@youngsavage053: Motivation time. #foryoupage❤️❤️ #viral @♌fuyu ምቅርቲ♌ @🫴𝐓𝐄𝐊𝐋𝐈𝐍ᵒ🗽 @ጓል ሃገረሰብ ፋራ @ጋልኣሉላ ኣባነጋጋ @𝐒𝐐𝐓𝐀 𝐓B𝐄𝐁 𝐄𝐘𝐔🤫ሱቅ በል @Nsri 📷🎥 @yada🌏ይ @ሓፍቲ,Nsri🦅🤴⓰ @Dawit Haile @Sale 243 @ጣጣ መዓንዱ 🇪🇷 🇪🇷 🇬🇧 🎤💪
Nsri ንስሪ Official🦅👑
Region: NL
Tuesday 10 February 2026 06:31:07 GMT
Music
Download
Comments
ኣማን RASHFORD 9 🔱 :
ከምቲ ሕጂ ኣነ ዘለኽዎ 😪
2026-02-10 08:36:12
299
ተስፋ ኢዩ ስንቀይ :
እውይ ዝነበርክዎም፡ሕጂ ግን ኣምላኽ ይመስገን ዝጸበቦ ከምዚ ናተይ ይፍጠረልኩም
2026-02-10 18:37:08
85
ማርያና :
ቅድሚ ወርሒ አዚ ሽግር ዛዝመዮ 😭
2026-02-10 18:44:05
26
hafti mili :
temesgen amlakey aboy🙏🏻🙏🏻🙏🏻
2026-02-10 20:26:45
46
✝️Ola Evana ማራናታ ኢየሱስ✝️ :
Nay bhaqi 🥺zelkwo eyu 💔😓
2026-02-10 12:34:47
18
Selam teka :
ሕደገና ማ ቱኩሉ ዝበልካዮ ኣብሕድሕድ ስደተኛ ዝሓስቦ እዩ 😢
2026-02-10 09:29:25
16
ማዓስ ሓሚቀ❤️🩹✨ :
ኣነ ክሳብ ሕጂ ከምኡ ኣለኹ😭😔 ፈሪሐ ካብ ሰብ ምርሓቅ ወስነ❤️🩹
2026-02-10 19:24:12
10
ዘይናከስ ዕኮት :
ካብ ሂወቱ ዝተማህረ መንእሰይ 👌
2026-02-10 09:53:06
14
ኤዱ ጓል ማጨርሒ🇪🇷⛪️ :
ናይ ብሓቂ ሓወይ ሓላለይ ተመስገን🥰🙏🙏🥰❤❤️🙏
2026-02-10 07:11:29
22
R❤️ :
ግን ኣበይ ነርካ እዚ ኩሉ ሞራልካ ሓብቢካዮ ጸኒሒካ ቀጽለሉ ዛሓወይ ናተይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ🥺
2026-02-15 09:24:03
5
...🤗 :
ኣነ ዘለክዎ🥺
2026-02-11 10:08:28
16
መታገስ ዋጋ ለው :
ተመስገንበልዶ በልካ እወተመስገን
2026-02-11 17:45:26
5
Ahwatey Alemey ♥️♥️♥️444👌🇱🇧 :
ኣነ ዘለኽዎ ሂወት 🥺🥺😭💔
2026-02-11 16:18:48
9
🦋"𝑛𝑎𝑓𝑘𝑜𝑡𝑒"👸🦋 :
ኣነ ዘለኽዎ ሂወት እዩ🥺🥺🥺😥
2026-02-12 07:30:27
6
እምነተይ :
አነ ዘለከዎ ሂወት🥺
2026-02-10 11:36:36
14
S.19🦅🦋 :
ብምንታይ ዳኣ ዲሕናካ ወደይ😭
2026-02-10 18:05:38
30
hluf :
ባዓል ተስፋ🙏🙏🙏
2026-02-10 07:15:48
12
ማሂ🎀𝕗𝗲𝘁𝕒ዊ𝐓🫴🏻𝚂𝗲𝓵𝓮👑 :
እወ ተመሰገን ለባም ሓወይ ዋላ ኣነ መሬት ፀልምትኒ ተስፋ ቆሪፀ ግን ተመስገን ኣምላክ ተሲአ ኣምላክ ዝገብሮ ማንም ኣይገብረልካን🥹🥹 ተመስገን አምላከይ👏🏾🩵
2026-02-10 14:35:33
15
it's më jr🇧🇷 :
teacher eka bhaqi 🥰
2026-02-10 13:13:37
7
Negasi :
ከምዚ ሐዚ ኣነ ዘለክዎ ኣብዛ ውሽጠይ ዘሎ ተናጊርካለይ ኣሕሕሕሕሕ ታይሞ
2026-02-10 11:06:25
8
Merøn_štrõng 👸💪🏾 :
ዘለክዎ ኩነታት🥹ከምዚ ከማካ ድምጸይ ናብ ኣምላክ ይፅውዕ ኣለኩ እሞ ኩሉ ከም ዝህበኒ ለ ኣይጣራጠርን🙏🥹ንኩሉ ክክእሎ የ ብሓይሊ ፈጣሪ
2026-02-11 05:06:36
8
Aret A.K 🇬🇧 :
smart boy comment number 2🥰
2026-02-10 06:34:22
5
𝑛𝑒👩💼𝑏𝑖🦋𝑡𝑜🍫𝑚♥️ :
2013🥺 ሓሊፈዮ ፈጣሪ ሒዘ ተመስገን ሐጂ ስለ ማንም ምንም ኣይጭነቀሉን ዓቅሚ ተሃልዩኒ ይሕግዝ ተዘይብለይ ግዴታይ የኮነን ንማንም ኢለ ነብሰይ ናጎዳእኩ መስዋእቲ ኣይከፍልን ሐጂ እዉን ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኩሉ ሓላፋይ ምኳኑ እመኑ♥️🙏
2026-02-11 10:35:34
6
ነገ ➷🌅ላየው እጓጓው𓅓✟:👸🏽🤍 :
ተመስገን ኩሉ ሓሊፉ ሰላመይ ረኺበ 💚🙏
2026-07-09 17:06:18
1
ዮስያስ :
ኣረ ትፍለ ኢኻ💘💘💘
2026-04-20 03:06:12
1
To see more videos from user @youngsavage053, please go to the Tikwm
homepage.