@haili.tebaotay: ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፈለማ ወዲ ተባዕታይ ክትላለያ ከለኽብ ትሓቶኦ ጊጋ ሕቶታት ኣሎ። 1. ኣብ ክንዲ: "ተፍቅረኒ ዲኻ?" ኢልኺ ትሓቲ…. ዝሓሸ፡ "ኣብ መዓልታዊ ህይወት፡ ዋላ'ውን ነገራት ኣብ ዝኸብዱሉ እዋን፡ ከመይ ጌርካ ፍቕሪ ክተርኢ ትኽእል?  2. ኣብ ክንዲ: "ጽብቕቲ ዶ ረኺብካኒ? ኢልኺ ምሕታት… ዝሓሸ: "ከም ሰብ ብሓቂ ብዛዕባይ እንታይ ዋጋ ትህበኒ?" ማለት ካብ ማዓልታዊ ንጥፈታትኽን ጠባያትክን!  3. ኣብ ክንዲ: "ዝኾነ ነገር ክትገብረለይ ድልው ዲኻ? ኢልኺ ምሕታት..  ዝሓሸ: "ሓላፍነትን ተወፋይነትን ብኸመይ ትሕዞ, ብኸመይ ከ ትርዶኦ? 4. ኣብ ክንዲ: "ንዘልኣለም ምሳይ ክትነብር ትደሊ ዲኻ? ኢልኺ ትሓቲ… ዝሓሸ፡ "ንነዊሕ እዋን ዝጸንሕ ሽርክነት ብኸመይ ትገልጾ? እንታይ ከ የድልዮ? እንታይ ትሓስብ? 5. ኣብ ክንዲ: "ኣነ ጥራይ ድየ ንዓኻ? ንዓይ ጥራይ ዲኻ ተፍቕር? ኢልኺ ትሓቲ… ዝሓሸ: "ተኣማንነት ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ? ማዕረ ክንደይ ከ ዋጋ ክትከፍለሉ ትኽእል? 6. ኣብ ክንዲ: "እኹል ማሃያ (ገንዘብ) ትረክብ ዲኻ/ ወይ ኣለካ ድዩ? ኢልኺ ካብ ምሕታት. .. ዝሓሸ: "ፋይናንስን መጻኢኻን ብኸመይ ትሕዞ?" 7. ኣብ ክንዲ: "ቆልዑ ትፈቱ ዲኻ? ኢልኺ ትሓቲ ዝሓሸ: "ኣብ  ኣቦ ትኾነሉ እንታይ ተራ ክትወስድ ምደለኻ? ወይ ኣቦነት ብኸመይ ትገልጾ? ኣስተውዕሊ ግን !  ሓደ ሰብ ንነብሱ ብኸመይ ከም ዝገልጻ ዘይኮነስ ብሓቂ ከመይ ከም ዝዋሳእ ምርዳእ ዝያዳ ኣገዳሲ እዩ። ስለዚ በዘን ሕቶታት ንሓደ ሰብ ማዕረ ክንደይ ይዋሳእ ኢኺ ክትፈልጥዮ ትኽእሊ እንበር፡ ማዕረ ክንደይ ለባም ምኻኑ ኣይትፈልጥዮን ኢኺ። #ትግርኛ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok #tgraytiktok #habeshatiktok

ተባዕታይነት ሓይሊ(brotherhood)
ተባዕታይነት ሓይሊ(brotherhood)
Open In TikTok:
Region: DE
Sunday 26 April 2026 15:57:19 GMT
45331
1462
48
200

Music

Download

Comments

user8267165866011
mahiy gol tgray :
Woww
2026-06-06 15:53:29
0
user5224909142463
meriy Gebremeskel :
ወዋ ኣጋላልፃ ኣፀለአክወን,,🙏🙏🙏
2026-05-10 17:58:50
0
astuy21
astu life 💥 :
wow simart point🙏🙏🙏🙏
2026-04-30 14:05:13
0
senira.embaye
titi 👑 :
Right✅
2026-04-28 23:00:35
1
user1065319395863
ሰላም ሰላም :
ኑፉዑ ✌️✍️
2026-05-11 00:15:05
0
user580031795587alsa
Alsa :
bhaki
2026-05-28 11:05:38
0
user3400873796160
እቲ ዝዓበየ ህያብ ጥዕና እዩ። :
bravo 🙏
2026-04-27 05:35:04
0
.mylove1508
🎼𝐦𝐢𝐭𝐚¹𝐓🦁ጮጎራ💊 :
ha🖤🥹🥹🥹🥹
2026-05-22 01:12:40
0
haymanotlemlem
Haymanot lemlem :
ብሓቂ
2026-05-09 19:40:54
0
makda0005
Nty beynay❣️🥰🥰🥰 :
nice 👌👌👌❤️❤️❤️
2026-05-09 12:56:07
0
lwam.lwam3
Lwam Lwam :
2026-05-21 01:47:19
0
dontalk2me1
Sunshine☀️ :
Great
2026-04-26 21:15:33
3
magigalhawza
𝐌𝐚𝐠𝐢💫(𝟐𝟏እናቴ☦️🙏) :
bhaki 🙏
2026-05-10 12:13:52
0
lijheni21
hèñî žém :
ፋቅሪ ድኣ ፅባቀ ኣይሓትን
2026-04-27 18:25:02
1
tgitdf
tgi tdf :
bhaki tsubuk agelaltsa 100%
2026-06-05 03:07:40
0
rakigalarsenal5
🦋🦋 እርግቧ ነኝ🕊🦋👑🥰💜🥀📚 :
እዉይ ኣነ ተጋግየ ኣለኩ 😳
2026-04-27 01:41:19
0
gdhjjd333
ኢለን ኣባዲ :
🙄🙄ዋ
2026-04-28 04:22:21
0
kemalemey3
Kem Alemey :
nizirdenn gin
2026-05-08 15:17:27
0
genet.asfaha.02
Geni :
👌👌👌
2026-04-26 18:29:40
1
user6077505781701
ዕንበባ ትግራይ :
🥰🥰🥰🥰
2026-04-28 20:04:22
0
trhasmehari36
ጓል ማርያም❤ :
🥰🥰🥰
2026-05-03 11:22:02
0
sinu7547
my love :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-05-17 22:45:20
0
temesgenfetari1221062719
ሰብ መኽሰብ ና 🌍 :
💪💪💪💪
2026-04-30 19:31:02
0
bre.wedi
bre wedi :
🥰🥰
2026-05-05 13:10:35
0
berihu151
Brie wedi hnkkti :
❤️❤️❤️
2026-04-26 17:10:14
0
To see more videos from user @haili.tebaotay, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About