@abubilal.0: #لبنان🇱🇧_سوريا🇸🇾_فلسطين🇵🇸_تركيا #الردن_فلسطين_سوريا_عراق_لبنان #اوروبا_اسبانيا_ايطاليا_المانيا_هولندا #الاردن_السعوديه_قطر #explore انتهت الحكاية قبل ان تبدأ

Abu Bilal
Abu Bilal
Open In TikTok:
Region: AE
Tuesday 31 March 2026 19:41:08 GMT
1417
116
9
11

Music

Download

Comments

bmw.virals
☠️🔥Feral.E60🔥☠️ :
ما شاء الله ❤️🔥
2026-04-01 22:24:47
1
qusayhalak
Qusay Halak :
المحروسة 😘
2026-03-31 20:33:50
1
zolfikar.louay
zolfikar.louay :
ممكن رقم المصور 😂
2026-04-03 13:08:53
0
walid.nabelsi
مافي حلم بيكمل :
❤️❤️❤️
2026-04-01 13:28:42
1
william_alkhatib
william alkhatib ❤️🇦🇪 :
🔥🔥🔥
2026-04-02 10:40:15
1
mr_1001___
Mr_1001 🖤👑🥷🏼 :
♥️♥️♥️♥️
2026-03-31 20:27:17
1
To see more videos from user @abubilal.0, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ወርቂ ብሓዊ ሓሊፉ እዩ ተኾሊዑ ዝወጽእ፤ ሰብ እውን ብፈተና ሓሊፉ እዩ ዝበልሕ። ስለዚ ንፈተና ከም ኣካል መዓልታዊ ህይወት እምበር፡ ከም ናይ ህይወት መወዳእታ ጌርካ ኣይትርኣዮ። ምናልባት እቲ እትፈተኖ ፈተና ይፈላለ ይኾውን፤ ምናልባት እውን ገሊኡ ከቢድ፡ ገሊኡ እውን ፈኲስ ይኾውን። ግን ኩሉ ናይ ምፍታን ግዜኡ ኣሕሊፉ ከምዝሓልፍ ኣይትጠራጠር። ሓደ ኣብ ማእከል ባሕሪ መርከብ እተባላሸወቶን ብሕማም ዓራት ዝሓዘ ሰብን፡ ክልቲኦም ኣፍደገ ሞት ኣብጺሑ ዝመልስ ፈተና ብምዃኑ ፍርሒ ክስምዖም ባህርያዊ እዩ። እቲ ጽቡቕ ነገሩ ግን ፈተና ናይ ሙማት መዓልትኻ ዝውስን ዘይምዃኑ እዩ! ስለዚ እዩ ድማ ዝኾነ ይኹን እቲ ፈተና ብዘየገድስ፡
ወርቂ ብሓዊ ሓሊፉ እዩ ተኾሊዑ ዝወጽእ፤ ሰብ እውን ብፈተና ሓሊፉ እዩ ዝበልሕ። ስለዚ ንፈተና ከም ኣካል መዓልታዊ ህይወት እምበር፡ ከም ናይ ህይወት መወዳእታ ጌርካ ኣይትርኣዮ። ምናልባት እቲ እትፈተኖ ፈተና ይፈላለ ይኾውን፤ ምናልባት እውን ገሊኡ ከቢድ፡ ገሊኡ እውን ፈኲስ ይኾውን። ግን ኩሉ ናይ ምፍታን ግዜኡ ኣሕሊፉ ከምዝሓልፍ ኣይትጠራጠር። ሓደ ኣብ ማእከል ባሕሪ መርከብ እተባላሸወቶን ብሕማም ዓራት ዝሓዘ ሰብን፡ ክልቲኦም ኣፍደገ ሞት ኣብጺሑ ዝመልስ ፈተና ብምዃኑ ፍርሒ ክስምዖም ባህርያዊ እዩ። እቲ ጽቡቕ ነገሩ ግን ፈተና ናይ ሙማት መዓልትኻ ዝውስን ዘይምዃኑ እዩ! ስለዚ እዩ ድማ ዝኾነ ይኹን እቲ ፈተና ብዘየገድስ፡ "ነፍሰይ ኣጆኺ፡ ጽንዒ፡ ትብዒ ክትስዕሪ እኻ!" ብምባል ከተትብዓ ዝግበኣካ። ምኽንያቱ ተስፋ ሓደ ካብቲ ድሕሪ ፈተና ዓወት ከምዘሎ ኣማዕዲና እንርእየሉ ኣካል ስለዝኾነ። እንታይ ዓይነት ህይወት ተሕልፍ ኣሎኻ፧ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣሎኻ፧ ዝፈልጥ የለን። ኩሉ ኣብ ናይ ገዛእ-ርእሱ መንብሮ ተጸሚዱ ስለዝርከብ፡ ብዛዕባኻ ዘይክፈልጥ ይኽእል እዩ። ሓደ ካብ ጎንኻ ዘይፍለ፡ ብዛዕባኻ ግዲ ዝብሎ ግን ኣሎ፤ ንሱ ድማ እቲ ዝፈጠረካ ኣምላኽካ እዩ። ስለዚ ነገራት ከቢዶም ክጸበካ ከሎ፡ እምነት ኣይተጥፍእ፤ ተስፋኻ ኣጽንዕ፡ በቲ ዝፈጠረካ እውን ተኣማመን። ብርግጽ ድማ እቲ ፈተና ሓሊፉ፡ ነቲ ኪኖ ፈተና ዘሎ ዓወት ክትርኢ እኻ!

About