@realjessifaust: Was sagt ihr? #ranking #hobby #menhobbies

Jessi Faust
Jessi Faust
Open In TikTok:
Region: DE
Tuesday 17 March 2026 18:29:34 GMT
9219
416
10
2

Music

Download

Comments

michelle.kurey
Michelle 089🫶🏼💋 :
Spielst du noch Krass Schule❤️❤️❤️
2026-03-17 18:32:38
0
deniese8422
Sternchen-84 :
Das hätte ich genauso abgestimmt
2026-03-17 18:46:25
1
liamnoah034
Liam - Noah :
[Foto]
2026-03-17 21:08:58
0
To see more videos from user @realjessifaust, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ማህሌት ብፍሰሃ ዘሪሁን ተዋሃባ ግጥሚ ስእልኹም ሪኤዮ፣ ብቲ ልስሉስ ኣብ ልብኻ ዝኣቱ ድምፃን፣ ብቲ ልስሉስ ዜማን ክሰምዓ ከለኹ፣ ኩልግዘ ናይ ግድን ደው ኢለ ክሓስብ ይግደድ።           ****
ማህሌት ብፍሰሃ ዘሪሁን ተዋሃባ ግጥሚ ስእልኹም ሪኤዮ፣ ብቲ ልስሉስ ኣብ ልብኻ ዝኣቱ ድምፃን፣ ብቲ ልስሉስ ዜማን ክሰምዓ ከለኹ፣ ኩልግዘ ናይ ግድን ደው ኢለ ክሓስብ ይግደድ። **** "ስእልኹም ሪኤዮ ስእልኹም ብወረቐት ሓቅታት ነጋሪ ቅያታት መስካሪ ስእልኹም... ስእልኹም... ሪኤዮ" **** ሞት ኩላትና ክንሞታ ኢና! ግና ድማ ኣብ እዋን ምንባርና ክንሓልፎ ንደልዮ ብዙሕ ባህግታት ኣሎ። ኣብዚ ዝሓለፈ ናይ ፅንታ ወራር ዝሰኣናዮም ሰባት፣ ኣነ ዝፈልጦም መብዛሕቲኦም፣ ቦኽሪታት እዮም። ቦኽርታት ሓገዝቲን ፈተውቲን ኣዲኦም። ገሊኦም ኣብ ትምህርቲ ዓለም ኣብ ጫፍ ምምራቕ ዝበፅሑሞ፣ ስራሕ ሕዝ ኣቢሎም ናብራ ገዝኦም ኣምሕይሽ ከብሉ፣ ናይ ኣሕዋቶም ኣያ ክኾኑ፣ መብረ ኣዴታቶም ንሙዃን ኣብ ጫፍ ዝበፅሑ። ገሊኦም ኣብ ስራሕ ዓለም ተዋፊሮም፣ ሸኽሚ ኣዴታቶም ምቕላል ዝጀመሩ፣ ምረቓ ዝበዝሓሎም፣ ሃርኳታት፣ ደናናት፣ እትርፊ ስርሖምን ስድረኦምን ቀኒዖም ሰብ ዘይሪኡ። ኣብ ዝኽሪ ሰማእታት ዝውላዕ ሽምዓታት "ንባዕልኹም መኺኩም ብርሃን ኮይንኩምና" ዝብል መልእኽቲ እዩ ዘለዎ፣ ግና ሓቂ ድዩ? ብርግፅ እተን ቦኽርታተን ዝሰኣና ኣዴታት ብመስዋእቲ ደቀን ዝረኸብኦ ብርሃን ኣሎ ዶ? ኣነ ውላድ ናይ ምስኣን ቃንዛ ዝወለዶ ፀልማት ጥራሕ ኣይኮንኩን ዘውግዕ ዘለኹ። እዞም ቦኽርታት ዝተሸከምዎ ሸኽምታት ነይሩ፣ ሃልዮም ዝኾኑለን ዝነበሩ ኣብ ላዕሊ ፅሒፈዮ ኣለኹ። እዞም ቦኽርታት ዝሰኣና ስድራታት ብርግፅ ዝበርሃለን ዝኾነ ብርሃን ኣሎ ዶ? መዓልቲ ሰማእታት ተራ ፎርማሊቲ፣ ዝኾነ ክኽበር ዘለዎ ዕለት፣ ናይ ኣከባብራ ፕሮቶኮሉ ሓልዩ ተኸቢሩ ዝሓልፍ፣ ዝኾነ መዓልቲ ክኸውን የብሉን። መዓልቲ ሰማእታት ስለ ሓቂ ክንሓትት፣ መስዋእቶም ከም ሽምዓን ጥዋፍን ምዃኑ ስለ ሓቂ ርግፀኛታት ኮይንና ሽምዓ ክነብርሃሎም፣ ጥዋፍ ክንሕዘሎም ዘለና ዕለት እዩ። እሱ ንክኸውን ድማ ኣደራሻት ብሽምዓን ጥዋፍን ኣድሚቕና ዘይኮነስ፣ እተን ቦኽርታተን ዝሰኣና ስድራታት ብርሃን ክኾና፣ ፀልማተን ቀንጢጥና፣ ሸኽመን እናተሸከምና እዩ። ብሰላም ዕረፉ፣ ኩልግዘ ዝፈትወኩምን ዘኽብረኩምን ኣሕዋትን ብፆትን! ✊

About