@shop_with_scott52:

Scott's Shop❌️(Affiliate)
Scott's Shop❌️(Affiliate)
Open In TikTok:
Region: US
Thursday 05 March 2026 02:21:17 GMT
957
3
1
1

Music

Download

Comments

shop_with_scott52
Scott's Shop❌️(Affiliate) :
this is a no brainer you got to have 1
2026-03-05 02:23:00
0
To see more videos from user @shop_with_scott52, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ናይ ርሕቀት ፍቅሪ ቃንዛ እዩ ግን ካዓ ሙቁር ቃንዛ ዝናፈቅርካ ኣዳመይ 🫂❤️✨ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ሓዲሽ ናይ ህይወት ምዕራፍ ክጅምር ከለኹ፡ ኣብ ሓሳበይን ኣብ ልበይን ቐዲሙ ዝመጽእ ንስኻ እኻ 💖። እወ፡ እቲ ኣብ መንጎና ዘሎ ርሕቀት ቀሊል ኣይኮነን፤ ሓደ ሓደ ግዜ ናፍቖትካ ንልበይ ብሓይሊ ይጸቕጦ እዩ 💔።  እንተኾነ ግን፡ ንዓኻ ዘለኒ ፍቕርን ኣኽብሮትን ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ዝያዳ እናበርተዐን እናጸበቐን እዩ ዝኸይድ 💗። እዚ ናይ ርሕቀት ቃንዛ ባዶ ኣይኮነን፤ ምኽንያቱ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ዝመቐረን ብተስፋ ዝተመልአን ቃንዛ ስለ ዝኮነ 💕። ኣብ ስክሪን ስልከይ ምስልኻ ክርእን ድምጽኻ ክሰምዕን ከለኹ፡  እቲ ኣብ ልበይ ዘሎ ናፍቖት ዝያዳ ይንህር 💓። ኣካልና ብርሕቀት እንተ ተፈላለየ፡ መንፈስናን ልብናን ግን ኩሉ ግዜ ብሓደ እዩ  ተኣሲሩ ዘሎ 💞።  ርሕቀት ንፍቕርናን ንዕላማናን ክስዕሮ ኣይክእልን እዩ ❤️‍🔥። እንታይ ዳኣ፡ ንዓኻ ዘለኒ ታማመነትን ጽንዓትን ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ዘረጋግጸለይ ፍሉይ ኣጋጣሚ እዩ ኮይኑ 💘። እዚ ናይ ርሕቅትን ናፍቖትን ግዜ ንዘለዓለም ኣይነብርን እዩ 💖። ሓደ መዓልቲ ኣምላኽ ፈቒዱ እቲ ናይ ርሕቀት መንደቕ ኩሉ ክፈርስ እዩ፤ እቲ መዓልታዊ ኣብ ሕልምና እንምነዮ ሓቀኛ ሕቖፍቲ ብኣካል እውን ክበጽሕ እዩ 🫂❤️።  ብፍቕርን ብሓጎስን እንነብረሉ ሓንቲ መዓልቲ ብእርግጽ ክመጽእ እዩ ክሳብ እታ መዓልቲ እቲኣ ግን፡ ፍቕርኻን ተዝክሮኻን ኩሉ ግዜ ሓይለይን ብርሃነይን ይኹነኒ 💓። ብጣዕሚ እየ ዘፍቅረካ   ኣዳመይ! ❤️‍🔥 🫂🤌❤ #LearnOnTikTok #creatorsearchinsights #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

About