@eriote4: በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን! " ኣብ ሓዳር ዝጽለ" ኦ ኣምላኽ ቀዳሞት ኣቦታትና እግዚኣብሔር፡ መስራቲ ቅዱስ ሓዳርን ምንጪ ኹሉ ሰላምን፡ ሎሚ ኣብ ቅድሜኻ ብትሕትና ቆይምና ጸጋኻ ንልምን ኣሎና። ነዚ ብፍቓድካ ዝተመስረተ ቤትና ብበረኸትካ ምልኣዮ ፡ መንፈስ ቅዱስ ድማ ኣብ ማእከልና ሓዲሩ ንልብና ብመለኮታዊ ፍቅርን ሓልዮትን የረስርሶ። ካብ ኹሉ ሰይጣናዊ ፈተነን ካብቲ ንሓድነትና ዝበታትን መጻወድያ ጸላእን ብሓያል ኢድካ ሓልወና፤ ካብ ሕማቕ መዓልትን ካብ ዘይተጸበናዮ መከራን ሓደጋን ሕማቅ መዓልትን፥ ድማ ንቤትናን ንነፍስናን ሰውራ። ኦ ጐይታ፡ ነቶም ብሕያውነኻ ዝዓደልካና ውሉድ ብጸጋኻ ባርኾም፤ ንሕና ድማ ብጥበብን ብፍርሓትካ ከነዕብዮም፡ መገዲ ጽድቂ ክንምህሮም ብርሃንካ ሃበና። ንሳቶም ንኽብርኻ ዝነብሩ፡ ንቤትና ድማ በረኸት ዝኾኑ ውሉድ ክኾኑ መገዶም ባርኽ። ኣብ ግዜ ጸገምን መከራን፡ ካብ ምጉርምራምን ምምራርን ርሒቕና፡ ዕጉሳትን ተጻወርትን ክንከውን ሰማያዊ ሓይልኻ ዓድለና። ኣብ ክንዲ ምረት ምስጋና፡ ኣብ ክንዲ ጓሂ ድማ ተስፋ ኣብ ልብና ይንገስ። ንስኻ ናይ ቤትና መራሒ፡ ናይ ናብራና ርእሲ፡ ናይ ጉዕዞና ድማ ቀንዲ መመርሒ ኩን። ቃልካ መብራህቲ ኣእጋርና፡ መንፈስካ ድማ መስተርሆት ነፍስና ይኹን። ሓዳርና ንዓኻ ዘኸብር፡ ንሰባት ድማ ኣብነት ሰላምን ፍቅርን ዝኸውን ቅዱስ ግበሮ። ብሓባር ቆይምና ክነመስግነካ፡ ብስኒት ተኣሳሲርና ኸኣ ክንነብር ጸጋኻ ኣብ ልዕሌና ይኹበልለና።ኣሜን። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #ethiopian_tik_tok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷 @Neshnesh show
ቤተኤል
Region: NO
Wednesday 06 May 2026 17:21:50 GMT
Music
Download
Comments
ዎ ጎይታይ ንስካ ንኩሉ ትልፈልጥ ኢካ☝️🙇♀️ :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ከምቲ ቅዱስ ቃል ኣምላክ ዝብሎ ክነብር ብጸግኡ ይደግፈና🙏
2026-05-06 18:54:03
3
Tedros :
አሜን አሜን አሜን🙏🏽🙏🏽🙏🏽
2026-05-06 18:13:40
1
Ade Berhan Geza :
Amen Amen Amen
2026-05-28 07:37:12
0
gal Asmera :
Amen Amen Amen
2026-05-25 14:49:12
0
ሳላይሽ :
2026-05-22 04:45:30
0
H&D :
amen amen amennnnnnn❤️❤️❤️❤️❤️
2026-05-11 19:27:51
0
ኣኑረኝ እንደ ፊቃድህ :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲🤲
2026-05-27 23:05:44
0
Roziiii :
Amennn🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-05-18 03:04:35
0
Ssssss :
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
2026-06-02 17:32:56
0
a,f,l :
amen amen amen
2026-05-31 16:30:24
0
love loveeeee1 :
Amen3
2026-05-11 10:28:14
0
Hafi Redae :
ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን🙏🙏🙏
2026-05-06 20:05:27
1
Tirhas Sereke567 :
amen amen amen
2026-05-22 06:21:14
0
Mamey ❤️ :
Amen Amen Amen 🙏🏽
2026-05-06 18:11:36
2
Beli Beli :
amen amen amen🙏🙏🙏
2026-05-09 19:30:04
0
Zaid Berhe :
amen amen amen
2026-05-06 22:18:33
1
mahi@😘😘 :
amen amen
2026-05-14 15:47:08
0
I lova you Mama :
❤️❤️❤️❤️❤️Amen Amen Amen
2026-05-09 19:15:42
0
ybrah tafese :
ኣሜን(3)
2026-05-09 06:37:17
0
God is love✝️⛪ :
amen🙏🙏🙏🥰🥰🥰
2026-05-09 10:15:05
0
Shewit Teklay :
Amen 🙏🙏🙏
2026-05-09 15:00:26
0
Cg Hhh :
Amen amen amen amen 🥰🥰🥰
2026-05-09 19:08:16
0
ሂዊ :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
2026-06-06 01:26:58
0
Raheley :
amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
2026-05-09 12:24:27
0
selu :
amennn amenn amennn amenn
2026-05-06 21:29:25
0
To see more videos from user @eriote4, please go to the Tikwm
homepage.