Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@thytrn0183: Đồ bộ trung niên mặc nhà quần dài + áo cộc cổ V cho các bà các mẹ u50-80 tuổi 42-72kg - Women, Nữ Quần Ngủ Voi Nhung Kem bộngủ
Shopin Carot
Open In TikTok:
Region: VN
Thursday 16 April 2026 12:26:26 GMT
1193
11
0
1
Music
Download
No Watermark .mp4 (
9.52MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
9.19MB
)
Watermark .mp4 (
10.33MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @thytrn0183, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
“Vighac” - Nikoloz Bulashvili, Saint Heretic OUT NOW EVERYWHERE!!! #newsong #nikolozbulashvili
🇪🇷ኩቡር ጆግና #ተጋዳላይ_ኢሰያስ_ኣፈወርቂ ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ናይ ምፍላይ መደብ ኣይነበሮን:: እቲ ኩነታት ኣብ ውሽጢ ኮይንካ ናይ ምእራም ሓሳብ ኢዩ ነይሩዎ:: ድሕሪ መቅተልቲ ናይ ኪዳነ ክፍሉን ወልዳይ ግደን ግን: ኣብ ውሽጢ ኮይንካ ናይ ምእራም ጉዳይ ከም ዝተጸንቀቐ ምስ ገምገሞ ኢዩ ተፈልዩ:: እንተዘይኮይኑ ቅድሚኡ ብምዱብ ነቲ ሃገራዊ ቃልሲ ዝሃቦ ሓላፍነት ንኸተግብር ኢዩ ናብ ከበሳ: ከም ኮምሲያር ናይታ 5 ይቲ ክፍሊ ተመዲቡ: ምሳይ ብሓባር ዝመጸ:: ኣነ እዚ ኢየ ዝፈልጥ ክብል ቃል ምስክርነቱ ሂቡ ኢዩ:: ጸላኢ ጸለሎ ቀባኢ ዝብልኹም ከም'ዚ ኢዩ: እቶም ቀንዲ ብቕትለት ኪዳነ ክፍሉን ወልዳይ ግደን ተሓተቲ ባዕሎም: ሓባል በሊያ ከይትቕድመኪ ብዝዓይነቱ ሜላ ኢዮም: ነቲ ክሲ ናብ ተጋዳላይ ኢሰያስ ኣፈርቅን: ናይቲ እዋን መሪሕነት ህዝባዊ ሓይልታትን ከላግብዎ ዝፍትኑ: ነዚ ናይ ቅትለት ክሲ ናብ በዓል ሳልሕ ስዒድ ሓዮቲ ኣቕሪቦም እንተዝምርምርዎስ: ክንደይ ጉድ ኮን ምወጸ ነይሩ: ሳልሕ ስዒድ ሓዮቲ ኣብ'ዚ እዋን እዚ: ኣብ ሃገረ ሽወደን ዝነብር ዘሎ: ብናይ እቲ እዋን እቲ ብድሑር ኣመራርሓ መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ናይ ዝሃለቑን ዝተቐትሉን ኤርትራውያን: ቀንዲ ብታሪኽ ካብ ዝሕተቱ ህልዋት ዘለዉ ሓደ ኢዩ:: ሳልሕ ስዒድ ሓዮቲ ኢዱ ኣብ ደም ናይ ኪዳነ ክፍሉን ወልዳይ ግደን 'ዉን ደም ዝጠልቀያ ኢየን ትማሊ:: ሳልሕ ስዒድ ሓዮቲ በዓል ሳልሕ ስዒድ ሓዮቲ: ምስ ምሉእ ሓይሎም እንከለዉ ዘይሰዓርዋ ንመንገዲ ሓቂ: ሎሚ ኣብ ትሕቲ ወያነ ተጎርቢሶም ሪፍራፍ ክትፎ እንዳ ተጸበዩ: ኣየናይ ዓይነት ደሞክራስን ምዕባለን ኢዮም ካብ ወያነ ሸሚቶም ከእትዉልና ዝደልዩ ዘለዉ: ምዃን: እቲ ኣብ 1978 ኣብ ኣፍደገ ድርኹኺት ነጻነት በጺሕና እንከለና: ንስምምዕ ውሽጣዊ ምምሕዳር ስርዓት ደርግ: ብመንገዲ ሕብረት ሶቭየት ንኽቕበል ዝተመርከኸ ጉጅለ መሪሕነት ጀብሃ: ሎሚ ኣብ ብርኪ በዓል ኣይተ ስብሓት ነጋን ጀነራል መስፍን ኣማረን እንተተደበረ: እንታይ ዘገርም ኣለና:: ንኺድ ጥራይ: እቲ መንገዲ: መንገዲ ትማሊና ኢዩ: ከም ልሙድ ከኣ ነቲ ጸልማት ናብ ብርሃን ክንቅይሮ ኢና: እዛ ሃገር ዕድለኛ እያ መጻኢኣ ዘማዕዱ መሪሕ ምርካባ:: ኢሰያስ ኣፈወርቂ መንእሰይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ 1966 ናብ ሰውራ ክስለፍ እንከሎ: ጌና ወዲ 19 ዓመት ኢዩ ነይሩ: ከም ዕድመ ንእስነት ከይጸገበ: ከምቶም ናይ'ቲ እዋን ዝነበሩ ሉልያት መንእሰያት ኤርትራ ንሃለኽ ገድሊ ጥራይ ዘይኮነ: ንጽበትን ምረትን ከርተትን ናይ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነት ቕያደል ዓማ ተጻዊርካ ምቅላስን : ኣራሚ ስጉምቲ ንምውሳድ: ካብ ዝዓበኻሉ ዓቃባዊ ሕብረተሰብ ወጺእካ: ናብ በርሃው ዝበለ ሪሒብ ናይ ቃልሲ ጉዕዞ ንምኻድ ንእትወስዶ ወሳኒ ምርጫ: ከም ትተበዕ ዘላ ማሕረሻ ብሃልሃልታ ጓህርን: ብሞዳሻን ክትቅርቀርን: ካብ ማእከሉ ንኽትወጽእ እትገብሮ ቃልሲ: ሎሚ ሰማይ ምስ በርሀ ክትሓስቦ እንከለኻ ይከኣል ኢዩ ዝብል ሰብ ምሃለወ ዶ? ተጋዳላይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብድሕሪ ባርባራዊ መቕተልቲ ጀጋኑ ስዉኣት ሓርበኛታት: ስዉእ ተጋዳላይ ኪዳነ ክፍሉን ስዉእ ተጋዳላይ ወልዳይ ግደን ኣብ ወርሒ 11 1969 ንእከይ ውዲታዊ ስርሓት ቕያደል ዓማ ብምቅዋም:- ''ንሕናን ዕላማና'' ክጽሕፍ እንከሎ: ገና ለይለይ ዝብል ወዲ 22 ዓመት ኢዩ ነይሩ:: ሽዑ:- ''ንሕና ብእከይ ተግባራት መሪሕነት ቕያደል ዓማ ተ.ሓ.ኤ. ዝተሳቐናን: ተደጋጋሚ መቕተልትን ማእሰርትን መግረፍትን ዝወረደና ተጋደልቲ ኢና:: መሪሕነት ቕያደል ዓማ ተ.ሓ.ኤ. ብሃይማኖታዊ ምስምስ ንኽርስትያን ይቐትል ስለ ዘሎ: ነዚ ንምእራም ኣብ ውሽጢ ውድብ ተ.ሓ.ኤ. ኮይና ፈቲንና ኢና: ክሰልጥ ስለ ዘይከኣለ ኸኣ: እነሆ ተፈሊና ኣለና:: ንሕና መን ኢና? ክፈልጥ ዝደሊ ውልቀ ሰብ ይኹን ጉጅለ: ኣብ ባይታ ወሪዱ ክርእየና ይኽእል ኢዩ:: ንሕና ንእከይ ተግባራት መሪሕነት ቕያደል ዓማ እንቋወም ዘለና ተጋደልቲ ኢና:: ንኽርስትያን እንከላኸል: መስቀላውያን ኣይኮናን:: ንምስልምና እንጣበቕ: ጀሃዳውያን ከኣ ኣይኮናን:: ንሕና! ንሕና ኢና!!! ንሕና! ኤርትራውያን ተቓለስቲ ነጻነት ኢና!!!'' ኣብ ሎሚ ኮይንካ ነዚ ጽሑፍ ከተንብቦ እንከለኻ: ኣባላት ጉጅለ ሰብ ፍሉይ ረብሓ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ: ፕረዚደንት ቡሽ ምስ ናይ ጻዕዳ ገዛ ፖለቲከኛታቱ: ናይ ፔንታጎን ወትሃደራውያን ኣማኸርቱን ኮይኖም: ኣብ 2001 ብዛዕባ ጀሃድ እንተመደሩልና: ኣየናይ ኢዩ ክሕድሰና: ተጋዳላይ ኢሰያስ ኣፈወርቅን: ናይ ሽዑ ዝነበሩ ብጾቱን: ነዚ ፕረዝደንት ቡሽ ዝውኑኖ ዘሎ ቴክኖሎጅን ዝድርደር ዘሎ መጻሕፍትን ከይረኸቡ: ኣብ በረኻታት ኤርትራ ኮይኖም ነዚ ዝተንተነ ሓንጎል እሞ ኸኣ: ኤርትራዊ ሓንጎል: ንርእሲ በንጃሚን ፍረንክሊን ዝፈተሸት ናይ ዘመና ታሪኽ: ንናይ ትማሊ ተጋዳላይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ እንታይ ምበለቶ ነይራ? እሞ ኸኣ ሎሚ መንግስቲ ምስ ኮነ እንታይ ይገብርን: ኣይገብርን ይጠፍኦ ኢዩ ዝብሉና እንተሃልዮም: ክውጠሓካስ ተጎርበሰለይ ኢዩ ነገሩ! ብመሰረት ኣቕሪብናዮ ዘለና መረዳእታ ኸኣ: ''እቲ ስሉስ ኩርናዕ ሓጺን ጉጅለ ካርልይለ:-'' (THE IRON TRINGLE The Carlyle Group) ሰፊሕ መብርሂ ክንገብረሉ ኢና:: በንጃሚን ፍራንክሊን: እቲ ኣብ ሚእቲ ዶላር ስእሉ ሰፊሩ ዘሎ: ከም መስራቲ ኣቦ ኣሜሪካ ዝፍለጥ ሰብ ኢዩ:: እቲ ሓቂ ግን: ኣሜሪካ ቅድሚ በንጃሚን ፍራንክሊን: በቶም ደቀ-ባት ዋናታታ ቀያሕቲ ህንዳውያን: ብሰላም ኢያ ትነብር ነይራ:: ናይ በንጃሚን ንኣሜሪካ ሓደ ምግባር ዘይኮነ ስእሉ ኣብ 100 ዶላር ክሰፍር ኣኽኢልዎ: ነቶም ቀንዲ ደቀባት ህንዳውያን ከመይ ገይርካ ጨፍሊቕካ ትቆጻጸሮምን ትገዝኦምን: ነታ ጉጅለ ሰብ ፍሉይ ረብሓ ትምስርታን ኢዩ ኣብ 100 ዶላር ስእሉ ከም ዝሰፍር ዝገበሮ:: ንሕና ኤርትራውያን ግን: እቶም ናይ ትማሊ መንእሰያት ከም ተጋዳላይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ: ኣብ ሚዛን ዕያረ ዕዳግኡ መዓልታዊ ዝቀያየር ባጤራ ዘይኮና ከም'ቲ ናይ 100 ዶላር ሰፊሩ ዘሎ በንጃሚን ፍራንክሊን ነስፍሮም: ኣብ'ቲ ሚዛኑ ንዘለኣለም ዘይጎድል ልብታትና ኢዩ ሰፈሮም:: ሰማእታትና እቶም ጌና ሕድሮም ኣብ ምትግባር ዘለዉ መሪሕነትን ተጋደልትን ኣገልግሎትን ከኣ : ወትሩ ልብታትና ኢዩ ሰፈሮም:: ቀደሙ 'ውን እኮ: ልቢ ህዝቢ ዝሰፈሩ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ተባሂሉ ኢዩ ገለ ለባማት ኢና በሃልቲ ኤርትራዊያን፣ ንጅግና ጀጋኑ፣ መራሒ ቃልሲ ኤርትራ፣ ንኣርማ ሓርበኛታት፣ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ከነሞግስ ከለና፣ "ንሱ በይኑ ጥራይ ድዩ ጅግና፣ ንሱ በይኑ ጥራይ ድዩ ተቓሊሱ ሃገር ኣምጺኡ" ክብሉ ይስምዑ እዮም። ኣይተጋገኹምን፣ ሓቅኻትኩም ኢኹም፣ ንሱ ጥራይ ጅግና ኣይነበረን፣ ሓቅኻትኩም ኢኹም፣ ንሱ በይኑ ጥራይ እውን ኣይኮነን ተቓሊሱ ሃገር ኣምጺኡ፣ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ እልቢ ዘይብሎም፣ ሓድሕድ ዘይበላለጹ፣ ምዑታት፣ ሰብ ናይ መትከል ቃል ኪዳን እዩ ኣፍርዩ። እወ፣ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ማእለያ ዘይብሎም፣ ግንባሮም ዘይዕጸፍ፣ ሰብ ድርብ ሓሞት፣ "እምበር 'ዶ ሓንቲ ትንፋስ እያ ዘላቶም" ዘብሉ፣ ንሞት ንዒቖም ኣብ ልዕሊኣ ዝጋልቡ ኣርካናት ገድሊ እዮም ኔሮሞ። እዚ ክብል ከለኹ ግና፣ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዝኾነ ካልኦት ዕውታት ሓርነታዊ ቃልሲታት ዓለምና፣ ሳላ
اتصنع اني مبسوط ..💔
Sukuna version #jjk #jujutsukaisen #jujutsukaisenmanga #sukuna #sukunaryomen
وسط حراسة مشددة..مشاهد تظهر الوزير الإسرائيلي إيتمار بن غفير خلال اقتحامه سجناً يضم أسيرات فلسطينيات
#ксприколы #cs #кс2 #cs2 #кс
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy