@kiyaye014: ጓል ምስ ዘፍቅራ እያ ትመርፅ ዘለዋ ግን ፍቅሪ እኹል ኣይኾነን ስለ ዘፍቅረኪ ብቻ ትመርፅዮ ግን የብልኽን ፣ so ምርጫኺ ካባኺ ሓሊፉ ንደቅኺ ዝተርፍ ሓላፍነታዊ ኣቦ ዝኾነ ወዲ ኣብዚታት ብቻ ስርሒ ብከምዚ መዚንኽዮ ቲ ትደልዮ ዓይነት ወዲ ኾይኑ ግን ዘይተፍቅርዮ ተኾይኑ ፍቅሪ ምልምማድ እዩ::ብሓቂ ዶ የፍቅረኒ ይኸዉን ዝብል ስምዒቱ ልምፍላጥ፣ ልብኺ ሓቢእኺ ከምተፍቅርዮ ተዋስኢ ኣብዚ ትርእዮ እኺ ቲ ትክክለኛ ስምዒቱ ……ምኽንያቱ ብዙሓት ጥሬ ዝኾኑ ኣወዳት ስለ ዘለዉ ምንም ዕላማ ዘይብሎም ኣርጊፀያ እሺ ኢላትኒ ኣፍቂራትኒ ዝብሉ ልብኺ ከይሃብኺ ምዉሳእኺ ኣብዚ ይጠቅመኪ ግን ትደልዮ ወዲ ኾይኑ ንምምዛን እየ እምበር ዘይትደልዮ ተኾይንኺ ንሰብ ዘየለ ተስፋ ኣይወሃብን ሓሊፉ እዩ ዝፀንሐካ ንዘይትደልዮ ሰብ የፍቅረካ እየ እናበልኺ እናተዋሳእኺ ኣይትጉድእዮ ንማለት እየ።🤳 ✌️:ርግጠኛ እየ ፅባሕ ምስ ረሓቀኪ ብዙሕ ዘይግደሰልኪ ወዲ ምስ ሓዝኪ ትዝክርዮ ኢኺ ሰብ ካባኻ ምስርሓቐ ዩ ዝፍለጠካ ስለዚ ከም ንግስቲ ትነብሪ ተደሊኺ ዘፍቅረኪ ወዲ ሓዚ።
🎭𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄♠️
Region: SA
Monday 23 March 2026 03:37:59 GMT
Music
Download
Comments
𝕝𝕚𝕗𝕖 𝕚𝕤 𝕤𝕙𝕠𝕣𝕥💫 :
ያ አበይሞ ድሕሪ ግዜ ትጣዓስ🥺🥰🥰
2026-03-23 18:59:16
11
freta🫰 :
bahkiy gn😊🥺
2026-03-28 11:00:50
1
Gogona Eri :
arsta
2026-03-24 19:18:31
0
Arsema-TDF :
btkekl tsbuq alki zhftey🥰🥰🥰🥺
2026-03-23 14:15:57
3
🫴𝐥𝐢𝐥𝐢 𝐐𝐮𝐞𝐞𝐧🎀💎 :
yes💖
2026-05-04 19:43:52
0
☦︎︴𝐶𝔼𝑁𝕋𝑅𝔸𝐿.1⛓🇧🇷✭♤ :
Just wow
2026-03-28 03:08:36
0
🦋"🅳𝒊𝒏𝒆𝒚 🅷𝒂𝒍𝒂𝒍"👸🦋 :
ብትክክል ናይ🥺🥺💝💝💝💝💝
2026-03-23 07:32:23
3
ሄሩ ክዳን ሓበሻ "²¹🌷 :
ጨለሺ💜
2026-03-26 01:14:10
0
𝐇𝐨𝐩𝐞🤌🏿🩷 :
oh ።❤🥰
2026-03-24 18:41:44
0
Dahlak :
bhaqi 🥺🥺
2026-05-08 11:35:12
0
ጋል ተዋህዶ ✝️💘 :
ብሓቂ🥺😔
2026-04-09 17:35:09
1
Mieri 🥰😉✌️🦋🧲 :
yes 🥰😉✌
2026-03-24 10:40:34
0
Gott sei Dank 🙏♥️✝️ :
yes🥺🤌❤️
2026-03-23 13:45:40
1
mebi Love mami🤱🫶♥️ :
ብሓቂ👌🥹
2026-03-25 10:15:36
1
..✝️ :
ኣይሰማማዕን"የ😳
2026-03-23 23:57:03
1
I love my kids :
kulu hade eyu
2026-03-23 05:52:33
3
፨𝙛𝙚𝙗𝙪፧𝙦𝙪𝙚𝙚𝙣፨👸☦️🔰 :
ግን ዘይተፍቅሮ ከቢድ እዩ 🥺🥺
2026-04-30 18:58:44
0
Just to watch 🇪🇷 🇪🇷 :
True
2026-03-23 21:39:30
0
ምንባረይ ንኣኪ እዩ ማሚየ❤💊💃 :
ያ ትከብር ትነግስ ክዓ እበር🙏❤❤
2026-03-26 05:05:00
0
Selu ሽኮር😔 :
mszeytefqro keman mekera eyu🥺
2026-04-11 22:18:30
0
𝑓𝑒ታዊ𝑡 𝑏ያ𝑠𝑎➴👸Ⓛ🔰 :
𝑦𝑒𝑠𝑠𝑠𝑠𝑠👌
2026-05-12 19:31:44
0
ለምለም ራያ⛪🕊 🇪🇹 :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-05-02 16:39:39
0
@ የድንግል ማርያም ልጅ 💚💙💚 :
🙏🥰💙
2026-05-05 12:18:17
0
Negsti💖fqri :
👉👍👍👍
2026-04-13 12:04:10
0
✝️❤💎 :
🥺🥺🥺😢🖤💔🌹🥺
2026-03-23 04:23:52
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm
homepage.