@elibesofr:

elibesofr
elibesofr
Open In TikTok:
Region: US
Saturday 11 April 2026 21:15:16 GMT
1055693
212034
422
19263

Music

Download

Comments

mj_jones_23
Tiny🌺 :
I Overthink and get jealous 2 fast
2026-04-13 12:15:35
513
isa.h0122
🦈🦈. :
I didn’t realize how emotionally exhausted overthinking made me until I read the book Headlock by Celiane Virelle
2026-05-18 19:15:35
446
zahlee19
Zahlee🤍🧸 :
I always overthink in general
2026-04-12 23:33:01
65
al1aboutme
. :
How do I stop this fr? It’s ruining me and my mind. It’s too much and makes me feel like shit for months
2026-05-20 19:46:46
6
i_love_drac
i_hate_humans_0 :
I hate the feeling I get when he doesn't text me, even tho Ik he's busy. But I'm afraid of losing him, I'm afraid he dont love me anymore, but I dont dare say it, it would be very disrespectful tbh
2026-05-20 13:33:57
5
keela_2nice
𝗸𝔢𝔢𝔩𝔞𝔦𝔰𝔫𝔬𝔱𝔣𝔦𝔫𝔢_❀ :
They think im just insecure 😞
2026-04-13 02:20:06
23
l.enj.a
🦕enja :
2026-04-12 14:20:40
85
d3adlover0
￴￴￴￴￴ ￴ ￴￴ ￴ ￴￴ ￴￴ ￴￴ ￴ :
So like he has been ignoring me and stuff
2026-04-13 21:03:24
9
5starrjd11
️ :
She doesn’t overthink about me but i do 24/7
2026-04-13 01:39:01
1
talitha1972
Talitha :
you're right.
2026-05-22 07:39:55
5
kunyukkunyuk21
🔑 :
kta dia kalo aku jngn terlalu banyak ovt, emgnya salah ya klo aku ovt
2026-05-22 23:41:44
69
krazyylo
𝐦𝐚𝐲𝐚𝐚<3 :
every Message
2026-04-12 09:48:19
21
yaya_20095
𝐘 :
2026-04-12 14:29:24
9
flaviebourgouin
Flªv :
Still overthinking even though he already left me.
2026-04-13 15:44:43
12
miche.r0
𓂃ꩇׁׅ݊ꪱׁᝯׁhׁׅꫀׁׅᥣׁׅ֪lׁׅ֪e𓂃 :
Guess I was truly inlove ig
2026-04-13 02:08:11
5
sophia25782
Sophia :
Exactly!!!
2026-04-12 23:06:04
6
To see more videos from user @elibesofr, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

✍️መልእኽቲ ካብ ሓብትና❤️ •ኣነ ሓብትኹም ኢየ  ካባይ ተማሓራ የሕዋተይ ደቂ ኣንስትዮ ካባይ ተማሃራ ኣነ ንዓቢ ሓወይ ከምስል፡ ንንእሽቶይ ሓወይ ክኽድን፡ ንስድራይ ክኣሊ፡ ዕላማ ኣለኒ ክብል፡ ቆልዓ ዓንቃፋይ እዩ ንዕላማ፡ኣብ ቀዳማይ ዓለም ቅድም ክበጽሕ ዝብል ኣጉል ሓሳብ ሕዘ  ሕጅ ህንሆ ሎም ኩላ ነናታ ውሉዳ ክትሓቁፍ ኣነ ግን ኣነ ግን ዕድመ ጓል ኣንስተይቲ ከያዳይ ብኻኑ ዘግዐ ንግዜይ በሊዐ ወዮ ዕድመይ ኣኽሉ ጽግያት ናይ ምፍራይ ዓቅመይ ጠጥው እሉ። እነኹ ምስ ኣረግኩ ዝኣሉዩኒ ክንድ ዝወልድ  ንግዛዊ ሓሳብ ሽኽዐ ንቆልዓ ማሓዙተይ ቆልዓ ጎሮበት ሪእየ ብቅኢ ሕርር 'ል ይብል ኣለኹ። ካባይ ተማሃራ የሕዋተ ዕድመኺን ከይኸደ እንከሎ ናይ ዘልኣልም ሓዘን ከይወረኪን ካባይ ተማህራ እዚ ሎም ተምጽዮ ወይ ትወልድዮ ቆልዓ ንግዝኡ ዝዕንቅፍ ክመስለኪ ይኸውን እዚ ጌጋ ርዲእት እዩ ካብቲ ዝዕንቅፈኪ ዘሕጉሰኪ ንዓጸፈታት ይዓቢ ስለዚ የሕዋተይ ኣብ ዘለኽዮ ኮንኪ ንዓኺ ዝመስል ወዲ ሕዚክ ውለዲ ሓዳርኪ ግበር ጽባሕ ከምዛ ናተይ ብድንግልኪ ከይትኣርጊ ቃልስኺ ምስ ንብዓኪ ከይኸውን ካባይ ተማሃሪ ዕድመ ጓል መላስ ዘይብሉ ከም ልጓልም ዘይብሉ ፈረስ እዩ እሞ ሎም ተጠቅምሉ!! እዚኣ ጽሕፍቲ ካብ ሓንቲ ሓብትና ብቭድዮ ዝሰምዓክዎ እያ። ብልክዕ ክኣ ሓቂ እያ ብፍላይ ኣለኽን የሕዋት ኣብ ኣፍርቃ ኣብ ዓዲ ዓረብ ትነብራ ንሓወይ ንስድራይ ክኣል ናብርኦም ከማሓይ ገዛ ክሰርሕ  ካብ ኣፍርቃ ክወጽእ ቆልዓ ዓንቃፍ ዝብል ኣብ ሕብረተ ሰብና ኣጸብቁ ኣሰፋሕፍሑ ኣሎ። ሓብተይ ንስኺ ነነብስኽ ኩኒ ብድሕርኡ ንስድራኺ ንስኺ ግዛዊ ሓጎስ ኣይኮነ ዘድሌኪ እንታይ ድኣ ንዘልኣለም ንመጻእኺ ዝዓለም ሓጎስ እዩ ዘድለኪ። ኣነ ሹር እየ ግዜኽ ኣብ ስራሕ ይኹን ኣብዘይ ምቹእ ቦታ ቆልዓ ክትዕብየሉ ዝኸብደካ ከምዘለኽ ግን እታ ኣብ ጎነኺ ዘላ መሓዛኺ ሓብትኺ ወሊዳ ጸግምዋ ተሸግራ ትርእያ ኣለኺ ምሽ ግን ግን ናይ መውዳእታ ሓጎስ ንሳ እያ ትሕጎስ ስለምታይ ነቲ ሕማቅ ግዜ ፍረ ስለ ዝፈረትሉ እቲ ፍረ ከ ለምዑ ሓጎስ ሕዙ መጽዋ ንስኺ ነቲ ዘልኪ ዘርኢ ከዘራኣኪዮ ግዜ  ወስድኪ እቲ ዘርእ ኦረድ ኣብ ዘይፈረሉ እዋን ስለ ዝበጽሐ ዝተኻዕወ ማይ ዘይሕፈስ ኮይንኪ ከይትነብዕ ስለዚ እየ ክጽግያትኪ ዓንቡቡ እንከሎ ፍረ ሕፈስሉ ዝብለኪ ዘለኹ ሓብተይ!! እዚ ዝብለኪ ዘለኹ ንገለ ክጠቅምን ስለዝኽእል ደው እለን ክትሓስበሉ  ስለ ትኽእላ #share እንዳ በልና ናብ ናብ ኩሉ ነብጽሓዮ።

About