@linh662000: 【grepower】Nước giặt hương hoa thơm lâu, mềm vải khử khuẩn #nuocgiatthomlau #nuocgiatxa #LINHLUNGLINH #tiktok

LINH LUNG LINH
LINH LUNG LINH
Open In TikTok:
Region: VN
Tuesday 12 May 2026 16:10:22 GMT
230
6
0
5

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @linh662000, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

#ይናፍቀኺ_ኣለኹ🥺 🌹💍 ዳሃይኪ ክሰምዕ  ናፍቐ ድምፅኺ ብተስፋ ዝፅበ  እንዳራኣኹ ፎቶኺ ተስፋ ከይስእን ተስፋ መፃእየይ ግዜ ከየንዋሕኺ ህያበይ ምፅለይ ዘልመድክኒ ዕላል  ፍሉይ መቐረቱ ሰራውር ዝሰደደ  ኣብ ልበይ ሰሪቱ ኣብ በይነይ ክሓስብ ዘኪረ ዕላልኺ ምኽኣሉ ስእነ ከቢዱ ናፍቖትኺ ኣይጨክን ልቢኺ ራህርሀለይ ናዓይ ዘክሪ ኣይትረስዕዮ ዘሕለፍክዮ ምሳይ ዓለመይ ክትብልኒ ዓለም ብዓባያ 🌍 ገለ ካብ ቃላትኪ  'እዚኣ ናፍቐያ ዓይነይ እንዳራኣኺ ክትደርዝኒ ፀጉረይ ምጥማት ክስእነኺ  ኣትኲረ ብዓይነይ ኣብ ሕቕፎይ ከለኺ ክሓብኦ ትንፋሰይ ይራኣየኒ'ሎ ናይ ሽዑ ሓጎሰይ ቀለበት ቃል ኪዳን 💍ከይኣሰርኩ ኣብ ኢደይ ዘይርሳዕ ግዜ  ኣሲረ ኣብ ሂወተይ ክሳብ መወዳእታ ክትኮንኒ ናተይ ኣእሚነያ ኢየ  'ታ ዝፈትዋ ነብሰይ እታ ፍልይቲ ዕለት ዝተላለናላ ለይቲ ምስ ማዓልቲ ኣብ ልበይ ተሳኢላ ዘይርሳዕ ዝኽሪ  ኣብ ውሽጠይ ቦቅላ ድምፅኺ ናፊቐስ ተሳቕየኒ'ላ ልበይ ኣባኺ  ኣሚነ ወስነ ውሽጠይ ከይቖርር  ፍቕሪኺ ሲሒነ ክነብር ምሳኺ  ብሂወት ቀስነ ምፅለይ ናተይ  ፅበ'ለኹ ኣነ🌹👏  ♥️  m⃠y⃠ 𝐇𝐮𝐯𝐢🫰🥹🤎

About