@bhtawit_16: ❥⓰✟"ኪዳነ ምህረት በዓልቲ ዉዕለታይ☦️🫶 ውርደት ባርያኡ ሪኡ እዩ እሞ፥ እንሆ ኻብ ሕዚ ጀሚሩ፥ ኵሎም ትውልዲ ብፅእቲ ኽብሉኒ እዮም።ሉቃስ 1:48🌿 ኪዳነ ምሕረት ናይ ኩልና ተስፋ🌅 ንጽህናኺ ዝበለጸ ካብ ወርቂ ኦፊር ዝጸረየ ኣብ የማን ንጉስ ደው ኢልኪ እተማልዲልና ንድኻታት ረዳኢት ንሕዙናት መፅናኒዒት ኪዳነ ምሕረት💞 📖 ☦️ “ኣዲኡ ንኣገልገልቱ፦ 'ዝበለኩም ዘበለ ግበርዎ' በለቶም።” (ዮሃንስ 2፥5) ቃልኪ መሪሑ ናብ ወድኺ ዘብጽሕና ምሕረትኪ ከም ባሕሪ እዩ ንኹልና ዝውሕዘና ኣብ ጸበባና ፀዊዕናኺ ረድኤትኪ ኣይርሓቐና ኪዳነ ምሕረት ኣዴና ብቃል ኪዳንኪ ሐልውና 📖 ☦️ “ኦ ኸተማ ኣምላኽ ብዛዕባኺ ኸምዚ ዚበሃል ነገር ኣሎ እቲ ልዑል ንባዕሉ መሰረታ እዩ።(መዝሙር 87፥3) ከተማ ኣምላኽ ኢኺ ንጽህቲ መሕደሪት ግርማኺ ይንገር ኣብ ሰማይን አብ ምድርን በረኸትኪ ይሕደረና ኣብ ቤትናን ልብናን እንኳዕ ልአዴና ቅድስት ኪዳነ ምህረት ብሰላም አብፀሐኩም አብፀሐና ,,ኪዳነ ምህረት አዴና አብ ዝዘለናዮ,, ብቃል ኪዳና ትሓልወና አሜን³💚" #fypシ゚viral🖤tiktok☦️❤️ #fypシ゚viral🖤tiktok☦️❤️ #fypシ゚viral🖤tiktok☦️❤️ #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #CapCut
🖤𝐀𝐋𝐎𝐍𝐄 ˡⁱᶠᵉ✞¹⁶🥹༄
Region: SA
Wednesday 25 March 2026 00:00:44 GMT
Music
Download
Comments
ህመምተኛው ልቤ🥺🤕 :
🥰🥰🥰
2026-03-25 00:21:02
0
መታገስ ዋጋአለዉ💌የማይረሳጂ የመያልፍ የለም💔 :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-03-25 00:25:54
0
እናቴ ማርያም🙏🙏🙏 :
🙏🙏🙏
2026-03-25 00:27:04
0
t neg yewedochi ehit :
🥰🥰🥰
2026-03-25 00:38:33
0
sami ፈቃር ግን ካኣ ጨካን።💙💪🤟🏋♀️ :
🙏🙏🙏
2026-03-25 00:46:02
0
ምጣ እየ ብማሚተይ ዓለመይ💋💘 :
🙏🙏🙏🙏
2026-03-25 00:58:21
0
ኪዱ ወዲ ቀሺ :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-03-25 09:46:53
0
እመብረሀን🙏የልቤብረሀን✝️🤲 :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰
2026-03-26 23:05:37
0
305 :
16enat161616161616161616161616161616161616161616161616161616161616161616161616161616161616
2026-03-27 14:12:25
0
To see more videos from user @bhtawit_16, please go to the Tikwm
homepage.