@miamobamba15: Jummah Mubarak🙏🙏🙏🙏🙏🙏🕌🕌🕌🕌🕌

Miamo_B10
Miamo_B10
Open In TikTok:
Region: CI
Friday 17 April 2026 12:36:25 GMT
271
38
2
0

Music

Download

Comments

zoums.le.dalacien
🍀DESTIN💕……….✌🏾 :
❤️❤️❤️
2026-04-17 12:47:29
0
patriciamatorman
♥️la reine du 6💦Mars❤️‍🔥✌️ :
🥰🥰🥰
2026-04-17 13:44:03
1
To see more videos from user @miamobamba15, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፈለማ ወዲ ተባዕታይ ክትላለያ ከለኽብ ትሓቶኦ ጊጋ ሕቶታት ኣሎ። 1. ኣብ ክንዲ:
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፈለማ ወዲ ተባዕታይ ክትላለያ ከለኽብ ትሓቶኦ ጊጋ ሕቶታት ኣሎ። 1. ኣብ ክንዲ: "ተፍቅረኒ ዲኻ?" ኢልኺ ትሓቲ…. ዝሓሸ፡ "ኣብ መዓልታዊ ህይወት፡ ዋላ'ውን ነገራት ኣብ ዝኸብዱሉ እዋን፡ ከመይ ጌርካ ፍቕሪ ክተርኢ ትኽእል?  2. ኣብ ክንዲ: "ጽብቕቲ ዶ ረኺብካኒ? ኢልኺ ምሕታት… ዝሓሸ: "ከም ሰብ ብሓቂ ብዛዕባይ እንታይ ዋጋ ትህበኒ?" ማለት ካብ ማዓልታዊ ንጥፈታትኽን ጠባያትክን!  3. ኣብ ክንዲ: "ዝኾነ ነገር ክትገብረለይ ድልው ዲኻ? ኢልኺ ምሕታት..  ዝሓሸ: "ሓላፍነትን ተወፋይነትን ብኸመይ ትሕዞ, ብኸመይ ከ ትርዶኦ? 4. ኣብ ክንዲ: "ንዘልኣለም ምሳይ ክትነብር ትደሊ ዲኻ? ኢልኺ ትሓቲ… ዝሓሸ፡ "ንነዊሕ እዋን ዝጸንሕ ሽርክነት ብኸመይ ትገልጾ? እንታይ ከ የድልዮ? እንታይ ትሓስብ? 5. ኣብ ክንዲ: "ኣነ ጥራይ ድየ ንዓኻ? ንዓይ ጥራይ ዲኻ ተፍቕር? ኢልኺ ትሓቲ… ዝሓሸ: "ተኣማንነት ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ? ማዕረ ክንደይ ከ ዋጋ ክትከፍለሉ ትኽእል? 6. ኣብ ክንዲ: "እኹል ማሃያ (ገንዘብ) ትረክብ ዲኻ/ ወይ ኣለካ ድዩ? ኢልኺ ካብ ምሕታት. .. ዝሓሸ: "ፋይናንስን መጻኢኻን ብኸመይ ትሕዞ?" 7. ኣብ ክንዲ: "ቆልዑ ትፈቱ ዲኻ? ኢልኺ ትሓቲ ዝሓሸ: "ኣብ  ኣቦ ትኾነሉ እንታይ ተራ ክትወስድ ምደለኻ? ወይ ኣቦነት ብኸመይ ትገልጾ? ኣስተውዕሊ ግን !  ሓደ ሰብ ንነብሱ ብኸመይ ከም ዝገልጻ ዘይኮነስ ብሓቂ ከመይ ከም ዝዋሳእ ምርዳእ ዝያዳ ኣገዳሲ እዩ። ስለዚ በዘን ሕቶታት ንሓደ ሰብ ማዕረ ክንደይ ይዋሳእ ኢኺ ክትፈልጥዮ ትኽእሊ እንበር፡ ማዕረ ክንደይ ለባም ምኻኑ ኣይትፈልጥዮን ኢኺ። #ትግርኛ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok #tgraytiktok #habeshatiktok

About