@swatvalley666: The most attractive beauty Of Swat Valley Kalam Deferent Spot Short Video #creatersearchingsight #foryou #viralvideo #naturelovers

Swat Valley
Swat Valley
Open In TikTok:
Region: PK
Wednesday 18 March 2026 09:45:48 GMT
59718
3549
117
446

Music

Download

Comments

user538530766
🥹VOICE GAMGAN🥹 :
zooming
2026-05-08 06:06:43
0
sudiararb
اسداللہ خان سیف الخیل :
mashallh, beautiful, my best,deiste,swat, beautiful very good zendabad
2026-05-01 16:25:24
0
.aa.swati
A❤️A swati :
masha Allah 👑💯💯
2026-04-30 19:10:57
0
afridiza1
[ Z] [ K ] afridi( 804) :
da cha cha Qismat ba v❤️‍🩹
2026-04-27 17:12:46
0
user249407561
user302?🌻💯 :
💛💛
2026-04-03 18:49:50
1
zoniikhann2
arsalan :
mashallah mashallah
2026-05-16 07:31:59
0
mubaid388
❤️‍🩹~•UK•~❤️‍🩹 :
kalam valley
2026-04-05 21:06:36
0
ifran.ali83
Ifran Ali :
2026-05-03 07:22:19
1
sadiqameen39
☠️sadiق Aمeen☠️ :
Kalam ❤️❤️
2026-04-07 07:18:56
2
imran.khan846
Imran khan :
🥰🥰🥰
2026-03-28 14:41:15
2
user2136997348591
user2136997348591 :
👌👌👌
2026-03-18 21:49:02
1
balbal6507
balbal :
🥰🥰🥰
2026-03-19 16:24:51
1
khan017460
KHAN :
🥰🥰🥰
2026-03-20 13:38:34
1
rahibullah9351
Rahib Ullah935 :
💖💖💖
2026-03-26 06:58:20
1
norllaharpan
نورالله عرفان :
🥰🥰🥰
2026-03-24 11:11:59
1
explorepushtoonistan
FURQANKHN :
♥️
2026-03-22 08:48:08
1
raja.anayat23
RAJA anayat :
🥰🥰🥰
2026-03-27 17:53:52
1
itsrajaofpakistan
sana pathan😈😈😈 :
🥰🥰🥰
2026-03-28 15:54:43
1
abdullah_adyala_302
ミ★ 𝘈𝘉𝘋𝘜𝘓𝘓𝘈𝘏 ★彡 :
♥️♥️♥️
2026-03-28 15:53:08
1
sk.niaz.ali
★彡[ꜱᴋ.ɴɪᴀᴢ.ᴀʟɪ]彡★ :
👍👍👍
2026-03-30 13:11:38
1
ibrar.ahmad3346
Ibrar Ahmad :
🥰🥰🥰
2026-03-30 05:32:36
1
sallubhai978
💜⃕⃝ 🇲ᵃ𝐒ᵒᵒ𝐌 :
❣️❣️❣️
2026-03-31 17:11:10
1
abbaskhan22200
🫀ABBAS KHAN🤴 :
❤️❤️❤️
2026-05-14 12:51:32
0
khan.khan.hero
Khan Khan Hero :
🥰🥰🥰
2026-05-09 15:10:19
0
faridsalmankhan666
Swat Tourism :
🥀🥀🥀
2026-03-18 09:51:35
0
To see more videos from user @swatvalley666, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ካብዞም ብፍቕሪ ልፎትዮም ደረፍቲ ሓደ ለ ኣታኽልቲ😍 ገዛናለ ተስማዕሚዕና ንፎትዮ ደራፊ እዩ።ናይ ኣታኽልቲ ደርፊ ተስሚዕና ሱኽ ኢልኻ ምልሃይ እዩ ካልእ ስራሕ የለይ፤ ልMother ለ ወዲ ዓዳ😊 ካብ ሰውሓ-ሳዕሲዕ፣ ቤተ-ሐዋርያት ክሳብ ዕዳጋ-ሓሙስ ዓዱ።  ናይ ኣታኽልቲ ዝተወለደሉ ኣተዓባብይኡ ከዋግዐኩም ክቡር ነብስሄር ኣርቲስት ኣታኽልቲ ሃይለሚካኤል ካብ ኣብኡ ኣርቲስት ሃይለሚካኤል ተስፋይ ኣብኡ ለ ስኣሊ እዮም ነይሮም ዋ ካብ እንኡ ኣብርሀት ደስታ ሕዳር 5/1955 ዓ.ም ካብ ዕዳጋ-ሓሙስ ውፅእ ኢልኻ ትርከብ ቤተ-ሐዋርያት ናተብሃለት ትፍለጥ ተወሊዱ።   ኣታኽልቲ ልስድርኡ ናይ መጀመርያ ውላዶም እዩ ድሕሪኡ  ድማ 8 ኣሕዋቱ ኣለውዎ። ኣታኽልቲ ወለዱ ናብ ዕዳጋ-ሓሙስ ወሪዶም፤ ንሱ ግን ምስ ዓባዩ/እነ'ምበይቱ ፍሉይ ፍቕሪ ስለ ዝነበሮ ምስአን ቀርዩ ኣይወረደን። ኣታኽልቲ ካብ ግዜ ቑልዕነቱ ጀሚሩ እዩ ሙዚቃ ዝፎቲ ነይሩ፤ ኣሕዋቱ ክህርሱ ንሱ ክደርፍ ይሓድር ነይሩ።  ቃንኡ፣ ድምፁ፣ ግጥሙ ካብ ቑልዕነቱ ግሩም ነይሩ ይብሉዎ። ቤተ-ስቡ ጉዳይ ትምህርቱ ክገብር ትምህርቲ ኣመዝጊቦምዎ። ካብ ቤተ-ሐዋርያት ናብ ዕዳጋ-ሓሙስ ናተማለላስ ድማ ትምህርቱ ይከታተል ነይሩ። ካብ 1-4  ቀደማይ ብርኺ ቤት ት/ቲ ዕዳጋ-ሓሙስ ተማሂሩ። ካብ 5-10 ድማ ኣብ ከተማ ዓዲ-ግራት ሙሉእ ቀደማይ ብርኺ ኣግኣዚ ተማሂሩ። ድሕሪ 'ዙይ ኣብ 18 ዕድምኡ ካብ ዓዲግራት ተገፊፉ ናብ ኤርትራ ኸይዱ። ሽዑ መናእስይ ናተገፈፉ ናብ ውትድርና ይወስዱ ነይሮም። ኤርትራ ኸይዱ ናብ ውትድርና ኣይኣተወን ናብ ኪነታውያን ተፀንቢሩ ናይ ወታድራዊ ምንቕስቃስ እዩ ዝገብር ነይሩ። ኣብ ኣስመራ ድማ ኣብ ፓሊስ ሙዚቃ ት/ቲ ዝበሃል 9 ወርሒ ተማሂሩ ብሳክስፎን ተመሪቁ። ዳሕራይ ካብኡ ወፅዩ ናብ ሙዚቃ ኣትዩ። ብ19/73 ዓ.ም ናብ ሙዚቃ ዓለም ተፀንቢሩ። ኣብ መፋርቕ 19/79 ዓ.ም ድማ መፈለምትኡን ብድሕሪኡ ብዙሕ ከይተደመፀት ዝጠፈአት ኣልበሙን ናብ ኣድመፅቲ ኣብፀሐ።  ድሕሪ ውድቀት ስርዓት ደርጊ መጀመርታ 80ታት ካብ ኤርትራ ናብ ኣዲስ ኣበባ መፅዩ። ምስ ባህሊ ትግራይ ናበሉ ምንቕስቃስ ዝገብሩ ዝነበሩ ከየንቲ ከም እኒ ሶፍያ ኣፅብሃ፣ ብርሃነ ሃይለ፣ ግርማይ በርሀ ሓው እያሱ በርሀ ብምኳን ስራሕቱ ምቕራብ ዝጀመረሉ እዋን ነይሩ። ድሕሪ እታ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ብ19/79 ዓ.ም ናብ ኣድመፅቲ ዘብፅሓ ኣልበሙ  ኣብ ውሽጢ 10 ዓመታት ኣከታቲሉ 4 ኣልበም ናብ ኣድመፅቱ ኣብፂሑ እዩ።  19/91 ዓ.ም እንኳዕ ተፈጠርና ካባኺ 19/93 ዓ.ም ኣደይ ትናፍቅኒ ዶ 19/97 ዓ.ም ናይ መወዳእታ ኣልበሙ
ካብዞም ብፍቕሪ ልፎትዮም ደረፍቲ ሓደ ለ ኣታኽልቲ😍 ገዛናለ ተስማዕሚዕና ንፎትዮ ደራፊ እዩ።ናይ ኣታኽልቲ ደርፊ ተስሚዕና ሱኽ ኢልኻ ምልሃይ እዩ ካልእ ስራሕ የለይ፤ ልMother ለ ወዲ ዓዳ😊 ካብ ሰውሓ-ሳዕሲዕ፣ ቤተ-ሐዋርያት ክሳብ ዕዳጋ-ሓሙስ ዓዱ። ናይ ኣታኽልቲ ዝተወለደሉ ኣተዓባብይኡ ከዋግዐኩም ክቡር ነብስሄር ኣርቲስት ኣታኽልቲ ሃይለሚካኤል ካብ ኣብኡ ኣርቲስት ሃይለሚካኤል ተስፋይ ኣብኡ ለ ስኣሊ እዮም ነይሮም ዋ ካብ እንኡ ኣብርሀት ደስታ ሕዳር 5/1955 ዓ.ም ካብ ዕዳጋ-ሓሙስ ውፅእ ኢልኻ ትርከብ ቤተ-ሐዋርያት ናተብሃለት ትፍለጥ ተወሊዱ። ኣታኽልቲ ልስድርኡ ናይ መጀመርያ ውላዶም እዩ ድሕሪኡ ድማ 8 ኣሕዋቱ ኣለውዎ። ኣታኽልቲ ወለዱ ናብ ዕዳጋ-ሓሙስ ወሪዶም፤ ንሱ ግን ምስ ዓባዩ/እነ'ምበይቱ ፍሉይ ፍቕሪ ስለ ዝነበሮ ምስአን ቀርዩ ኣይወረደን። ኣታኽልቲ ካብ ግዜ ቑልዕነቱ ጀሚሩ እዩ ሙዚቃ ዝፎቲ ነይሩ፤ ኣሕዋቱ ክህርሱ ንሱ ክደርፍ ይሓድር ነይሩ። ቃንኡ፣ ድምፁ፣ ግጥሙ ካብ ቑልዕነቱ ግሩም ነይሩ ይብሉዎ። ቤተ-ስቡ ጉዳይ ትምህርቱ ክገብር ትምህርቲ ኣመዝጊቦምዎ። ካብ ቤተ-ሐዋርያት ናብ ዕዳጋ-ሓሙስ ናተማለላስ ድማ ትምህርቱ ይከታተል ነይሩ። ካብ 1-4 ቀደማይ ብርኺ ቤት ት/ቲ ዕዳጋ-ሓሙስ ተማሂሩ። ካብ 5-10 ድማ ኣብ ከተማ ዓዲ-ግራት ሙሉእ ቀደማይ ብርኺ ኣግኣዚ ተማሂሩ። ድሕሪ 'ዙይ ኣብ 18 ዕድምኡ ካብ ዓዲግራት ተገፊፉ ናብ ኤርትራ ኸይዱ። ሽዑ መናእስይ ናተገፈፉ ናብ ውትድርና ይወስዱ ነይሮም። ኤርትራ ኸይዱ ናብ ውትድርና ኣይኣተወን ናብ ኪነታውያን ተፀንቢሩ ናይ ወታድራዊ ምንቕስቃስ እዩ ዝገብር ነይሩ። ኣብ ኣስመራ ድማ ኣብ ፓሊስ ሙዚቃ ት/ቲ ዝበሃል 9 ወርሒ ተማሂሩ ብሳክስፎን ተመሪቁ። ዳሕራይ ካብኡ ወፅዩ ናብ ሙዚቃ ኣትዩ። ብ19/73 ዓ.ም ናብ ሙዚቃ ዓለም ተፀንቢሩ። ኣብ መፋርቕ 19/79 ዓ.ም ድማ መፈለምትኡን ብድሕሪኡ ብዙሕ ከይተደመፀት ዝጠፈአት ኣልበሙን ናብ ኣድመፅቲ ኣብፀሐ። ድሕሪ ውድቀት ስርዓት ደርጊ መጀመርታ 80ታት ካብ ኤርትራ ናብ ኣዲስ ኣበባ መፅዩ። ምስ ባህሊ ትግራይ ናበሉ ምንቕስቃስ ዝገብሩ ዝነበሩ ከየንቲ ከም እኒ ሶፍያ ኣፅብሃ፣ ብርሃነ ሃይለ፣ ግርማይ በርሀ ሓው እያሱ በርሀ ብምኳን ስራሕቱ ምቕራብ ዝጀመረሉ እዋን ነይሩ። ድሕሪ እታ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ብ19/79 ዓ.ም ናብ ኣድመፅቲ ዘብፅሓ ኣልበሙ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመታት ኣከታቲሉ 4 ኣልበም ናብ ኣድመፅቱ ኣብፂሑ እዩ። 19/91 ዓ.ም እንኳዕ ተፈጠርና ካባኺ 19/93 ዓ.ም ኣደይ ትናፍቅኒ ዶ 19/97 ዓ.ም ናይ መወዳእታ ኣልበሙ "ወስ ክብል ጀሚረ" እንትኸውን ድሕሪ ሕልፈቱ ለ እንሽተይ ሓው ሽሻይ ሃይለሚካኤል ኣብ ዝኽሪ ሓምሻይ ዓመቱ "Best of Ataklti ዝብል ኩሉ ወዮ ዘርእስታ ብ2003 ዓ.ም ናብ ኣድመፅቲ ኣብፂሕሉ እዩ። ጠቅላላ ኣታኽልቲ 6ተ ኣልበም ኣለዎ። #ልሶፍያ ኣፅብሃ 3 ግጥሚ ሂቡዋ እዩ ሓንቲ ካብኣተን ቆሪሩኒ ቆሪሩኒ ቐትሪ ምድሪ ኣንቐጥቂጡን ትብል ደርፋ። #ልብርሃነ ሃይለ ለ 2 ግጥሚ ሂቡዎ እዩ "ሽለው ልዋየ፣ ኣለኹም ዶ ኣለኹምየ ቆልዑ ትግራይ ጥዑማት ላዛኹምየ ዝብላ #ልፀሃየ ዮውሃንስ ኣብ ኣስመራ ዝሃቦ "ገንዘብ ስኢነ" ትብል ደርፉ። ልጋሻው ኣደል ለ ሂቡዎ እዩ። ኣታኽልቲ ኹሎም ደርፍታቱ ትርጉም ዘለዎምን ምስ ህይወቱ ምትእስሳር ዘለዎምን እዮም። "ወስ ክብል ጀሚረ" ናይ መወዳእታ ደርፉ ሒሙዎ ነይሩ ዳሕና ኮይኑ ተልዒሉ ዝደረፋ ደርፊ እያ። ድሕሪኡ ኣይፀነሐን መሊሱ ሓሚሙ እንደገና ሕክምና ኣትዩ ዓርቢ ኣትዩ ድሕሪ 2 ስሙን ከዓ ኣብ ወፃኢ ኮንስርት ነይሩዎ ግን የኮነይ ቀዳም ሞይቱ። ኣታኽልቲ ለይርስዑ ገረምቲ ስራሕቱ ታሪኩ ሓዲጉ ኸይዱ ለሕዝነኻ ለይምውላዱ ጥራሕ እዩ🥺 ይፎትየኻ እየ😍🙏 #ataklti_haylemichal #Tigrinya

About