@almi21248: ✍️ ኩሉ ሓላፊ እዩ፣ኩሉ ፀገም ትሕቲ ሞት እዩ! ✅ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ሂወት ስደት ዝተኸወሉ ብዙሓት ፀገማት ዘለውዎ ኮይኑ፤ ውሽጡ መሪር ደጊኡ ግን ስም ዲያስፖራነት ዘውህብ፤ብዙሓት እውን ኣብ ስደት ዘለዉ ፈተናታትን ፀገማት ከይፈለጡ ተሰዲቶም ኣብ ከቢድ ስነ ልቦናዊን ኣካላዊን ፀገማት ዝውደቁ ኣለዉ።🥺 ✅ ኣብ ስደት ነፃነት ዝባሃል የለን፣ከም ኣቃሓ ትቁፀረሉ ኩነታት እዩ፤ግን ኣብ ውሽጥኻ ብዙሕ ፀገማት ተፃዊርካ ብ #ፌልተር ፎቶ እናተላዓልካ ምስሊ ፅቡቅነትካ ክትላበስ ትሙኩር፤እሞ ውሽጥኻ ግን ብኣማኢቲ ዝቁፀሩ ፀገማት ንምንባርካ ይፈታትኑኻ።😥 ✅ብፍላይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሂወት ስደት ብጣዓሚ ኣብ ዘሰክፍ ኩነታት ዘሎ እንትኾን፤ብዙሕ ደኺምካ፣ለፊዕኻ እውን ብዙሕ ዘይትኽፈለሉ ኩነታት እዩ ተፈጢሩ ።💔 ✅ መብዛሓትና እኳ ዋላ ብዙሓት ፀገማት እንተሃልውና ንኹሉ ኺኢልና ተመስገንካ ኢልና ንፈጣሪና እናመስገና ንነብር ከምዘለና ይፍለጥ እዩ።❤️🙏 ✅ ስለዚ ኣሕዋተይ ኩሉ ሓላፊ እዩ፤ኩሉ ፀገም ትሕቲ ሞት እዩ፤ፅባሕ ክሓልፍ እዩ ኢልና ንፈጣሪና ንለምን🥺🤲 ✅ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ናይ ስደት ኮይና ንኣምላክ ድሕነቱን ትንሳኤኡን ትንሳኤናን ድሕነት ኩሎም ፀገማት ሂወት ስደትናን ከውርደልና ንለምኖ❤️🤲 ✅ሕዚ ዘለናዮ ሂወት ስደትና ፅባሕ ክርህውልና፤ሎሚ ንፈጣሪ ነመስግን!🫶 ✍️#almishow🦋 #habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok
Almi Show 🦋444
Region: SA
Friday 10 April 2026 23:23:26 GMT
Music
Download
Comments
Dani :
ቆንጆ ኢኺ 🥰🥰🥰
2026-06-16 16:06:28
0
ይዕቅፍ እብረ ኣይወድቅን :
የኔ ማር ደምቅትይ😘😘😘🥰🥰🥰
2026-04-11 18:18:26
1
ሜgie weዲ fish :
sweet❤️❤️❤️❤️
2026-06-04 20:24:23
0
እናቴ ንሩልኝ🙏🙏💋 :
2026-05-30 13:07:24
0
ዓቅሊ ምስ ተስፋ :
ወረ ትፍለይ ኢኪ ብጣዓሚ ኢኪ ቆንጆ🥰🥰🥰
2026-06-09 17:01:56
0
@ስቅ ጥዑም121212 :
የኔ ቆንጆ 🥰🥰🥰ድምቅቲይ🥰🥰🥰የኔ ማርርርርር🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-04-24 06:02:18
0
G a :
ፅብቅተይ ፀሓይ ገፃ👌👌👌️☀️☀️☀️☀️☀️💖💖💖💖💖💖
💗💗😘😚💗💗
2026-04-11 04:42:42
0
የእመብርሃን ልጅ✝️💙 :
ድምቅቲ🥰🥰🥰
2026-04-11 19:43:54
0
Titi Titi :
ሸዊተይ🥰
2026-04-11 03:45:29
0
user458376694949 :
ልዩ ነሽ የንየ ውድ
2026-04-11 12:07:22
0
Bti🦅💊((H))🦋👸 :
ክትፅብቂ ጋል ሪመይ🥰🥰🥰
2026-04-10 23:43:29
0
ዓሸራ🫶🫶 (2) 🏍️ዛላዊ 🥷 :
taymo kwetseki hlfi kulen💯💯❤️❤️
2026-04-10 23:24:43
0
susu gale dengle mareyam :
ናተይ ድምቀት ፍጥረት 🥰
2026-04-11 01:05:38
0
temesgen Amlakeye :
kulu eyu ztamlki weja kulen🙏🙏🙏🙏🙏
2026-05-02 23:35:11
0
mili Quinn :
ቀንጅየ እክይ ምቅርተይ ዝፈትየክ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏እይ
2026-06-09 10:59:51
0
user8825026856187 :
ብጣዑሚ ቆጆ
2026-04-11 09:54:06
0
ጌትሽ tdf :
ዋይ ናተይ ያ ከምኮንኪ እህ🙏🙏
2026-04-19 09:45:17
0
amaha :
2026-04-23 05:49:43
0
Tesfay Kiros :
ዝወፀኪ የለን ኩሉ እዩ ዘጥዕመልኪ❤❤
2026-04-14 09:37:48
0
Fekar Wedi Agame :
የኔ ማርር
2026-04-12 20:33:56
0
eyeurs :
sebckiteyi zhaftey 🥰🥰
2026-04-15 20:16:35
0
ፀጋ የገብሪኤል ጅል ✝️💒💝🙏 :
🥰🥰🥰🥰🥰💋💋
2026-04-11 00:33:35
0
Mጽhaፍ🥇📚🇪🇷🏴 :
🥰🥰🥰🥰
2026-04-10 23:52:04
0
ቅዱስ :
🥰🥰🥰
2026-04-10 23:31:33
0
Nebu👸💊 :
🥰🥰🥰
2026-04-10 23:26:56
0
To see more videos from user @almi21248, please go to the Tikwm
homepage.