@velvetstockingsho: Experience flawless fit and exceptional softness, Designed with attention to detail, Book launches and signings, Join our loyalty program for rewards, How do stockings boost your confidence?。#SustainableFashion #AnkleSocks #SecondhandWardrobe #EcoFriendlyFashion #EcoFashionLovers

VelvetStockingShop
VelvetStockingShop
Open In TikTok:
Region: US
Wednesday 15 April 2026 03:40:35 GMT
33
4
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @velvetstockingsho, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ልስደተኛ ሰብ ክትሓትዎም ለይብልኩም 10 ነገራት 👇 🛑1. መዓዝ ክትመጽኢ ኢኺ? 😂 መዓስ ክትመጽኢ ኢኺ ኣይበሃልን 😂። ኣይንፈልጥይ፤
ልስደተኛ ሰብ ክትሓትዎም ለይብልኩም 10 ነገራት 👇 🛑1. መዓዝ ክትመጽኢ ኢኺ? 😂 መዓስ ክትመጽኢ ኢኺ ኣይበሃልን 😂። ኣይንፈልጥይ፤ "ብክልተ ዓመት እመጽእ" ኢልና ነይርና፤ ግን ገንዘብ የለን፣ ከምቲ ዝሓሰብናዮ ኣይኮነን፤ ስለዚ ሕደጉና በቃ። 🛑2. ደሞዝካ/ኺ ክንደይ እዩ? 😂 ደሞዝካ/ኺ ክንደይ እዩ? 😂 ንምንታይ ደሊኹምዎ? 😳😳😳 እረፍ። 🛑3. ለይትሙርዐዪ? 😂😂 ለይትሙርዐ? እንታይ ኢና ክንምርዐው? 😳😳 ገንዘብ መዓስ እኒአና እሞ? ንባዕልና እኳ ለይኣኸለናስ😂። 🛑4. ክንደይ ቅርሺ (ገንዘብ) ኣለካ/ኺ? 😂 ክንደይ ቅርሺ ኣለካ/ኺ? 😳 ሸውሃትኩም ኣይተባርዑ፤ እረ ሕደጉና 😁😁። ገንዘብ እንተዝህልወናስ ናብ ዓድና ምተመለስና ነይርና፤ 😂 🛑5. መሓዛኪ ቦታ /ገዛ ዓዲጋ? 😂😂😂 እንታይ ንግበር? ዜዱ ጓል ፀጋይንሳስ እንተዝህልዋ ምዓደገት ነይራ፤ ሕደግዋ እስኪ 😂😂😂😂 Ngsti Gereziher "ኣነ እውን እንተዝህልወኒ ምዓደግኩ ነይረ፤ ሕደጉ በቃ 😳።" 🛑6. ንእሽቶ ሓገዝ (ገንዘብ)ክልቃሕ ደልየ ነይረ ኣይበሃልን 😂 ንሕና እውን ንዝደለናዮ ጉዳይ ደሊናዮ ነይርና፤ ግን ስኢንናዮ፣ ሕደጉና 😂። 🛑7. ኣብ ስደት ልለላ ጓል "ቃልኪዳን ክኣስረልኪ እየ" 😂 እረ ሕደጉ፤ ኣይበሃልን። ሕጉስቲ ኣብ ልኾነትሉ መዓልቲ "እሺ" ኢላትካ ፤ ስራሕ ክበዝሓ ተሎ መዓልቲ ክትድውለላ ተለካ ግን ቁጽሪ ስልክካ እኳ ክትርስዖ ትኽእል እያ 😂። ዋላ "ንስኻ መን ኢኻ?" ክትብለኻ ትኽእል እያ 😂። ክትንገር ኣይትሰምዕን ዲካ፤ ሓደ ሓደ ግዜ ኣበይ ከም ዘላ ባዕላ ትርስዕ እያ። ቻርጅ ልሰከዐቶ ስልካ "ጠፊኣ" ክትብል ትኽእል እያ፤ ተኣደቡ😁። 🛑8. እቅድካ/ኺ እንታይ እዩ? እቅድኪ እንታይ እዩ? 😁 ኣይበሃልን። እቅድ ምውፃእ ማ ንስደተኛ እእ ቀዳማይ? 😂 "ሎሚ ቦታ ምስ ገዛእኩ ይመጽእ" ኢላ ከይመጸት፤ "ገዛ ምስ ሰራሕኩ " ኢላ ከይመጸት፤ መናገዲ ምስ ሓዝኩ ጀላ ተይመፀት ድሕሪ ፅባሕ ክትመጽእ ትኽእል እያ🫢 🛑9. ላብኡ ካብትከዲ ተቐይርኪ እኮ 😁 ካብዚ ኸድኪ ተቐይርኪ 😂 አረ ውይ ውይ ኣይትበሉና 😳። ተቐይርና ለይኮነስ ተዋጊዕናኩም ብኣሽሙር ገንዘብብብብ...ሀምትብሉና ስለንፈልጥ እዮ 😂። ክይንህብ ለ ገንዘብ የለን😁። ልዚ ምኽንያት እዩ፤ ብዙሕ ለይነዋግዐኩም ተረዱኡና በቃ 😁። 🛑10. መተሓሳሰቢ 😂 ካብ ስደተኛ ሓደ ዓይነት ቃል ኣይትጸበዩ 😁። ለለ ልምንታይ ሓደ ዓይነት ቃል ለይትዛረብ ኣይትበሉ። ኩነታት ኣየሩ እዮ ለይኣመነ ይምጻእ እሞ ይርኣዮ 😂። part 2 ይቀጽል፣ ሼር ግበሩ ሰሰናዮ ልአኩም Samrawit Gebremedhn✍️🫵👁️

About