@galshiregalshire: ንተፍቅሮ ሰብ ፍቅርካ ምግላጽ ምስዓር አይኮነን!! በላሕ ሰበይቲ ንበል ፈቅርን አክብሮትን ተርእየሉ ወይ ድማ ትገልጸሉ መንገድታት ነዝኦም ይመስሉ 1,ንሰባአያ ብትሕትና ብምምጋስ ብምቅብጣር ትጽውዖ 2, በቤተሰብ ውሽጢ መራሒ ከምዝኮነ ትፈቅደሉ 3,እሱ ተሓሪቁ ወይ ውሽጡ ተረብሹ እንተ ነሩ አይትካራከሮን 4,ንሱ እንተሓሪቁ ስቅ ትብሎ እሞ ዳሕራይ ይቅርታ ክሓትት ግዜ ትህቦ 5,እሳ እንተኮርያቶ ቀልጢፋ ይቅር በለኒ ፍቅረይ ትብሎ ይቅርታ ይኩነልኪ እንትብላ ድማ ተመስግኖ 6 ኣብ ቅድሚ ካለአት ሰባት ብዛዓብኡ ጽቡቅ ነገር እያ ትዕለል 7, ኣብ ቅድሚ ቤተሰባ ከቢራ ትክብሮ 8,ሓቢሮም ክበልዑ ሓቢሮም ክጽልዩ ሓቢሮም ንጽባሕ ክሓስቡ ትሓስብ 9,ደገ ምስ ዝወጹ ፍሽክ ብምባል ትኩረታ ናብ ሳባአያ ብምግባር አክብሮታ ብምርኣ ፍቅራ ትገልጸሉ ኣብ ቅድሚ ደቂ ሕያዋይ አቦ ክከውን ትነግሮ ተመስግና ተክብሮ ትእዘዞ 10,ሰባት ኣብ ዝተአከብዎ ሳሓቅ ጨወት ዝበዝሖ ዋላ እንተኮኑ ትኩረታ ግን ምስ ሰባአያ ትገብሮ ዋላ ብርሑቅ ትሃሉ ብዓይና ምትቃስ ፈገግ ክብል ትገብሮ 11, ኣብ ስራሕ ኮይኑ ከም ዝናፈቃ ክትፈለጥ ትድውለሉ 12, ስሊኪ እንተዘይ አልዒሉ ይፈትወካ የፍቅረካ ናተይ ጅግና ጽቡቅ ናይ ስራሕ ግዜ ይኩነልካ ንበረለይ ትብሎ 13, ንሱ ሰባአያ ብምካኑ ዕዱለኛ ከምዝኮነት ትነግሮ 14, ኣብ ሂወታ ፈጣሪ ኑሱ ዝመሰለ ሰባአይ ሰለ ዝሃባ ኩሉ ግዜ ንፈጣሪአ ተመስግን 15, ኩሉ ግዜ ሰለ ቤተሰባ ሰለ ሳባአያ ንስርሓ ንዓላማዓ መጽባዓ እናተማጻበዓት ትጽሊ 16, ቅድሚ ምድቃሳ ሓቢሮም ክጽልዩ ትገብር እግዚአብሔር አምላኽ ምስትውዓል እና ጥበብ ይዓድለና🤲♥️🙏 #fypシ #fyp #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐 #ppppppppppppppppppppppp #creatorsearchinsight #
ጓል ሽረ🔰💎🦋
Region: LB
Friday 15 May 2026 18:06:28 GMT
Music
Download
Comments
𝑤𝑒𝑑𝑖 𝑠ℎ𝑖𝑚𝑒𝑙𝑖𝑏𝑎🙏 :
ዋዉ ናይ ባሓቂ ረዛን ልቦና❤️❤️❤️🙏
2026-05-30 14:19:00
1
ዓቅሊ ደረት ኣለዎ :
ከማኪ የብዛሕዮ ብልፅቲ ጋል ሂዋን✌❤️❤️
2026-05-16 16:17:55
1
Alay Alay :
Amen🙏
2026-06-13 07:49:46
0
Kahsu Wedi Jon :
ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-05-17 08:46:00
0
Shewet :
thank you🙏
2026-05-18 08:51:18
0
NEVER GIVE UP👸 :
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏😍
2026-05-25 19:07:15
0
mahlet :
አሜን አሜን አሜን
2026-05-17 11:28:22
0
Mebrie life :
ብሓቂ👌👌👌❤❤❤
2026-06-01 15:32:16
0
Efrem Mehari :
ብትኽክል❤️❤️❤️
2026-05-16 12:56:15
0
Mulu Ftwi :
amennn 🙏❤️alemey azye eye zfetweka
2026-05-16 07:18:24
0
❤💥🤞 :
thank🙏🥰
2026-05-16 00:57:56
0
chakur :
thank four righting
2026-05-15 20:12:55
0
ሉል :
Amen
2026-05-16 21:44:26
0
ተመሰገን ኣምላክ :
ኣሜን🙏🙏🙏
2026-05-17 06:58:48
0
raik_tsi :
amenn nateye
2026-05-17 08:34:13
0
Lwam Lwam :
ዋ ውውው።♥️
2026-05-16 21:04:35
0
Zeዱ💜19✝️💒 :
ብትኽክል🙏💜
2026-05-16 09:54:50
0
halweyey :
amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-05-17 09:47:14
0
frutuna frutuna :
amen
2026-06-18 18:50:35
0
ኣድማሳዊት ሂዋን 👸🥰💘 :
ለባመይ🥰🥰🥰
2026-05-16 06:58:29
0
Adengele 03🇪🇷 :
ne kemzi tegber gual keme negstu uf uf DA ablka kea tenbera😞🤗🙏🙏🙏
2026-06-13 14:14:51
0
Awet Mebrahtu :
🥰🥰🥰
2026-06-18 17:27:38
0
yowhannes Kidane :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-16 17:29:08
0
yorusalem✝️ :
🙏🙏🙏
2026-06-03 12:03:57
0
Abel Mebrhatu :
❤️❤️❤️
2026-05-15 18:07:50
0
To see more videos from user @galshiregalshire, please go to the Tikwm
homepage.