@neshnesh_show: 😂😂😂#neshneshtv #justforfun

Neshnesh show
Neshnesh show
Open In TikTok:
Region: DE
Thursday 05 February 2026 16:22:01 GMT
242164
11476
829
6156

Music

Download

Comments

naebart
ወዲ ማርያም 🕯🤍🙏 :
ብጥዕንኦም ዘይኮነስ ብጥዕናይ ይጠራጠር ኣለኹ 😳😳😳😳😳😳
2026-02-05 16:46:10
616
kahsaykidane2
Kahsay🦅 70 Kidane :
ሸላ ዓሻ ትብል ህዝቢ ግን ንሕና ኢና ዓያሹ 😁
2026-02-05 16:27:05
236
natnael.kr.19
𝐍𝐚𝐭𝐢 🗡️🥺 :
ወዲ 4 ዓመት ከለኹ ከም ሸላ ነይረ
2026-02-05 18:01:56
138
jeep...7
Jeep,7 :
ክልተ ነፍሴሀራት ቲክቶኮራት.😳
2026-02-05 17:11:03
161
ktgriweyt
kiki ✝️❤️💛 :
ዋይ ኤሪቲሪን በቃ መጅኒኑኩም😂😳
2026-02-05 17:37:50
63
moses.berhane
Moses 🦅 (ዋጋ ደም የሱስ) 🫆 :
ሽዑ ኣብ ሰማይ Live ክኣቱ ይሓስብ እኮ ይህሉ ይኸውን 😂😂
2026-02-05 18:06:47
118
manchawit4
𝐄𝐃𝐄𝐍_🧸 :
ዋና ነገሩ ትግርኛ ዝሰምዕ ብዘይካና የለን🥺😂
2026-02-05 17:24:15
41
.tdf364
ሩፋኤል ጋነርሳዊ🌹 TDF🌹 :
ብሃገር ደረጃ ኣዋሪደሞሞ😂😂😂😂
2026-02-05 16:40:31
45
esu.111
ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር🔋 :
copy ሒዞም ይከዱ🤔🤣ኢዶ
2026-02-05 16:52:18
24
abity995
abi 🇪🇷💪eritrea 🇪🇷 :
ግን መዓስ ዮም ክፍጠሩ ደንጉዮምና ኮ😁😁😂😂
2026-02-05 18:55:22
17
only_bby_07
✞_𝓓𝐢𝐚𝐍𝐚_💜 :
ንዓይሲ ጎረቤት ሸላ ገይሩ ክፈጥረኒ ነይሩ ኩሉ ግዜ መስሓቅኩ ኣይምተጨነቅኩን😭😂
2026-02-05 17:01:00
24
peace.1151
peace 🤝🔥 :
ኣነ'ዴ ተጸሊለ ወላስ ንሶም 🤔
2026-02-05 18:34:51
15
semusemuw
ሳሙ👸💊ፊደለይ🫶ኢኪ💝ድንግለይ🫶✝️ :
Hosea 4 ትግ - ሆሴእ 6: ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ። ግን ናይ ብሓቆም ድዩ ዋላሰ ናተረደእም እዩ ዝቃል ዘውፅእወ
2026-02-05 20:26:41
22
berheguma755
BERHE ABRHA :
ናይ ሚሊ ዓይኒ😁
2026-02-05 23:11:44
7
merilove37
ኣክስማዊት ዘ ሓበሻ 😍 :
ክልተ ዓያሹ ይካላለሱ😂😅
2026-02-05 17:20:59
16
userjkyg42u2v0
habeshawit🇪🇹❤️ :
ኣነ ኣበይ እየ ዘለኩ ጋይስ🤔
2026-02-06 02:55:38
5
aluley1221
𝐐𝐞𝐧𝐝𝐢𝐞𝐥 🫀¹² ♾ :
ንጥዕናይ ክብል Comment ኣየምብብን የ 😂
2026-02-05 19:28:56
12
samiftaneges
Sami Ftaneges :
ሸላ ግን ገለ ክታበት ዳኣ ሓሊፍዎ ከይኸዉን
2026-02-05 18:26:57
6
bruk141581
ማስተር ☄⃝ ˓⃝ ☄S̸t̸a̸r̸✨️ :
ይሓርቅ ኣለኹ ኣነ ግን😂
2026-02-05 20:41:04
9
_papa155
Life goes on🤟☠️✌️ :
ተመሲጡ ክዓ የዋግዕ እምበር ሸላ Ai 😁😁😁
2026-02-05 18:12:58
9
mizudc7
Mizer Dc 🍇🎶 :
ብትኽክል ኣነ ተጋግየ ኣብ ካልእ ዓለም ኣለኹ ዓለመይ ኣበይ ኮን ትኸውን ኣዳልዩኒ የየየ ሁኮት
2026-02-05 17:25:21
7
smart_boy_bn_love
BN ➵United🔴👑 :
ይሓልሙ ድዮም ዘለዉ 😳
2026-02-05 18:13:32
5
27wwwwwwww
መዝሙር ዳዊት @27 :
ብጽብቅ ግዜ ዝዓበዱ
2026-02-06 04:19:06
2
wedimazu18
🥷 𝖇𝖑𝖆𝖈𝖐 🎶 🅜🅓 🔥☄️ :
first 🙈🙈🙈
2026-02-05 16:23:57
3
fthawit51
Ik ben ik✌️ :
Ahhh 🤣
2026-02-08 16:55:40
1
To see more videos from user @neshnesh_show, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About