@galwkro_16: ነብስኺ ምፍቃርን ምኽባርን መሰረት ኩሉ ዓወት እዩ) ዓወት ማለት ካልእ ኣይኮነን፦ዓወት ማለት ካብ ትማሊ ዝሓሸት ሰብ ኮይንኪ ምርካብኪ እዩ ምስ ማንም ምዉድዳር ኣየድልን ካልኦት ብዛዕባኺ ዝብልዎ ዘይኮነስ ንስኺ ብዛዕባ ነፍስኺ እትዛረብዮ ሕሹኽታ እዩ መንነትኪ ዝውስኖ ኩሉ ግዜ ንነፍስኺ ጥዑም ቃላት ንገርያ ሂዋነይ፡፡ ንዓኺ ዝምጥን ክብርኺ፦ዓለም ክትውስነልኪ ኣይትፍቀድላ ንስኺ ክብርኺ ባዕልኺ ኢኺ እትፈልጥዮ ፈጣሪ ብኽብሪ ፈጢሩኪ እዩ ንስኺ ድማ በቲ ክብሪ እቲ ተመላለሲ።ምስጋና መፍትሕ በረኸት እዩ፣ነቲ ዘለኪ ጸጋ ነቲ ፍሉይ ተውህቦኺ ነቲ ንጹህ ልብኺ ዕለታዊ ኣመስግኒ ልቢ ምስ እተመስግን ድማ ዝያዳ ጽባቐ ትለብስ።እምነት ካብ ነብስኺ'ዩ ዝጅምር ጠንካራ ምኳን ውን ካብ ርእስኺ 'ዩ ዝጅምር👸🏼😔🙏🏼 #fypシ゚viral🖤tiktok☦️❤️ #fypシ゚viral🖤tiktok☦️❤️ #fypシ゚viral🖤tiktok☦️❤️ #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #CapCut
🥹ብሕታዊት______🖤😔
Region: SA
Saturday 09 May 2026 09:02:13 GMT
Music
Download
Comments
Fxum fqeri kab Fxum amlake 🙏 :
Temesgen amlakey 🙏🙏🙏
2026-05-18 13:15:25
1
𝄞𝐌𝐚𝐧𝐭𝐚 𝐒𝐚𝐦𝐢🦅👑 :
ተመስገን ጌታየ🛐🙏
ምስጋናኪ ይብዛሕ ፀግኡ የሕድረልኪ
ክብርቲ ሓፍተይ❤🙏🙏🙏
2026-06-03 01:02:05
0
ሰማይ "ዩ ደረተይ :
ተመስገን ስለኩሉ ነገር🙏🙏🙏😇
2026-05-26 09:55:33
0
ťaháģas ጓል ቶዋህዶ✝️💒🙏🌅 :
ተመስገን ስለኩሉ ነገር🙏🙏🙏😇
2026-05-15 06:52:20
0
የገብርኤል ልጅ ነኝ :
ተመሰገን👏♥️🙏
2026-05-13 23:16:50
0
gal dngl maryam adey 🙏 🙏 🙏 :
yaeh 🙏🙏🙏🥰🥰
2026-05-12 10:34:04
0
❤️🇪🇷❤️Esueluela :
🥰🥰🥰
2026-05-09 09:07:26
0
TT😍 :
❤️❤️❤️❤️
2026-05-26 17:25:08
0
gebrehagos6 :
👏👏👏👏👏🙏🙏🙏👏👏🙏🥰🥰🥰🥰👏👏🙏🙏🙏
2026-05-24 10:49:08
0
ጓል ተምቤን ዓብይይ ዓዲ🍋🍋🍋 :
🙏🙏🙏
2026-05-22 00:08:55
0
Geni Fre Tewahdo 👸 እናቴ(21)✝️ :
🥰🥰
2026-05-19 00:47:01
0
ተመሰገን አምላኬይ :
🥰🥰
2026-05-27 01:31:18
0
ማሚተይ,እያ,ዓለመይ🤱🌏💋💯✅️, :
❤️❤️❤️
2026-05-31 01:27:31
0
To see more videos from user @galwkro_16, please go to the Tikwm
homepage.