03:30
12
martamichael1
Marta :
kemue aytbel mili hakey egzabher kulu ykalo eyu 🥰🥰🥰
2026-02-14 04:50:37
0
mantay56mil
jeli🌸🦋 :
እሕሕሕሕሕ ሓደ ሓደ ጊዘ እኮ ነብስካ እጥፍእ እዩ ዝመፀካ 😭me tooo miley ab benka aykonenn ajeka 😭😭😭😭😭😭
2026-02-03 14:00:34
8
user2591255573215
ተስፋፅባሕ :
ናይውሽጥካመንእሞእዩክፈልጠልካአጆካጥራይ
2026-02-08 20:27:00
1
deset.nl
DESEIT⛵ :
እንታይ ክንገብር አሕዋት እንዳበሉ ዝጣፍኡ ርኩሳት ፍጥረት ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ተግራይ ዕድል አይገብረን. ብእፍሊ አረሜን ንጹህ ሰብ ይጠፍእ ተታሐሒዝና ክንጠፍእ ኢና
2026-02-03 15:09:26
7
n.d.m.db
{ɴªᴅĩ}ዓʀኪ{sªᴍĩ}[👬🤴]። :
ኣሕ እዋይ ኣቱም ብሞት ሰብ ትስሕቁ'ሲ ኣሕ😢 ኣጆኻ ስከ ሚሊ ሓወይ ዕድለኛታት ኣይኮናን በስ ኣሕ😭😪
2026-02-03 21:13:04
5
raesmule
ራእሲ mule :
ኣጆካ ክብርን ሞጎስን ንስውአትና🙏🙏🙏
2026-02-03 19:54:43
6
ftahylen
ftahawit 154 :
2026-02-28 23:26:52
1
user9806596777279
msgna gafre :
ዋውውው ሚሊ ዓቅሊ ይሃብካ😥
2026-02-03 21:53:38
4
bezawiy21
ባRሳዊ🥷ሕጋዊ❤💙 :
ኣጆካ ሚሊ ሓወይ
2026-02-03 21:27:41
2
hdyat.mekelle.1221
ሕድያት መቐለ❤ :
እግዚአብሔር የፅንዕኻ 🙏
2026-02-03 20:56:31
3
streamclips8017
hiwet keset :
Ajoka😂😂😂
2026-02-03 18:45:13
2
rozi192123
rozi2123🦋🦋🦋 :
ኣጆኻ ሚሊ ሓወይ🙏
2026-02-03 21:26:46
2
aksi782
ኣክሲ :
ኩሉ ማእረ ስለ ዝኮነና ኢና ንኢርትራዉያን ዘይ ንፃረፋ
2026-02-06 16:15:04
1
happy.happy943
haPpy haPpy🦋🦋🦋 :
ካብ ጦርንት ሓዘን እና ብርሰትምበር መከሰብ ይለን ፈጣር ያኣካለኩሙ ይበለና ንዝሞቱ መነግስተ ሰማይ ይዋርሶሞ ንብሂዊት ንዘለና ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ፈጣር 🙏🙏🙏
2026-02-04 08:35:31
2
To see more videos from user @boosss69.0, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About