@hatramstore: “Áo xoắn ốc – Tôn dáng, thoải mái, và cực kỳ quyến rũ! Mua ngay, freeship!” #thoitrangnu #aoxinh #aohottrend #xuhuongtiktok #tiktokshop

Hà Trâm
Hà Trâm
Open In TikTok:
Region: VN
Monday 23 March 2026 11:53:58 GMT
110
3
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @hatramstore, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዓይንኻ እናረኣዮ፣ ኢድካ ክትንክፎ ካብ ዘይምኽኣል ዝመርር ትጽቢት የለን! እቲ ዝመረረ ቃንዛ፣ ኣብ ጥቓኻ ዘሎ መዓር መርዚ ክኾነካ ከሎ እዩ። ኣብ ህይወት እቲ ዝኸበደ ብድሆ፣ ነቲ ተፍቅሮን ትናፍቖን ሰብ ኣብ ማዕዶ ወይ ርሑቕ ሃገር ክትጽበዮ ከለኻ ኣይኮነን፤ እቲ ዝዓበየ ስቓይስ... እቲ እትፈትዎ ኣብ ጥቓኻ ከሎ ክትድህስሶ ኣብ ዘይፍቀደልካ ኩነታት ኮይንካ ከተማዕድዎ ከለኻ እዩ! እዚ እቲ ዝመረረን መዘና ዘይብሉን ስቓይ እዩ።
ዓይንኻ እናረኣዮ፣ ኢድካ ክትንክፎ ካብ ዘይምኽኣል ዝመርር ትጽቢት የለን! እቲ ዝመረረ ቃንዛ፣ ኣብ ጥቓኻ ዘሎ መዓር መርዚ ክኾነካ ከሎ እዩ። ኣብ ህይወት እቲ ዝኸበደ ብድሆ፣ ነቲ ተፍቅሮን ትናፍቖን ሰብ ኣብ ማዕዶ ወይ ርሑቕ ሃገር ክትጽበዮ ከለኻ ኣይኮነን፤ እቲ ዝዓበየ ስቓይስ... እቲ እትፈትዎ ኣብ ጥቓኻ ከሎ ክትድህስሶ ኣብ ዘይፍቀደልካ ኩነታት ኮይንካ ከተማዕድዎ ከለኻ እዩ! እዚ እቲ ዝመረረን መዘና ዘይብሉን ስቓይ እዩ። "ዝጸገበን ዝቐበጸን ሓደ እዩ" ከም ዝበሃል፣ ንሓደ ነገር እንተ ቐቢጽካዮ ትፋነዎ እኻ። ከይቀበጽካዮ፣ ከይጸገብካዮ፣ ኣብ ጥቓኻ ኮይኑ ክትንከፍ ዘይከኣል ሕዛእቲ ዝኾነካ ሰብ ግን፣ እዚ እቲ ዝኸበደ መስበርቲ ልቢ እዩ! ሓብል... ገና ህጻን ከላ ውልድ ምስ በለት እያ ኣብ እንዳ ጎሓፍ ተደርብያ ተረኺባ። ካብታ ሰዓት እቲኣ ጀሚራ ክሳብ ጓል 22 ዓመት እትኸውን ድማ፣ ብዘይ ኣደን ኣቦን፣ ብዘይ ሓውን ሓፍትን፣ ብዘይ ሓዎቦን ሓትኖን፣ ብዘይ ዝኾነ ናይ ቀረባ ናይ ስጋ ቤተሰብ ዓብያ። ሕማቕ ዕድል ኮይኑ፣ እታ ንሓብል ዘዕበየታ መጒዚት ኣዝያ ፈታዊት ገንዘብ ብምንባራ፣ ንሓብል ገና እግሪ ክተክል ከላ ጀሚራ እያ ብስቓይ ኣዕቢያታ። ሓብል ብኸቢድ መግረፍትን መግናሕትን ከቢድ ስራሕን ዝዓበየት፣ ካብ ትምህርትን ፍቕርን ርሒቓ ዝዓበየት ብምዃና፣ እዚ ንናፍቖት ናይቶም ዘይትፈልጦም ወለዳ ዝያዳ ሓፍ ካብ ዘበሉ ምኽንያታት ሓደ እዩ። ሓብል ከም ሰብ ንቡር ፍቕርን ሓልዮትን ከይረኸበት ስለ ዝዓበየት፣ ፍቁራት ቤተሰብ እንተርእያ ወይ ወለዲ ዘለዎም ቆልዑ እንተርእያ፣ ብናፍቖትን ቅንእን እትሳቐ ጎርዞ እያ። ኣብ ከምዚ ከቢድ ናይ ናፍቖት ሕማም እንከላ ድማ እያ ድንገት ኣቦን ኣደን ሓውን ከም ዘለዉዋ ዝፈለጠት። ኪኖ ምፍላጥ ሓሊፋ እውን ብኣዒንታ ክትርእዮም በቒዓ! እንተኾነ ብሓደ ሽግር ሓብል ንስድራቤታ ኣማዕድያ ክትርእዮም እንተዘይኮይኑ፣ ቀሪባ ክትስዕሞም፣ "ጓልኩም እየ" ክትብሎምን መቐረት ፍቕሪ ወለዲ ከተሕልፍን ዘይፈቅድ ኩነታት ስለ ዝገጠማ፣ ንግዜኡ ኣማዕዲኻ ካብ ምርኣይ ካልእ ምርጫ ኣይነበራን። ቤተሰብ ሓብል ኣጋጣሚ ኮይኑ ለወሃት፣ ጥዑማት፣ ፈቓራት፣ ልዕሊ ኩሉ ድማ ስቓይ ናይታ ተገዲዶም ዝጎሓፉዋ ጓሎም እናሳቐዮም፣ ንምርካባ ዝገብርዎ ሸበድበድን ኣብ ጓሎም ዘለዎም ናፍቖትን ሓብል ብቐረባ ኮይና ስለ እትዕዘቦ፣ እዚ ሓደ ካብቲ ንቃንዛ ትጽቢታ ዘጋድዶን ዘምርሮን እዩ። ዕጫ ሓብል ከመይ ይኸውን፧ ኣብ ዝቕጽል ክፏልና ክንርእዮ ኢና... ምክትታልኩም ኣይተቋርጹ! — ዘፍጥረት

About