@menbere.f: ሰላም ዓሊኩም ደቂ ሪመይ😊 ናእያሱ እየ ከዋገዐኩም ደልየ😊 Legendary artist Eyasu berhe❤ ናይ እያሱ history ክትፅሕፎ ልባዕሉ ይኸብደኻ ማርያምን ብኣየ ልግለፅ የኾነይ🙌❤ ተጋዳላይ ከያኒ ነብሲሄር እያሱ በርሀ 4 ነሓሰ 1948 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ። ማማ ኣሰገደች ብመፅብዓ ለግነይኡ ውላደን ሰለ ልነበረ መዝገበ ሰላሴ ኢለንኡ። እያሱ ዕድምኡ ልትምርቲ ምሰ ኣኸለ ኣብ ናይ ቐሺ ሃሁ ጀሚሩ። ንእሸተይ ቀለም ምሰ ሓዘ ኣብ ቤት ት/ቲ መሰረተ ቀደማይ ክፍሊ ተመዝጊቡ። ሸዑ ግዜ ኣብ 6ይ እዩ ጀነራል ፈተና ልወሃብ ነይሩ። እያሱ ለ ኣብ ትምህርቱ የመና ንፉዕ ሰለ ልነበረ ብዝለዓለ ነጥብ ላብ 7ይ ሓሊፉ። ካብ 7ይ ክፍሊ ለለ ላብ ቀደማይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሃፀይ ዮውሃንሰ ሓሊፉ። ላብ 9ይ ክሓልፍ ተሎ ብለርአዮ ልዑል ነጥቢ ኣብ ሸዑ እዋን ኣመሓዳሪ ግዝኣት ትግራይ ካብ ልነበሩ ራእሲ መንገሻ ሰዩም ኢድ ሸልማት ተበረኪትሉ። እያሱ ትምህርቱ ላተምሃረ ላሃለየ ብዙሕ ጭቆና ይርኢ ነይሩ እዩ። ብትግርኛ ኣይትመሃርይ even መፅሓፍ ቅዱሰ ብትግርኛ ልተፅሓፈ ሒዝካ ቤተ ክርትሰያን ኣይትኸድይ፤ ልኾነ ቁርሲ ቤት ክተውፅእ ለ ብትግርኛ ልተፅሓፈ ባነር ኣይትገብርይ፤ ካብኡ እያሱ ብዓቕሙ ምሰ ኣዕርኽቱ ኮይኑ ልኦም ለናድድ ይገብር ነይሩ😊 እንኡ ማማ ኣሰገደች ሓያል ዳሰዋ ኣብ ጅብሩክ ሰለ ልነበረን ኣብኡ ይውዕላ ነይረን። ገዝኦም ለለ ዳ ሰላሴ ነይሩ፤ ድራር ኣብ ጅብሩክ በሊዑ ላብ ልነበሩሉ ገዛ ይኸድለኹ ኢሉ ወፅዩ ካብ እንኡ ምሰ ከደ ምሸት ቦያ ገዚኦም ኣውዚ ልፉክርሉ ልቕልቕ ኣብሎምዎ ይሓድሩ ነይሮም።😁❤ ዳሕራይ ቱ ኣብ መቐለ ልነበረ ሻለቃ ከፈራርሖም ጀሚሩ። ካብ በረካ ፍሼ ልተብሃለ ተጋዳላይ ሓረሰታይ መሲሉ መቐለ ኣትዩ ልእያሱ፣ ሙልጌታ ጫልቱ፣ ኣልማዝ ኪዳነማሪያም፣ ልእልቲ ሃፍተማርያም፣ ፅላል ኩን፣ ህሪት ምሕረተኣብ ካልኦት ኣዕርክቶምን መፅዩ ወሰዶም ደሰ ኢሎምዎ ንሶም ለ። እያሱ ሓሳቡ ትምህርቱ ወዲኡ Doctor ናምዃን ሓሳብ ዋላ ተነበሮ ናህዝቡ ጭቆና ግን የመና የናድዶ ሰለ ልነበረ ኣብ 11 ክፍሊ ትምህርቱ ሓዲጉ በረካ ወረደ። 1968 ዓ.ም ወሪዶም ኣብ ዓፋር ዓሳ ጋራ ዝበሃል ቦታ ሰልጢኖም። ግርማይ ጀብር፣ የማነ ጀማይካ፣ ገብረመሰቀል፣ ሰዩም መሰፍን ኣሰልጠንቶም ነይሮም። እያሱ ኣብ ሓለዋ ወያነ ክፍሊ ህዝቢ ኣባል ተዋጋኣይ ሰራዊት ኮይኑ ላገልገለ መፅዩ ድሕሪ 1970 ዓ.ም ላብ ሓዱሸ ልተጣየሸት ጉጀለ ባህሊ ከም መተሓባበሪ ኮይኑ ክመርሕ ተመዲቡ ሀ ኢሉ ድማ ሙዚቃኡ ጀሚረ። እያሱ ብዙሓት መሳርሒ ሙዚቃ እዩ ልኽእል ኣዕርኽቱ ሙሉእ ባንዲ እዮም ልብሉዎ። ማሲንቆ፣ ክራር፣ ጊታር፣ ቤዝ ጊታር፣ ኪቦርድ፣ ፍሉት፣ ፒያኖ ወዘተ.. እያሱ ምሰ እንኡ ፍልይ ልበለ Relation እዩ ነይሩዎም። ንሰን እያሱ ውነአን ንሱ ለ እነይ ምሰ በለ፤ እያሱ ላብ ለዕረፎ ላኸዳ ፈቐዶ በረኻ እየን ልግንይኡ ነይረን።🥺❤ እና ለለ ደርፉ ምሰ እንኡ ምሰ ኣዕርኽቱ ምሰ ሂወቱ ልጋነ እዩ። ካብ ናእያሱ ደርፊ ንእሸተይ ክፀውየኹም፦ ሎሚ ዓይነይ በርሀ፣ ኩሒልሮማይ፣ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ፣ ሚዘር ኣላ 'ኾ፣ ዓዲ መዓር ፀባ፣ ሸራሮ፣ ሓከፈን፣ በላይ፣ ባሕርና፣ ዓጋመ ዓደይ፣ ሕንጊዱ፣ ትግራይ 'የ በሎም..... ላበሉ ይቕፅሉ። #ሎሚ_ዓይነይ_በርሀ፦ ሎሚ ዓይነይ በርሀ ሓለፋይ ሪአኺ ፀላእተይ ጋሊሀ ፀላም ነይሩ ገና ብድቑሰኪ ዕያል ሰድራ ቤትና ምሰ ሓቆፍኪ በረካ እንትወፍር ገዲፈኪ ኣደይ ካብ ሕቑፍኪ እንትፍለ ናብ ዱር ናብ በረካ ልቢ ኣሰሊለ ጨኪነ ኣይምሰልኪ ዕሸሸ ኢለ በሰላ ሰቃይኪ እናረኣኹ እህህታ ሰቃይኪ እናሰማዕኹ ሞት ይመርፅ ኣነ እናሃለኹ ካብ ዝነብር ኣነሰ ኣማሪፀ ካብ ዝቕመጥ ኣነሰ ኣጋይፀ ዓቕምኻ ምቕላሰ'የ መሪፀ...🥺❤ #ሚዘር_ኣላ_ኾ፦ ኣላ'ኾ ሚዘር ኣላ'ኾ ሕድያት ኮይና መቐለ ፅንዓታ ሰንደቅ ሰቐለ ቀለም ነይሩ መቐለታ ምህሮ ነይሩ ሰብእነታ ሓላይት ሰድራ ብንእሰነታ ብዙሕ ነይሩ ለንቐደቶ ክኾኖ'የ ልበለቶ ልባ ላብኡ ለሰነነቶ በደል ናህዝባ ሪኣ ከይቀሰነት ከምቶም ኣሓታ ወነኣ ኣራሰነት ናብ ሜዳ ትግራይ ዓዳ ክትምርሸ ወሰነት...🥺❤ በዚሕኩም እዩ ልኾነ sorry😁❤ Next ዋላ ከውድአልኩም እየ ናይ ብርሃነመሰቀል ዓርኩ ኩሒልሮማይ፣ ናይ ማርታን ካልኦትን ልደረፎ😊 እያሱ ግን❤🙌

menbere🥀
menbere🥀
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 08 May 2026 19:21:28 GMT
43849
5717
71
231

Music

Download

Comments

mande.mandatory19
Mande Mandatory :
Menbere❤🤝✍️ጓል ዓበይቲ❤ Long Live Sweet✌️
2026-05-08 22:38:47
10
bahabelom_
bahabelom_ :
Menaye🥰
2026-05-08 20:32:41
2
blueonegroup
blue one group :
outstanding intellectual skills 👏 absolutely State-of-the-art 💯
2026-05-10 20:56:04
3
kidu.tgraweti
Kidu tgraweti💊💪 :
Aesey👌👌
2026-06-17 08:31:55
1
kibreab_gebremichael
kibreab :
Legend eyasu🔥🔥
2026-05-08 20:18:40
2
gualadeway16f
ፍቅሪ እምነታ👸✌️ :
king Legend🥰🥺 መንቡዋይ❤️💋
2026-05-08 20:14:21
1
blackqueen5160
Black Queen👸🤎🌸✨ :
legend🥰
2026-06-05 19:47:39
1
jospider00
jo spider :
ኢያሱ legend 🥰🥰🥰
2026-05-08 20:10:38
1
filmon.gebrhiwet
ፊሊምን,ፊላ💊🇧🇭🇧🇭 :
ኣባ ትግርኛ ክብሪ ኣያና😥❤️
2026-05-09 12:36:19
3
cabdishakor68
የሸገሯ ጁንታ❤️💛👸 :
ጀግና ሐፍተይ ለባም ❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
2026-05-09 21:01:04
4
duneg49
papito :
ሎም ኣይነ በሪሀ ✌
2026-06-08 07:05:09
1
arayakirar
Araya@kirar(ዳግማይ እያሱ) :
ሰይ ሰይ my Father👌👌👌legend
2026-05-09 03:57:16
2
almaz.etho
ጎል ትግራይ ሓላል :
uyasu Berhe From tigrinya king🦁
2026-05-09 12:44:44
1
nahomgebre742
Nahom 21 :
ጅግናው እያሱ በርሄ🥰🥰🥰
2026-06-06 03:06:53
2
kuraallzbest
kuraallzbest ye sanjaw blood :
እያሱ🥰
2026-05-28 05:15:26
1
user8127232370984
yohannes :
ጅግንነትን
2026-05-09 01:10:48
1
.................ff4
ትግርኛ :
ይፍለ እዩ🥰🥰
2026-05-10 19:14:51
1
luche.beleche
Luche man utd :
እያሱ በርሄ ጀግና
2026-05-11 04:36:57
1
m923593
የተዋህዶ ልጅ ነኝ :
ኣያን ❤🥰🥰🥰❤❤❤
2026-06-28 22:46:54
1
sami.brkawi
ሳሚ king 💊💪💙🏋🏻‍♂️ :
king 💊
2026-06-28 12:58:21
1
lavidadat
wanaw :
jegna
2026-05-12 10:40:39
1
kdij.jxjb
ãbuŝh🌸✞︎🩶 :
እያሱ💙
2026-05-17 20:55:46
1
wegahtaamdu
ወጋሕታ ዓምዱ✨️💊 :
Menbeway👏
2026-05-10 04:54:51
0
To see more videos from user @menbere.f, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About