@mahdere_melekot: ዝኽሪ 4ይ ዓመት ሰማእት ዘእምበለ ደም!! 1) ሕጊ እንተረገጽካዮ ተመሊሱ ይረግጸካ። 2) ሰባት ብዘይ ሕጊ ኣይትእሰር። 3) ዕርቂ ትብሉኒ ኣለኹም፡ ምስ ክርስቶስ እምበር ምሳይ ኣይተባኣስኩሙን፡ ዕርቅኹም ምሱኡ ይኹን። 4) ንዓይ መንግስቲ እዩ ኣሲሩኒ፡ ቤተ-ክርስትያን ዘመሓድርዋ ደቃ ኣለዉዋ ስለ ዝበልኩ። 5) ካብ ኣስመራ ከይትንቀሳቐስ ተኣጊድካ ትብሉንስ፡ ኣነ እኮ ኣብ በዓቲ ክነብር እየ መኒነ፡ ካቡኡ ድማ ባዕልኹም ኢኹም ኣምጺእኩምኒ፡ ኣስመራ ድማ ትገፍሓኒ እያ። 6) ካብ ሎሚ ዉጉዛት ኢኹም። 7 ) ቤተ-ክርስትያን ክኸፍት እምበር ቤተ-ክርስትያን ክዓጹ ኣይተጸዋዕኩን። ጽንዓትን ቅንዕናን መንፈሳዉነትን ናትኩም ይሕደረና!!

ናይ ፍኖተ ኣበው
ናይ ፍኖተ ኣበው
Open In TikTok:
Region: CH
Sunday 08 February 2026 20:11:36 GMT
1251
168
5
6

Music

Download

Comments

hnk38
negistiaraya :
🥰🥰🥰❤️❤️
2026-02-09 11:56:37
0
abrham.teshem
ውሉደ ቁዱስ እን/ዮስ ሰማ/ት ዘ/እለ ደም ኢና። :
🥰🥰🥰
2026-02-09 08:20:46
0
abrham.teshem
ውሉደ ቁዱስ እን/ዮስ ሰማ/ት ዘ/እለ ደም ኢና። :
💯💯💯
2026-02-08 22:28:34
0
abrham.teshem
ውሉደ ቁዱስ እን/ዮስ ሰማ/ት ዘ/እለ ደም ኢና። :
💐💐💐
2026-02-08 22:28:29
0
19ni319
ራኢ ኗኣሚ💒🙏🙏🙏🙏❤️ :
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
2026-02-15 18:19:42
0
To see more videos from user @mahdere_melekot, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About