@charitey_: ᴀʙʀᴀʀ_ᴍɪsᴛɪʀ_ᴋʟɪᴛᴇɴᴀ 🎶🎧 ድቕድቅ ጸልማት ከሎ እኮ'ዩ "እስከ ድረፈለይ"በለትኒ። ኣብ ደረተይ ተተርኢሳ ዱግ_ዱግታ ድምጺ ልበይ እናድመጸት፣ ብስምዒታውያን ቃላታ ደጊማ "ድረፈለይ" በለትኒ፣ ኣፍንጫይ፣ ኣብ ኣፍሮ ጸጉራ ከም ፍልሖ ሸጒጠ ኩልንትናኣ ሸተትክዎ። "ሃኒ ናተይ" ነብሰይ ኣዝይማ" በለትኒ ደጊማ። ... ክደርፍ ጀመርኩ። ድምጸይ ካብ ጎሮሮይ ክወጽእ ከሎ፣ ኣብ ኣፍ ልበይ ዝዀነ ኖታ ኣሎ። ዝተዓፈነ ሮጒድ ድምጺ። ንባዕለይ 'ውን ኬፍ ክህበኒ ጀመረ። . . ንፋስ ከይኣትዎ ፍቕርና ከይከውን ዑና ክሳብ እዋን ዝበጽሕ ጽቡቕ ሕልምና ንካልእ [ኣይትንገሪ] 3) ምስጢር ክልቴና። ልበይ ሰፊሕ'ዩ ማህደር ናይ ምስጢር ሕማቕን ጽቡቑን ኣብ ውሽጡ ዝዓቁር ሓሳብ ከይሓዘኒ ክገልጾ ብቓለይ ገንጺልኪ 'ንብብዮ ብዝርዝር ሓሰበይ።(2) ምንም 'ንተዋህለልኩ መደነቒ ቃላት ንዓኺ ኣይበቅዕን'ዩ ዘለኒ ሓሳባት ገሊጽካ ዘይውዳእ ሓበሬታ ምስልኺ ዘለ'ኳ ኣይመስለንን ትትክእ ቦታ። (2) . . ...ስቕ ክብል ከለኩ ኣይተፈለጠንን። "ዝያዳይ ኣይተቋርጽ...እባ ቀጽል በለትኒ። ሰብነታ እሳት ተቐይሩ...ጉሂሩ። ልበይን ልባን ከም ናይ ሽላን ክራር ተወጢሮም፣ "ማዓረየየ" ኣዜሙ። ብሓሳብ ...ዝን በልኩ። ብሃሰሰ ለባም ልዕል ቢላ ከንፈረይ ስዓመትኒ። ጣዕሙ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኣፈይ ኣሎ። ብቕጽበት ናብ ክቢ ሰራሓትኒ። ልክዕ ከምዚ...()..ወይ.. ድማ...0..ከም'ዚ። ተገጣጢምና። ...ብታሕቲ ኰይና፡ ፍርናሽ ንምስንጣቕ ትለፍዕ'ላ...ንታሕቲ። ኣንስታዊ ቃና ሕሽኹትኣ ኣብ እዝነይ እናፍሰሰት "እፈቅረካ'የ" ትብለኒ'ላ። . . . ኣነ እንታይ ኣእተወኒ። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #eritreantiktok #creatorsearchinsight #fyp
❥ 𝓙𝓪𝓻𝓮𝔂 𝓳𝓻.⚓️
Region: SS
Tuesday 14 April 2026 20:00:11 GMT
Music
Download
Comments
DARYL Mp3$ :
ትጽሕፎም ሓሳባት ኬፍ ኣለዎም 🥰
2026-04-14 22:01:34
1
titi 19 :
ኣይወርድን
2026-04-16 15:09:04
1
Ämir M :
the legend
2026-04-15 09:10:57
2
Sami🇪🇷Eri :
I feel my tension go down a bit
2026-04-16 11:05:54
0
αβ :
ብጣዕሚ ዝፈትዋ Music
2026-06-09 14:29:08
0
it's me orto 👑🍫🍫🍫🍫 :
adeway
2026-04-15 18:26:20
0
Asmera 🥰🥰🥰 :
👍🥰 Legend
2026-04-15 05:45:07
0
wedi haji Gunnerwi :
Butterfly 🦋 ❤️✌❤️
2026-04-16 09:19:26
0
Ruth Sumi Braki :
🥰👍❤️ስብ
2026-04-15 07:09:52
0
kem delaye 🇪🇷🇪🇹🇪🇬🇱🇾🙏 :
charitey❤️❤️
2026-04-15 11:06:38
0
𓄂Shakan★ :
abrar yake 💎❤️
2026-04-28 09:40:18
0
kem alemey :
100❤️💕💕👍👍
2026-04-15 03:11:53
1
𝐩a𝓝a𝐃𝕆Ļ 🦅 ᵀᵉᶻᵉᶻ ᵗᵃᵖᵉˢ :
Hawom 🫡🫶🎶
2026-04-14 21:22:10
1
Fernández 8⚡🧭🇪🇷 🪄👣 :
ምስጢራዊት ባ ኩንለይ 🥺
2026-04-14 20:12:07
8
tantaney kereney 🤝💞 :
medeneki kalat naiki aybekien u zeleni hsabat ❤️❤️
2026-04-16 21:24:31
0
my son is my life 🤱🇪🇷💙🇺🇬 :
@eri boy 😩
2026-04-15 13:40:13
0
`´🧚♀️`My`baby´🧚♀️´ :
@✝💜 ማሚየ M👈💔😔
2026-04-15 01:28:30
1
𝐋𝐢𝐭𝐭𝐥𝐞 𝐁𝐢𝐫𝐝 🐦 :
🥺🥺
2026-04-17 05:21:29
1
༆𝐊𝐄𝐃𝐑𝐎𝐍🎭_🦅🥷♪ :
🔥❤️
2026-04-14 21:41:41
2
𝄞☕︎꧁𝕴'𝖒 𝖋𝖎𝖓𝖊꧂🔥🎧 :
🔥🎶🤎
2026-04-14 21:34:10
1
MĔቐሊያѧ 💀⚪🔴✋✌ :
@ነባይት 🖤 💦💞
2026-04-24 11:23:34
0
selam sali :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-04-16 21:32:31
0
Mnbar Hayle :
👍✅
2026-04-16 22:27:31
0
Sayat :
🕊️❤️
2026-04-14 20:15:45
0
To see more videos from user @charitey_, please go to the Tikwm
homepage.