Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@khaniethichshopping: Thấy ÔNG CHÀ VÀ làm gì cũng ngon ghê. Còn hay khuyến mãi #ongchava #mivat #mitrung #mituoi #migoi
Khanie Yêu Shopping
Open In TikTok:
Region: VN
Friday 13 March 2026 06:59:51 GMT
1102
2
0
1
Music
Download
No Watermark .mp4 (
2.92MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
2.92MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @khaniethichshopping, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Kara Robinson tenía solo 15 años cuando fue secuestrada a plena luz del día. Durante 18 horas, en vez de rendirse, memorizó cada detalle que pudo… y gracias a eso ayudó a descubrir la verdad detrás de otros crímenes. Caso real contado con fines informativos. #kararobinson #truecrime #casosreales #historiasreales #misterio
በሊሕ መላጸ ሳላ ዝረገጸ! ክንዲ እምባ ኾይኑ ወጸ። #ብሱል_መሪሕነት_ዘይብሉ_ፖለቲካዊ_ቃልሲን_ሽም_ንህቢ_ዘይብሉ_ዕስለ_ንህቢን_ሓደ_እዮም። ክቡር ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ካብ (1967-1991)ሓመድ ተነጺፉ እምኒ ተተርኢሱ ንዝኣምነሉ ዕላማ ኸተግብር ኣብ 1970 ንሕናን ዕላማናን ጽሒፉ :ወዲቡ ውድብ ህግሓኤ ፈጢሩ :ልእላውነት ሃገረ ኤርትራ ንምፍጣር ተቃሊሱ: ፈጢሩ ድማ🇪🇷✊ ። ገለ ለባማት ኢና በሃልቲ ኤርትራዊያን፣ ንጅግና ጀጋኑ፣ መራሒ ቃልሲ ኤርትራ፣ ንኣርማ ሓርበኛታት፣ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ከነሞግስ ከለና፣ "ንሱ በይኑ ጥራይ ድዩ ጅግና፣ ንሱ በይኑ ጥራይ ድዩ ተቓሊሱ ሃገር ኣምጺኡ" ክብሉ ይስምዑ እዮም። ኣይተጋገኹምን፣ ሓቅኻትኩም ኢኹም፣ ንሱ ጥራይ ጅግና ኣይነበረን፣ ሓቅኻትኩም ኢኹም፣ ንሱ በይኑ ጥራይ እውን ኣይኮነን ተቓሊሱ ሃገር ኣምጺኡ፣ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ እልቢ ዘይብሎም፣ ሓድሕድ ዘይበላለጹ፣ ምዑታት፣ ሰብ ናይ መትከል ቃል ኪዳን እዩ ኣፍርዩ። እወ፣ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ማእለያ ዘይብሎም፣ ግንባሮም ዘይዕጸፍ፣ ሰብ ድርብ ሓሞት፣ "እምበር 'ዶ ሓንቲ ትንፋስ እያ ዘላቶም" ዘብሉ፣ ንሞት ንዒቖም ኣብ ልዕሊኣ ዝጋልቡ ኣርካናት ገድሊ እዮም ኔሮሞ። እዚ ክብል ከለኹ ግና፣ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝኾነ ካልኦት ዕውታት ሓርነታዊ ቃልሲታት ዓለምና፣ ሳላ ውፉይ፣ በሊሕ፣ ንስንክሳር ፖለቲካ ዓለምና ብዝግባእ ዝተረደአ መሪሕነት እዩ ተዓዊቱ። ብሱል መሪሕነት ዘይብሉ ፖለቲካዊ ቃልሲን ሽም ንህቢ ዘይብሉ ዕስለ ንህቢን ሓደ እዮም። በዚሖም እንተተራእዩ እውን ትርጉም ዘለዎ ስራሕ ክሰርሑ ኣይክእሉን እዮም። ቃልሲ ህዝቢ ቻይና ብዘይ ማኦ ዜ ዱንግ፣ ቃልሲ ህዝቢ ቪየትናም ብዘይ ሆ ቺ ሚን፣ ቃልሲ ህዝቢ ኪዩባ ብዘይ ፊደል ካስትሮን ቼ ጉቬራን፣ ቃልሲ ህዝቢ ኣልጄርያ ብዘይ መሓመድ ቤን በላን ቡመዲንን፣ ቃልሲ ህዝቢ ሞዛምቢክ ብዘይ ሳሞራ ማሼል፣ ቃልሲ ህዝቢ ጊኒ ቢሳዎ ብዘይ ኣሚልካር ካብራል፣ እንታይ ኮን ምመሰለ ኔሩ ኢልና ንታሪኽ ዕውታት (Successful) ሓርነታዊ ምንቅስቓሳት ዓለምና ምውካስ ጥራይ ኣኻሊ እዩ። ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እውን ካብ'ዚ ዝፍለ ኣይኮነን። ንታሪኽ፣ ጅግንነትን ቅያን ሓርበኛ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ከይጠቐስካ፣ ንታሪኽ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ከዘንቱ እየ እንተበልካ፣ ጨው ዘይብሉ ዶርሆ ጸብሒ እዩ ክኾነካ። ከመይ ኢልካ እዩ'ሞ፣ ንመቐረት ቃልስና፣ ጅግና ጀጋኑ፣ ርእሰ ሓርበኛታት፣ ዘይክማህ፣ ዘይግረር አንበሳ፣ ኢዱ ዘይህብ፣ ዘይደሃል፣ ንስንክሳር ፖለቲካ ዓለምና ብዝግባእ ዝተረደአ፣ ወሓለ ወተሃደራዊ ስነ ፍልጠት፣ ኣውራ ኤርትራዊያን ተቓልስቲ፣ ሽም ንህቢ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ክርሳዕ!? ከመይ ኢልካ እዮሞ፣ ን50 ዓመታት ዝኣክል፣ ካብ መትከሉ ፈልከት ከይበለ፣ ቃሉ ከይቀየረ፣ ገሊጽካ ዘይውዳእ ናይ ውሽጢን ናይ ደገን ተጻባእቲ ዝመከተ፣ ክትዛረበሉ ዘሕፍር ማእለያ ዘይብሉ ጸለመታት ኣብ ዝባኑ ዝጾረ፣ ን 3 ተኸታተልቲ ስርዓታት ኢትዮጵያ ካብ ኣራት ኪሎ ቤተ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ካባ ሕፍረት ኣጎልቢቡ ዝሰጎገ፣ ኣብ ናይ ሳልሳይ ዓለም ሓርነታዊ ቃልስታት ዝገደመ ተቓላሳይ ዝኾነ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ክርሳዕ፣ ኣንቱም ሰባት! ተጋዳላይ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፣ መዓስ ከም በዓል ማንዴላ ከም ኣድገ በቕሊ 27 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኮሎክዮ እንዳተቐለበ ኮይኑ ሽም ኣጥርዩ!? መዓስ ከም በዓል ጆን ጋራንግ ናይ SPLA ደቡብ ሱዳን ኣብ ናይሮቢን ካምፓላን ኣብ ሆቴል ኮይኑ ቃልሲ ህዝቡ መሪሑ? መዓስ ከም በዓል ጆናስ ሳቪምቢ ናይ UNITA ኣብ ሆቴላት ጆሃንስበርግን ኪንሻሳን ኮይኑ ቃልሲ ህዝቡ መሪሑ፣ መዓስ ከም በዓል ያሲር ዓራፋት ናይ PLO ካብ ሆቴላት ካይሮን ቱኒዝን ቃልሲ ህዝቢ መሪሑ? እወ! ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፣ ብጥሙይ ከብዱ፣ ብዕሩቕ ዝባኑ፣ ሓንሳብ ዓላ፣ ሓንሳብ ዑበል፣ ሓንሳብ ሰሜናዊ ባሕሪ፣ ሓንሳብ ጎቦታት ሳሕልን ጎላጉል ባርካን፣ ሓንሳብ ገልዓሎን ባዳን እንዳበለ፣ እምኒ ተተርኢሱ እዩ ብዘይ ዕረፍቲ ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንዓሰርተታት ዓመታት መሪሑ ኣዐዊትዎ። እወ! ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ብዘይምግናን ብዘይ ዝኾነ ናይ ወጻኢ ሃገራት ደገፍ፣ ምርኩስ ሓያላን ዓለምና ከይተደገፈ ናጽነት ሃገሩ ዝጨበጠ እንኮ መራሒ ዓለምና እዩ። - ማኦ ዜ ዱንግ መራሒ ሰውራ ናይ ቻይና፣ ሙሉእ ደገፍ ናይ ሽዑ ሓያል ዓለምና ሕብረት ሶቪየት ኔርዎ፣ - ሆ ቺ ሚን ናይ ቪየትናም ንፈረንሳን ኣሜሪካን ክስዕር እንከሎ፣ ዘይተኣደነ ኩሉ መዳያዊ ደገፍ ናይ ሽዑ ሓያል ዓለምና ሕብረት ሶቭየትን ቻይናን ኔርዎ፣ - ፊደል ካስትሮ ናይ ኪዩባ፣ ክዕወት እንከሎ፣ ምሉእ ደገፍ ሕብረት ሶቪየትን ቻይናን ኔርዎ፣ እሞኸ፣ ኢሳይያስን ውድቡን ኣየናይ ሓያል ሃገር እዩ ደጊፍዎም? ዋላ...! እቶም ጸላእቱኸ መን ይድግፎም ኔሩ? - ስርዓት ሃይለስላሴ፣ ኩሉ መዳያዊ ደገፍ ሓያል ኣሜሪካን እንግሊዝን ኔርዎ፣ - ስርዓት ደርግ፣ ኩሉ መዳያዊ ደገፍ ሕብረት ሶቪየት፣ ኪዩባን ጠቕላላ ሃገራት ምብራቓዊ ደንበን ኔርዎ፣ - ድንኪ ከላ ክትቁምት ዝደለየት ወያነ ትግራይ ድማ ብቕልል ዝበለ ቋንቋ፣ ሕስርቲ ከዳሚት ኣሜሪካ እያ ኔራ እንተበልኩ ኣይተጋገኹን። ኣንቱም ሰባት! እትረፍ ዶ ብረታዊ ተጋድሎ፣ ጓይላ ወራድ መርዓ'ኳ ኣባ ጓይላ ዘድልዮ! እሞሲ፣ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ "ኣባ ጓይላ" ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ኔሩ። ብመስርዕ የቃልስ፣ ከበሮ ብሪጋ ይዕድል፣ ከበሮ ዝጸየቐ ካብ ጓይላ ይሰጉግ! ብሓጺሩ ቀላሲ ሓርነታዊ ቃልስና እዩ ኔሩ። ኣንቱም ሰባት! እንታይ ከተዛርቡና ኢኹም ደሊኹም!? ካልእ እትረፍ፣ ክንደይ ድያ ኣምር ፖለቲካ ከይፈለጠት፣ ብፍሉይ ቅያን ጅግንነትን ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ጥራይ ተማሪኻ በረኻ ወጽያ ዝተጋደለት። ኣየወ! ሼር ምግባር ኣይንረስዕ ! #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷 #ارتريا_تيك_توك🇪🇷 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha
The Grinch would absolutely approve of this Christmas lamp 😭💚#GrinchChristmas #ChristmasDecor #ChristmasLamp #GrinchTok #TikTokShopFinds
plss izin buat beli GTA 6 #GTA6
#gantungan #gantungantas #ganci
Mental yang berantakan belum tentu hidupmu kehilangan masa depan. Tapi, dirimu sendiri jangan terus-terusan diabaikan #mentalhealthawarness #MentalHealth #mentalhealthsupport #mentalhealthmatter #bukuselfimprovement
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy