@lananh.review: Chuẩn bị đi biển thì phải sắm ngay nhớ #embetocvang #xuhuong

Em bé Tóc vàng🎀 Lan Anh
Em bé Tóc vàng🎀 Lan Anh
Open In TikTok:
Region: VN
Friday 08 May 2026 13:50:12 GMT
9643
48
1
14

Music

Download

Comments

huyende6
Nga kids :
Ngực lép mặc có hở k bà
2026-06-18 09:11:47
0
To see more videos from user @lananh.review, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

እቲ ዕድለኛ ዲክታቶር ፣ምርቃ ኣጋንንቲ ከየጉደለ ዝተዓደለ ንጓዕ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ኩሉ ዝሓሰቦን ፣ንዕላምኡ ዝከፍሎ ኩሉ ዋጋ ሳላ ምርቃ ኣጋንንቲ  ብዘይ  ብዘይተፍ እዩ ዝካወነሉ ዘሎ።   ሕጂ ግን ኣብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ጽበጽሐ ይመሰል።  ኢሰያስ ንጓዕ ንህዝባዊ ቃልሲ ኤርትራ ጨውዩ ናብ ውልቃዊ ስልጣኑ ብምውዓል ምልካዊ ስርዓት ካብ ዝከውን ድሮ 30ታት ኮይኑ ኣሎ። ኣብዚ ኩሉ ዝሓለፈ ዓመታት ግን ንውልቃዊ ጥምሑ ንምዕዋት ንህዝቢ ኤርትራ ብጉልባብ ኣይሰላም ኣይኩናት ብምባል ትሕቲ ህልዋት ፣ልዕሊ ምውታት  ኮይኑ ንክነብር ኣበርቲዑ ብምስራሕ  ተዐአአዊቱሉ እዩ። እዚ ጥራይ ዘይኮነስ ኤርትራ ከም ሃገር ኪይና ክትቅጽል ዘይኮነት ፣ካብ ካርታ ተሓኪካ  ክትጠፍእ ብምሕላን ድሕረይ ዳንዴር ኣይትብቆላ ብምባል ሕጂ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ዝበጽሐ ይመስል ሕልሚ ኢሰያስ ንጓዕ። ኣብ 2000ዓም ዝነበረ ኩናት ምስ ኢትዮጵያ ንወደብ ዓሰብ ገዲፍኩማ ውጺ ኢሉ ኣዚዙ ነይሩ።    ዓንደብርሃን  ወልደጌርጊስ፦         ኣብ መጽሓፍ ከዘንቱ ከሎ ኢሰያስ ምስ ሰከረ ከምዚ ኢሉኒ፦ ዓጋሚ ኢልክን ከምትንዕቃኒ እፈልጥ እየ። ክትሪኣኒ ኢክን ድማ እዛ ሃገር ኣብዘይተርክብኣ ሰቂለያ ክከይድ እየ። ብምባል ፈኪሩለይ  ይብል ዓንደ-ሽለት።   ሓደ እዋን ውን ምስ ጨረመ ክርኤክን እየ ፣ነዛ ሃገር ከምታ ዘምጻእክዋ  ናብታ ዝነበረታ ክመልሳ እየ፣ኢሉና ይብሉ ሽለታት።   ኣብ ዕርቂ ሰላም 2018ዓም ውን ድሕሪ ሕጂ ንስካ ኢካ ትመርሓና፣ ሂበካ ኣለኩ ብምባል ናይ ሃገር ትኣክል ስልጣን ንኣብዪ ብምዕዳል እቲ ስውር መልእክቱ ከም ዋዛ ደርብይዎ።  ኣብ 2020ዓም  ኩናት ትግራይ  ምስተወልዐ ብሽም ምክባር ጸጥታ : ዘራይ ናይ ኢትዮጵያ ኮይኑ ንህውሓት ክድምስስ ናብ ትግራይ ኣትዩ። እዚ ማለት እታ እንኮ ልዕላውነት ኤርትራ እትኣምን ውድብን:ክልል ትግራይ ስለ ዝነበረት ንሳ እንተተዓዊታትሉ እቲ ኩናት ሕልሚ ኢሰያስ ሽዑ እዩ ክበኒን ነይሩ። ኩናት ብውዕል ፕሪቶርያ ደው ምስ በለ ተኮሊፍና ውን ኢሉ።ካብ ሕልሙን: ትልሙን!   ትግራይ ነቲ ብኩናት መኪታ ዝረከበቶ ብሄራዊ ውሕስና  ኣብ ፖሎቲካዊ መዳይ ምስ ኣብዪ ብምሽራክ  ናይ ይምሰል ጽልኢ ፈጢርካ ንናይ ተጋሩ ዓቅሚ ኣብ ክልተ ብምፍላይ ፖሎቲካ ትግራይ ንቢሄራዊ ሓደጋ ኣብ ክንዲ ምምካት ፣ ንሓድሕዱ ኣባኢስካ ድክምቲ ትግራይ ምስራሕ ኢዚ ውን ሰሊጥዎ ፍርቆም ፈተውቲ ኣብዪ ፣ፍርቆም ፈተውቲ ኢሰያስ ከምዝኮኑ ድማ ተሰሪሕሉ ተዓዊትሉ። ብኡ መጠን ድማ እቲ ናይ ኤርትራ ደምበ ተቃውሞ እቲ ምስትግራይ ፈጢርዎ ዝነበረ ድልዱል ሓድነትን ምትእምማን ፈደሽደሽ ኢሉ ፍርቁ ደጋፊ ብልጽግና (ጻድቃን)፣ፍርቂ ድማ ደጋፊ ህውሓት(ደብሪጽ) ኮይኑ ናብ ዕምክሊል ኣትዩ ይርከብ።         ኣብዪ ምስ ተቃወምቲ ኤርትራውያን ብሓደ  ክሳብ ሕጂ ናይ ኢሰያስ ረብሓ ዘጉድል ስራሕ ዝጭበት ዝሰርሖ የለን።ትምንታይሲ ኣብዪ ንኤርትራውያን ክውደቡ ዓቅሚ ክፈጥሩ እንተሰሪሑ ኣንጻር ሕልሚ ኢሰያስ ስለ ዝኮነ  ኣየርብሕዎን እዮም። ረብሓ ኣብዪ ምስ ኢሰያስ እዩ ዘሎ። ህውሓት ናብ በረካታት ጸዲፋ ፣ጉጅለ ጻድቃን ድማ ብሸቃነት(መራሕቲ መንገዲ)ኮይኖም ሰራዊት ኣብዩ ኣገዲሞም ዓደ‍ኦም ኣትዮም፣ ብምሰሌንነት ደማ ስልጣን ተተኪቡሎም ዕንክሊል ይብሉ ኣለው። ኢሰያስ እታ ወትሩ ተስግኦ ህውሓት ወይ ክልል ትግራይ ድሕሪ 26 ዓመት   ስዒሩ ክውድኣ ኣብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ እዩ በጺሑ ዝርከብ ፣  ኤርትራውን ድማ በቲ ብውሽጢ ብተንኮል ኢሰያስ፣በቲ ድማ ብመስፋሕፍሒ ኣብዩ ኣሕመድ ተቀርቂሮም ሃገሮም እንዳጠፍአት ኣማዕድዮም ተዓዘብቲ! ኢሰያስ ንጓዕ ንኤርትራ፡ ዕቁር ሃብቲ (ቁጠባ) ዓቅሚ መንእሰይ ዘመናዊ ኣጽዋር ዲፕሎማስ ሎጆስቲ ህዝባዊ ሓድነት ….ወዘተ ካብዚ  ኩሉ ሓዲግ-መዲግ ኣትሪፉ ዝዓነወት ሃገር ገይሩ ንዝበላዒ ድልውቲ ገይሩ ኣዳልይዋ ይርከብ። እዚ ሕጂ ዝግበር ኩናት ናይ ኢሰያስ ዕላማ ንምዕዋት እዩ። ኣብዪ ንሰራዊት ኤርትራ ደፊኡ ንኤርትራ እንተኣተወ  ንህዝቢ ኤርትራ ዝሰዓሮ ኮይኑ ዝሰምዖ ሓበሻ ክህሉ ይክእል ይከውን እቲ ዓወት ግን ናይ ኢሰያስ እዩ። ኢሰያስ እታ “ኣብዘይትረክብዋ ሰቂለያ ክከይድ እየ እትብል ትንቢቱ፣” ከምታ “ጀብሃ ክትሓቅቅ እያ” ኢሉ ተነብዩ  ኮይና ድማ ዝተባህለት “እዚኣ ድማ ሃገር ንኣብዪ  ክመርሓ ኣረኪቡ ውን ናብተዕቁቦ ሃገር ክከይድ እዩ፣ውን ንዓዲ እዝጊሄሩ ! ህዝቢ ኤርትራ ግን  ኣይክሰዓርን እዩ! ኣብዚ ኩናት ኣንጻር ክልተ ጸላእቲ (ኣብዪ+ኢሰያስ ) ኮንካ ኣብ ጎኒ ህዝባዊ ሰራዊትካ ምኳን ታሪካዊ ሓላፍነት እዩ።  ናይ መን ጎኒ ሙዃን ትመርጹ…? “ሸር በልዎ” ደቂ ዓበይቲ!

About