@kaka__88888:

Eri❣️
Eri❣️
Open In TikTok:
Region: GB
Wednesday 13 May 2026 21:00:00 GMT
204469
15874
1292
2802

Music

Download

Comments

edula.gal.agame
ጋል ዓጋመ ሓፍቲ ሮቤል :
ኣነውን ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ካብ ልቢ ግን ይፈትዎም እየ ትብል ከለካ ናብ ፖለቲካ ይወስድዎ እበር ፍቅርታት እዮም ዋላውን ኣብኡ ዝዓበዩ ተጋሩለ ለዋሃት እዮም ትፍለዩ ኢኩም ደቂ እሬ ሒም ዝበለ ይተሓጎም❤️
2026-05-14 05:13:47
349
21.12.191
ተመስገን ፈጣሪ💒🇪🇷✝️ :
ነብስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ውን ምስጢር ፍቕሪ ኢለ ክፋነውኩም ደቂ ኤረይ ኢሉ ኔሩ ክብረት ይሃበልና የቀንየልና
2026-05-14 00:07:43
333
seritrea0
S Eritrea :
እሰኻ ሓቀኛ ኢኻ ግን ኣብ ኤርትራ ዘተዉለዱ ማዓት ሓተላ ኣለዉ ሕጂ ኣብ ሰድት ብሃይማኖት ኣዉራጃ ከናቁቱና ዘይፍንቀልዎ እምኒ የለን ግን ኣበድን ኣይንናቆትን ኢና::
2026-05-13 23:40:05
112
taddy43302
ችታ :
ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ዩሞ ክብረት ይሃብካ ኩቡር ሓው የቀንየልና🥰🥰
2026-05-13 23:22:02
91
alone.gril248
ልዋም 🦋💎 2127 :
ንሕና ንፈትዎም ንሶም ይጸልኡና ። ተጋሩ ዓያሹ ማዓዝ ኢኩም እንዶ ትነቅሑ
2026-05-14 08:29:43
11
alayyyyg13
ንጉስ ጽምዋ:: :
ሓቂ ብፍላይ ኣብ ዓድና ፍቕሪ ኢና ስደት በዓል ኣያድራር ኣያ ጸጋይ በዓል ሓውልደን ኣጸልሎምና እምበር ሓደ ኢና ብሓሳብ ንበልዕ ንጻወት
2026-05-14 04:14:06
39
user31239fre
e. r. ey🇪🇷💓 :
2026-05-13 22:42:50
14
lemlem548
lemlem548 :
yes nay bahaki hawey natey🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-05-14 14:37:05
0
rahwa.mj
Rahwa Mj :
Nehna wen nefkrrka hawey natey sele enti Meskrnetka ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-05-14 08:21:41
6
user7226617326614
ሉዋም🇪🇷🩸☦️♒️ :
ዋው ክብረት ይሃበልና 🙏 ስለና ጽቡቕ ምዝራብካ🥰
2026-05-14 02:52:49
37
yorus.kiflai1
yorus :
ኣነውን የፍቅረካ እየ🥰🥰🥰
2026-05-14 02:13:10
49
meronmehari8586
Meron Mehari245 :
he made me cry..I love my country 🇪🇷
2026-05-14 04:51:04
30
senaymekseb
SENAY MEKSEB ሰናይ መክሰብ :
ንሕና ውን ማራ ኢና ❤️ንፈትወካ ❤️
2026-05-14 02:49:11
59
.4475462
ሓሊፈዮ ኩሉ :
thank you hawey
2026-05-13 22:26:58
33
sheduwawa
ኤረና ❤️ ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 :
ከምዚ ከማይ ገሩ ድተገለጸሉ ናይ በሓቅ ክቡር ሰብ መጠን ነብሱ የኽብረካ ድበሃል ብኸምዚ እዩ ጽምዶ ንቅድሚት ሰላም ናይ በሓቅ ሰላም እዩ ፈተውቲ ሰላም Like ከይገበርካ ከይተሓልፍ
2026-05-14 06:10:31
19
habtega14
ጭደድ ጸረ ሓሰውቲ :
ፖሎቲካ ረሳሕ ፋሕ ኣቢልና እንበር እቲ ሓቂ ንሳ ኢያ ግን እንተ ጸሊእካ እቲ ዘኸፈአ ሪዩ
2026-05-14 11:27:17
12
mybor89
ግዜ ሓያል💙💙💙💙 :
Tnx hawey nty ✝️☪️✝️☪️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💙💙💙💙💙💙💪💙💙💙💙💪💙💙💙
2026-05-14 09:30:41
11
natey.zbelo
Natey zbelo 💍🤍 :
Thank so much my brother 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
2026-05-14 12:29:59
5
eriboy46
B.M.W🇪🇷🇨🇦 :
respect bro thank you
2026-05-14 02:22:06
16
eldanah15
Eldu🦋🫂💎 :
I am from Eritrea 🇪🇷 I love you too bro 🙏🙏🙏
2026-05-14 10:25:06
8
291eritreafirst
ኩሉ ድሕሪ ሃገር :
"ክቡር ሰብ፡ መጠን ነብሱ የኽብረካ" !! ተቢዕካ ግሉጽነትካ ምግላጽ ንባዕሉ ንፍቕሪ'ዩ ዝዕድም ። (ዓዲምካን ኣለኻ) ስለ'ዚ ብስም ኩሎም ኤርትራውያን የቐንየልና ክብል ይፈቱ 4።
2026-05-14 14:06:18
6
axmad5090
hagari :
2026-05-14 02:41:34
10
user876995433509
mosses :
ሳውራዊ ፈጣሪ ሃገር ፍቅሪ መንነት መትከላዊ እምነት ብሉጻት ሰማእታት ኤርትራ ናጽነትና ዝቃመር ኣፍቅድን ኤርትራዊ ወትሩ ሃገረይ ክብረት ይሃበና
2026-05-14 07:05:24
6
afie615
Sami sami :
Yes it’s true thanks so much bro big respect
2026-05-13 22:12:37
18
eri333138
Lul🇪🇷🇨🇦 :
thank you brotherey💞💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
2026-05-14 05:38:43
9
To see more videos from user @kaka__88888, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About