@ihope959: ➕ቁጥዓ ብዝግባእን ዝይግባእን ነገር ኣብ ልዕሊ ሰብ ምፍራድ:ምዝራብ ምቅጻዕ:ምግሳጽ:ገጭ ገጭ ማለት ከም ዝኾነ:መዝገበ ቃላት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ይግልጽ::ካብ ፍቅሪ ዝተላዕለ ንዝሐንጽ ነገር ምቁጣዕ:ዝግባእ እኮ እንተ ኾነ: ኣብ ቁጥዓና ጻሓይ ከይዓርብ ተኣዚዝና ኢና::ዘይሀንጽ ቁጥዓ ናይ ስጋ ፍሬ ኢዩ::እዚ ማለት ካኣ ሓደ ሰብ ምውት ዝኣክል እኮ ከተሰእ እንተ ከኣለ:ቁጠዕ እንተኾነ ግና ብእግዝኣብሄር ኮነ ብሰብ ተቀባልነት ኣይህልዎን::ምክንያቱ ቁጡዓ ንነገር የለዓዕል:: ከመይ ጥበበኛ ሰሎምን ውን ብዛዕባ እዚ ''ልኡም ንቁጥዓ የህድኦ:ተሪር ምላሽ ግና ንኹራ የልዕሎ'' ብምባል ንቁጥዓ ብቁጥዓ ዘይኮነ:ብልኡም ምላሽ ክንምለስ ከም ዘሎና ይምህረና::(ምሳሌ 15፥1)ቅዱስ አባ መቃርስ ዉን ''ሓንቲ ሕማቅ ቃል ንሓደ ጥዑይ ሰብ ጨካን ትገብሮ:ሓንቲ ልእልቲ ቃል ካኣ ንሓደ ጨካን ሰብ ጥዑይ ሰብ ትገብሮ ''ብምባል ቁጥዓ ማዕረ ክንደይ ክፍእን: ንጽልእን:ባእስን ቂምታን:ቅትልተን ዝዕድም ደኣ እምበር :ስላምን ፍቅርን ዘምጽእ ከም ዘይኮን ይምህረና:: ስለዚ ካብ ቁጥዓ እግዚኣብሄር መታን ክንርሕቅን ክቁጥዓ ካባና ኣርሒቅና ርህራሄ ክርስቶስ ንኽንለብስ:ርህሩህ ኣምላኽና እግዚኣብሄር ብቅዱስ ጸጋኡ ይደግፈና::ማሃሪት ኮይና ረኪብናይ ክንከውን ባዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ::🫶
Sidona Galey.🫶🌷📱📖
Region: CH
Wednesday 29 April 2026 16:57:33 GMT
Music
Download
Comments
Tdf Tdf💊 :
wow🤝🥰
2026-05-11 13:39:49
2
tomi :
tanks 🥰🥰🥰🥰👍
2026-06-05 12:41:44
1
user4133431196256 :
yes. yes 🥰🥰
2026-06-10 17:29:08
1
Efrem Abrhale :
wwwww🥰🥰🥰❤️❤️❤️
2026-05-13 21:36:35
1
master :
wowww
2026-06-02 14:36:28
1
azu end melu :
Ya Nay bhqi
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-06-04 10:27:44
1
kali kulu :
wawwww🥰🥰🥰🥰🥰
2026-05-13 12:23:15
1
Sami. :
Thank you dear !
2026-05-07 12:41:02
0
titi Titi Titi :
qalehiwetu yesimialna marey 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
2026-05-23 08:46:33
1
Never Give Up For Ever💯✅ :
Wawwwww🥰🥰🥰
2026-04-29 17:02:55
1
God willing will win :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏nay behaki kal hiwet ysmealna
2026-05-11 19:14:39
0
እምነትን ግብርን :
ብጣዓሚ ከኣ አምበር ጽብቅቲ 🙏🙏
2026-05-11 20:14:55
1
ተስፋ እዩ ስንቀይ :
🥰🥰🥰
2026-05-11 19:51:03
0
Helen Girmatsion :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-05-09 23:14:08
0
ማራ ናታ እየሱስ :
🙏🙏🙏
2026-05-13 11:48:28
0
guesh selemun :
❤️❤️❤️❤️
2026-05-08 17:05:54
0
meakele ❤️❤️❤️ :
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
2026-05-02 23:30:11
1
Desta :
🙏🥰
2026-05-13 15:22:48
0
teka :
🙏🙏🙏
2026-05-01 20:33:24
1
HAGZNI ADEY :
🙏🙏🙏🙏🙏
2026-05-13 17:31:25
0
Han An :
🥰🥰🥰🥰
2026-05-11 21:08:13
0
እግዚአብሔር ፍቅር ነው :
🥰✍️👍
2026-05-09 15:10:47
0
ለውሃት :
🙏🙏🙏
2026-05-07 20:36:01
0
One day :
❤️❤️❤️
2026-05-06 07:08:20
0
gojo :
🥰🥰🥰
2026-05-06 13:57:04
0
To see more videos from user @ihope959, please go to the Tikwm
homepage.