@edu.indica: Se você quer mais segurança para seus documentos, o triturador de papel Aitek é uma ótima escolha. Ele tritura até 6 folhas ao mesmo tempo, ajudando a eliminar papéis com informações pessoais ou do trabalho de forma rápida e prática. Compacto, fácil de usar e perfeito para casa ou escritório. #TrituradorDePapel #Organização #EscritórioEmCasa #SegurançaDeDados #TikTokShopBR153

Edu.indica✅
Edu.indica✅
Open In TikTok:
Region: BR
Thursday 12 March 2026 13:02:47 GMT
615
1
2
4

Music

Download

Comments

maristeladasilvat5
Maris :
👏👏👏😁😁😁
2026-03-13 19:57:52
1
To see more videos from user @edu.indica, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ጽላል እንዲኺ ጽላል ዓባይ ዳዕሮ፡ ዛራ ማይ መጥለሊት ጎሮሮ፡ ማሙቕ ኢኺ... ማሙቕ ናይ ገዛ፡ ጣዕሚ'ወ ናይ ህይወት ማእዛ፡ ኣልማዝ ኢኺ ድሙቕ ብርሃን፡ ህይወት ኢኺ ምንጪ ምድሓን! እንታይ እሞ ኣሎ ንስኺ ዘይኮንክዮ፧ እንታይ'ከ ኣሎ ንስኺ ዘይትኽእልዮ፧ ኣብ ባዶነተይ ምልኣት ኮንኪ፡ ኣብ ሓዘነይ ምጽንንዐይ እንዲኺ። እቲ'ኳ ነብሰይ ብጸበባ ክትሓልፍ፡ ሰብ ስኢና ናብ ንቡር ዝመልስ፡ ኩሉ ተወዲኡኒ እናቕባሕባሕኹ፡ ንላዕልን ታሕትን ጠሚተ ዝርድእ እንተረኸብኩ፡ ኣይግዲ ሳላኺ እንድየ ዳግም ተስፋ ዝረኸብኩ! ኣየናይ ቃል'ሞ ንዓኺ ይገልጽ፧ ሰብ እንዲኺ... ሰብ ናይ ብሓቂ! ስኢንኪ ከለኺ ፍሽኽ ትብሊ፡ ከብድኺ ብጥሙዩ ንዓይ ተዓንግሊ፡ ዝባንኪ ብዕሩቑ ዝባነይ ትኸድኒ፡ እናተቖንዘኺ 'ንቓንዛይ ተቐድሚ፡ ሰብኣውነትኪ የብሉን መሳሊ! ክንዲ ሽሕ እንተበልኩኺ መዓስ በዚሑኪ፧ ክንድ ሽሕ ኣይኮነን... ክንዲ ምልዮን እንዲኺ! መን ይኽእሎ ድዩ 'ቲ ንስኺ ትኽእልዮ፧ መን'ከ ይዕገሶ 'ቲ ንስኺ ትዕገስዮ፧ ብዘይካ ተመስገን ምምራር ዘይትፈልጢ፡ ኪኖ ኣዒንትኺ ንሕልናኺ ተድምጺ፡ ትሕት ትብሊ... ንኽብረት ኪኖ ቃል ተተግብሪ፡ ንስኺ ንበሪ ደኣ፡ ዕድመ ማቱሳላ ተቐበሊ! ============================== ህዝባዊት ሓፍተይ፡ ሓቀኛ ሰብኣውነት ኣርኢኺ ኢኺ'ሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ! ደጊም ትሕጎስሉን ትሕንቅቕሉን እዋን ይኹነልኪ! #ሰረት

About