@xxl.045: #ተጋሩን ኢትዮጵያን ቀዳማይ ዛዕባ ካብ ድኽነትን ድሕረትን ምውፃእ እዩ። ስለዚ ናይ ቀዳማይ ቀዳማይ ኣጀንዳና ህይወትን መነባብሮን ህዝቢና ትርጉም ብዘለዎ ደረጃ ምምሕያሽን ፍትሕን ርትዒን ምንጋስን’ዩ። ውራይና ትግራይን ኢትዮጵያን ንምልዋጥ ናይ ሎሚን ፅባሕን ኣብ ዝኾኑ ጉዳያት ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ምርብራብ እዩ። ነዚ መነባብሮን ህይወትን ህዝብና ንምልዋጥ እንገብሮ ሰናይ ወፍሪ ዘዐንቅፈና፥ ዘተኣጓጉለና ሓይሊ ግን ክዕንድረልና ኣይንፈቅድን።

𝐁Δ𝐍Δ𝐍Δ~²⁷🧊
𝐁Δ𝐍Δ𝐍Δ~²⁷🧊
Open In TikTok:
Region: ET
Thursday 19 March 2026 14:48:36 GMT
1819
64
2
3

Music

Download

Comments

merri.abed
𝙣𝙚𝙫𝙚𝙧__2🔐united💎🦅🥀 :
❤️❤️❤️
2026-03-19 15:17:44
0
yewhans133
ወድ መረብ :
🙏🙏🙏
2026-03-29 06:11:04
0
To see more videos from user @xxl.045, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About