Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@abebaabeba121: ተስፋ ማለት እንታይ ማለት እዩ?👇🏾 ሓደ እዋን ሓደ በዓል ሞያ (ገፋፍ ዓሳ) ነበረ እዚ ሰብኣይ እዚ መዓልታዊ ናብ ባሕሪ ይወፍር፣ግን ንሓያሎ መዓልታት ሓንቲ ዓሳ እኳ ኣይሓዘን፣ገዝኡ ክምለስ ከሎ ጎረባብቱ "እዋይ እዚ ሰብኣይ ዕድል ዘይብሉ፣ገና ባዶ ኢዱ ይመጽእ ኣሎ" እናበሉ ይሓምይዎ ነበሩ። ሓደ መዓልቲ፣ሓደ መንእሰይ ቀሪቡ ሓተቶ፦"ኣታ ሓውና መዓልታዊ ትወፍር፣ሓንቲ ዓሳ እኳ ኣይትሕዝን ተስፋ ኣይቆረጽካን ዲኻ?ተስፋ ማለት ንዓኻ እንታይ ማለት እዩ?"ኢሉ ሓተቶ! እቲ ሰብኣይ ፍሽኽ ኢሉ ከምዚ በሎ፦ "ኣነስ ተስፋ ማለት፣ምሸት ባዶ ኢደይ ክምለስ ከለኹ፣ጽባሕ ንግሆ መርበበይ ጸጊነ ዝወፍረሉ ሓይሊ እዩ።ዓሳ ሎሚ ኣይተታሕዘን ማለት፣ባሕሪ ዓሳ የብሉን ማለት ኣይኮነን።እታ ናተይ ዓሳ ገና ኣብቲ ባሕሪ ኣላ፣ኣነ ጥራይ እየ ንዓኣ ክረክብ ትዕግስቲ ዘድልየኒ።"ስለዚ እየ ጉዕዞይ ደው ዘየብል ጽባሕ ክዕወት ሎሚ ክቅጽል ኣለኒ። ኢሉ መለሰሉ! እቲ መንእሰይ ብዘረብኡ ተገረመ።ንጽባሕቱ እቲ ሰብኣይ ከም ወትሩ መርበቡ ሒዙ ወፈረ።ድሕሪ ሒደት ሰዓታት፣ካብቲ ኩሉ ግዜ ዝጥሕለሉ ዝነበረ ቦታ ርሕቅ ኢሉ መርበቡ ደርበየ። ምስ ስሓቦ ግን፣እቲ መርበብ ክሳብ ዝበጣጠስ ዝኣክል ዓበይቲ ዓሳታት መሊኡ ወጸ። ተስፋ ማለት ኩሉ ነገር ጽቡቕ ክኸውን ከሎ ጥራይ ምስሓቕ ኣይኮነን።ተስፋ ማለት ኩሉ ጸልሚቱካ ከሎ፣"ጽባሕ ጸሓይ ክትበርቅ እያ" ኢልካ ምእማን እዩ።መርበብካ ጸጊንካ ምጽባይ ጥራይ እዩ ዘድልየካ! ምንጪ✍️ #LazanaofficalTV
𝕙𝕠𝕡𝕖💜
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 10 May 2026 19:45:05 GMT
4664
215
7
16
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
yodahea :
🥰
2026-05-19 05:13:22
0
namitu princess :
🥰🥰🥰
2026-05-18 11:18:42
0
halweyey :
🥰🥰🥰
2026-05-15 20:56:00
0
ቃል_👩🏾🦰💫 :
🥰
2026-05-11 04:41:01
0
Šĥěŵiť šĥěŵiţ👸 :
🥰🥰❤️🥰
2026-05-11 00:28:11
0
ዘይተ ጋህደ ሕልምይ ኣለን :
❤️❤️❤️
2026-05-10 20:38:36
0
Fxum fqeri kab Fxum amlake 🙏 :
🥰🥰🥰🙏
2026-06-05 22:11:44
0
To see more videos from user @abebaabeba121, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
যে একান্তই চলে যেতে চায় তাকে কি আর রাখা যায় 😅 #foryou #fypシ #viraltiktok #freefire #creatorsearchinsights
#fyp #foryoupage #Viral #viralvideo #funny #hilarious #Meme #memes #sounds #soundeffects #tiktok #music #video #xyzbca #fypシ #FunnySoundEffects #HilariousAudioClips #ComedySoundbites #AudioGag #WeirdAndFunnySounds #AudioEntertainment #AudioForLaughs #UnusualAudioClips #FunnyNoises #sonicdelight
Dép tổ ong nam nữ nhiều màu đi nhẹ em chân ạ #giaydepnu #mydepxinh #depxinh
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy