@daniel.good55: ዕድመ ቀዳሞት ኣቦታትን፡ ወለዶ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን። 1. ኣዳም ንሴት ወለደ፡ 930 ዓመት ገበረ፡ 2. ሴት ንሄኖስ ወለደ፡ 913 ዓመት ገበረ፡ 3. ሄኖስ ንቃይናን ወለደ፡ 905 ዓመት ገበረ፡ 4. ቃይናን ንመላልኤል ወለደ፡ 910 ዓመት ገበረ፡ 5. መላልኤል ንያሬድ ወለደ፡ 895 ዓመት ገበረ፡ 6. ያሬድ ንሄኖክ ወለደ፡ 962 ዓመት ገበረ፡ 7. ሄኖክ ንማቱሳላ ወለደ፡ 365 ዓመት ምስ ገበረ ተሠወረ፡ 8. ማቱሳላ ንላሜክ ወለደ፡ 969 ዓመት ገበረ፡ 9. ላሜክ ንኖኅ ወለደ፡ 777 ዓመት ገበረ፡ 10. ኖኅ ንሴም ወለደ፡ 950 ዓመት ገበረ፡ 11. ሴም ንኣርፋክስድ ወለደ፡ 600 ዓመት ገበረ፡ 12. ኣርፋክስድ ንሸላሕ ወለደ፡ 438 ዓመት ገበረ፡ 13. ሸላሕ ንዔበር ወለደ፡ 433 ዓመት ገበረ፡ 14. ዔበር ንፌሌግ ወለደ፡ 464 ዓመት ገበረ፡ 15. ፌሌግ ንረጉ ወለደ፡ 239 ዓመት ገበረ፡ 16. ረጉ ንሴሩግ ወለደ፡ 239 ዓመት ገበረ፡ 17. ሴሩግ ንናሆር ወለደ፡ 230 ዓመት ገበረ፡ 18. ናሆር ንታራ ወለደ፡ 148 ዓመት ገበረ፡ 19. ታራ ንኣብርሃም ወለደ፡ 205 ዓመት ገበረ፡ 20. ኣብርሃም ንይስሓቅ ወለደ፡ 175 ዓመት ገበረ፡ 21. ይስሓቅ ንያዕቆብ ወለደ፡ 180 ዓመት ገበረ፡ 22. ያዕቆብ ንይሁዳ ወለደ፡ 147 ዓመት ገበረ፡ 23. ይሁዳ ንፋሬስ ወለደ፡ 24. ፋሬስ ንኤስሮም ወለደ፡ 25. ኤስሮም ንኣራም ወለደ፡ 26. ኣራም ንኣሚናዳብ ወለደ፣ 27. ኣሚናዳብ ንነኣሶን ወለደ፡ 28. ነኣሶን ንሰልሞን ወለደ፡ 29. ሰልሞን ንቦኤዝ ወለደ፡ 30. ቦኤዝ ንኢዮቤድ ወለደ፡ 31. ኢዮቤድ ንእሴይ ወለደ፡ 32. እሴይ ንዳዊት ወለደ፡ 33. ዳዊት ንሰሎሞን ወለደ፡ 34. ሰሎሞን ንሮብዓም ወለደ፡ 35. ሮብዓም ንኣብያ ወለደ፡ 36. ኣብያ ንኣሳፍ ወለደ፡ 37. ኣሳፍ ንኢዮሳፍጥ ወለደ፡ 38. ኢዮሳፍጥ ንኢዮራም ወለደ፡ 39. ኢዮራም ንዖዝያ ወለደ፡ 40. ዖዝያ ንኢዮኣታም ወለደ፡ 41. ኢዮኣታም ንኣካዝ ወለደ፡ 42. ኣካዝ ንሕዝቅያስ ወለደ፡ 43. ሕዝቅያስ ንምናሴ ወለደ፡ 44. ምናሴ ንኣሞጽ ወለደ፡ 45. ኣሞጽ ንኢዮስያስ ወለደ፡ 46. ኢዮስያስ ንኢኮንያን ወለደ፡ 47. ኢኮንያን ንሰላትኤል ወለደ፡ 48. ሰላትኤል ንዘሩባቤል ወለደ፡ 49. ዘሩባቤል ንኣብዩድ ወለደ፡ 50. ኣብዩድ ንኤልያቄም ወለደ፡ 51. ኤልያቄም ንኣዛር ወለደ፡ 52. ኣዛር ንሳዶቅ ወለደ፡ 53. ሳዶቅ ንኣኪም ወለደ፡ 54. ኣኪም ንኤልዩድ ወለደ፡ 55. ኤልዩድ ንኣልኣዛር ወለደ፡ 56. ኣልኣዛር ንማታንን #ቅስራን ወለደ፡ 57. ማታን ንያዕቆብ ወለደ፡ 58. ያዕቆብ ንዮሴፍ ወለደ፡ 59. ዮሴፍ ከኣ ሓላዊ ቅ/ማርያም ኢዩ። #ቅስራ ንኢያቄም ወለደ፡ ኢያቄም ከኣ ነዴና ቅ/ድ/ማርያም ወለደ፡ ቅድስት ድንግል ማርያም ከኣ ንጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ወለደት። #ዘፍ.5፡1-32። #ዘፍ.11፡10-32። #ማቴ.1፡1-17። 👉 ዮሴፍን ቅድስት ማርያምን ደቂ ሓወቦታት ኢዮም፡ ብልማድ ዕብራውያን ወለዶ ብወዲ ተባዕታይ ስለ ዝቚጸር፡ ወንጌላዊ ማቴዎስ ብእንዳ ወዲ ከይዱ ንዮሴፍ ቆጸረ። ወስብሃት ለእግዚኣብሄር!!!

ማርያመይ ናተይ
ማርያመይ ናተይ
Open In TikTok:
Region: CA
Saturday 18 April 2026 19:22:46 GMT
13416
3723
92
58

Music

Download

Comments

milenmeqeret138
Milen Meqeret :
🙏🙏🙏🙏amen
2026-06-07 11:05:19
0
nafikurdish2
the beautiful crazy lady🇪🇷😉 :
amen amen amen 🙏
2026-04-29 08:01:21
0
a.aa6192
ተመሰገ ፈጦረ :
ኤሜነ🙏🙏🙏
2026-05-30 21:00:58
0
user11827158528683
ttttt :
AMEN 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
2026-05-25 22:13:41
0
aranshigerezgiher
gal.Gerye :
🙏🙏🙏
2026-04-19 13:58:37
0
user2693330026794
user2693330026794 :
amen amen amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-04-25 04:38:38
0
aman.ama96
Aman a🥰k :
amen🙏🙏🙏amen🙏🙏🙏amen🙏🙏🙏
2026-05-06 14:20:42
0
selam.mulubrhan40
selam mulubrhan :
amen🙏🙏🙏🙏
2026-04-27 17:05:18
0
wedi.mhrie4
wedi Mhrie :
Amen🙏🙏🙏
2026-05-08 17:45:31
0
rozina3594
Rozi hafit tekle :
amen🙏🙏🙏🙏
2026-04-21 01:17:45
0
user4bqi8nw3t9
Bilên Äynêy :
Amen amen amen 🙏🙏🙏
2026-04-19 20:49:19
0
user99674674795781
12345678 :
❤️❤️❤️amen amen👏👏👏amen
2026-04-20 14:38:25
0
bkje.jud
Bkje Jud :
🙏🙏🥰🥰🙏🥰🥰🙏🥰🥰🙏🥰🥰🙏🥰🥰🙏🥰🥰🙏🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🙏🥰🥰🥰🙏🙏🙏
2026-04-19 01:06:57
1
thanks.gad7
Thanks Gad 🙏🙏🙏🙏 :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-04 15:33:16
0
user5505401469728
sami sami :
🙏🙏🙏
2026-05-26 08:58:53
0
gal.seraye1
dinu ⛪️🙏 :
🙏🙏🙏
2026-06-03 23:31:48
0
hieri5
herawi citawi :
🙏🙏🙏
2026-06-03 20:59:54
0
user5320375494838kesante
Gal MaMa Fqr 💖 💖💖 :
🙏🙏🙏
2026-06-03 16:20:05
0
king.robi32
king robi :
🙏🙏🙏
2026-06-04 09:20:00
0
eritrean4310
ባጡ ወዲ ጋሽ 👻 :
🥰🥰🥰
2026-05-25 18:16:22
0
natnalgabrmkal
gerhi 🤣 Lubu 🇱🇾🙏🇮🇹 :
🙏🙏🙏
2026-05-15 20:38:50
0
netasnet25
Netasnet🌸🎉 :
🙏🙏🙏🙏
2026-05-07 22:22:07
0
yoni82019
yoni :
🙏🙏🙏
2026-05-07 19:09:04
0
merryk465
Never give up :
🙏🙏🙏
2026-05-06 18:18:36
0
feve....n
F :
🙏🙏🙏
2026-04-18 19:47:00
0
To see more videos from user @daniel.good55, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About