Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@tiktok.16067: 1" ብዛዕባ ትማሊ ዝፈጸምካዮም ጌጋትት ክትሓስብ ጽባቀ ናይዛ ሓዳሽ መዓልቲ ኣይትደውን። 2" መንፈስካ ምስ ዝደክም ድቃስ ዕረፍቲ ክኮነካ ከምዘይክእል ተገንዘብ። 3"ምስ ዝኾነ ሰብ ዝርርብ ኣብ ትገብረሉ ግዜ ንኽትርዳእ እምበር ንክትምልስ ኢልካ ኣይትስማዕ። 4" ንስኻ ማዕረ ቶም ብሉጻት ኢልካ ትሓስቦም ሰባት ብሉጽ ሰብ ምኻንካ እመን። 5" እቲ ዝበለጸ ዝምድና ክህልወካ ዝኽእል ምስ ገዛእ ርእስካ ምኻኑ ኣይትስሓት። 6" ንደቂ ሰባት ብምሉእ ልብካ ከተፍቅሮም ደኣ እምበር ክትውንኖም ከምዘይትኽእል ፍለጥ። 7" ግዜኻ ብግቡእ ምስራዕ ማለት ሂወትካ ብግቡእ ምስራዕ ምኻኑ ተገንዚብካ ንግዜኻ ብውሕሉል ኣገባብ ክትጥቀመሉ ጽዓር። 8" ብኣተሓሳስባ ካባኻ ንዝተፈለየ ሰብ ኣረድኣዮ ድኣ እምበር ኣይተነኣእሶ፣ ወይ ውን ኣይትጽልኣዮ። 9"ኩሉ ግዜ ኣይተማርር በቲ ሎሚ ዘለካ ነገራት ዕጉብ ኩን/ተመስገን ምባል ተለማመድ። ነቲ ንስኻ ረኺብካዮ ዘለኻ ዘይረኸቡ ክንሶም ንሂወት ብፍሕሹው ገጽ ዝሓልፍዋ ሰባት ከምዘለው ኣይትዘንግዕ። 10" እዚ ሕጂ ወኒንካዮ ዘለኻ ነገራት ግዝያዊ ምኻኑ ክትዝንግዕ የብልካን፣ ነዛ ዓለም ብሞት ክትሰናበታ ከለኻ ነዞም ሕጂ ወኒንካዮም ዘለኻ ነገራት/ንብረት ገዲፍካላ ከምትኸይድ ኣይትስሓት። ምሳኻ ትማልኦ ነገር እንተድኣ ሃልዩ፣ ኩሎም እቶም ኣብ ውሽጢ ልብኻ ኣኪብካዮም ዘለኻ ነገራት ጥራይ'ዮም። ስለዚ ውሽጥኻ ብፍቕርን ኣወንታዊ ነገራትን ክትመልኦ ናይ ወትሩ ግዜ ቀንዲ ስራሕካን ጻዕርካን ይኹን።
power of motivation11
Open In TikTok:
Region: DE
Tuesday 14 April 2026 06:56:07 GMT
2359
112
3
16
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
ዕባይ ወዳስ :
nay bhaki 🥰
2026-04-14 15:06:10
1
Rigbe Abera :
Right 🙏🙏🙏💕💕💕🙏🙏🙏💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
2026-04-14 08:50:24
1
God with me :
100% 👍
2026-04-14 18:45:19
1
To see more videos from user @tiktok.16067, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Today I’m in good shape ☺️
Bisimanuel - Aanu-Ni #GRACE #foryou
for @clearrnf edit compp // i spent too long on this #kamilavalieva #figureskating #fyp #viral #КамилаВалиева #Валиева #valieva #фигурноекатание#editingnews ・@editingnews.com Upload Method > @wizardftb1 #wizardftbluploadmethod
Come Churches update full to collect BTC no ask me anything o😂😂😂#fyppppppppppppppppppppppp
میں پوری رات بس یہی سوچتا رہا ہوں کہ اگر انتظار کر کے بھی نہ ملا تو میرا کیا ہوگا#foryou #unfrezzmyaccount #foryoupage #viralvideo #fyp
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy