@wisdom.scope: #fyp#eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha Overpricing is disrespect.

Kiki💡Speak Your Mind
Kiki💡Speak Your Mind
Open In TikTok:
Region: GB
Friday 15 May 2026 18:18:40 GMT
43520
2639
169
263

Music

Download

Comments

user94939539271813
ህመም🐅 :
ኣበይ ነርክን ግን ክንድዚ በላሕቲ ደቀንስትዮ ከለዋና,, በዘን ቫረስ ሕሙማት ተዋሪድና ነርና
2026-05-16 18:20:51
26
yusaelangsh
Angsh Carmel :
ኣነ ግን ብኻልእ መልክዕ እየ ዝርእዮ ፡ ዓለም ብshare እያ ትሰርሕ ሓፍተይ ፡ ንሕና ክኣ ናይ ሸር mind set የብልናን ። ኣብ ዓለም ዘሎዉ ሃፍታማት ሃብቶም share እዩ ።
2026-05-16 16:43:57
20
thank.god9873
thank God 😊 🙏 :
exactly nay lbey rekibkni🥰
2026-05-15 19:49:22
31
ema80539
Ema🌟 :
ሰብ ናይ ህንዲ ፓኪስታን ድኳን እዩ ዝኸይድ ,ዋጋ ስለ ዝኸበሮ .
2026-05-21 07:13:29
14
hagerawitt
ሃገረይ🇪🇷 :
That’s my point exactly 👍
2026-05-15 23:26:14
16
sidetaygidin
ብኻ ዘረባ ድኻ As :
ድሕሪ ብዙሕ ግዜስ ናይልበይ ሓሳብ ትዛረብ ሰብ ረኺበ።
2026-05-17 20:34:15
8
andemicaeltesfu
ኣርዓዶም ጎሚዳ☠️🇪🇷 :
መዓልቱ ዝሓለፈ ሽሮን በርበረን ሓርጭን እዮም ዝሸጡ ጠቅላላ ክብሪ ዓማዊሎም የብሎምን ዕዳግኦም ከኣ ክቡር ዩ ምጉዳል ዋጋ ጌሮም ኣይፈልጡን እዮም።
2026-05-19 02:46:47
8
toni545411
ሓኔታይ 🦁⛪❤ :
ትክክል ዝሓብተይ ሓንቲ ሓብትና ኣብዚ ዓዲ ጥምቀት ቆልዓ ኔርዋ ሓወይ ኢላ ካብ ሓደ ሓበሻ 40 ኪሮ ስጋ ኣምጺኣ ዋጋ 3 ዕጽፊ እቲ ስጋ ካኣ 15 ኪሎ ስብሒ ኢና ጉሒፍናይ እድሕሪኡ ሰብ ከም ዝፍንፍኖ ጌርና ክትዕጾ ጌርናያ ኣዛብእ እዮም ክጂምሩ ከለዉ ጥራይ እዮም ክህብትሙ ዝደልዩ።
2026-05-18 10:15:34
7
arewetruhagereyyyyyyyy
ዕላማ ኣለኒ :
ኣታሓዛ ዜሮ ኢዮም ነቲ ሰብ ዘይ ፈልጥ ኢዮም ዝመስሎም ዋላ ወሪቂ ካብ ዱባይ ዘምጽዎ ብሑሱር ንሰብ ዘክፍልዎ ካኣ ዕጽፊ ፕሊስ ባዕልኩም ከይድኩም ኣሙጹ
2026-05-16 08:48:09
6
zareeri2021
Zare wedi Aret A.K :
bravo waga ayxhfun eyom geliom kash trah ybluka
2026-05-25 05:23:04
5
loveyourlivetolov
selu :
yekbrwo
2026-05-18 17:05:40
5
ka44ro
kif✍️ :
ኣይገርመክን ኣብዚ ዘለክዎ ዓዲ ሓንቲ ናይ ሓበሻ ረስቱራንት ትኽፈተልኪ ቡን ንሓንቲ ፍንጃል ክንደይ ትሸጦ 2,50€ ኣብቲ ናይ እዞም ዓዲ ከ ክንደይ ይሽየጥ 1,50€ ኣነን ዓርከይን ወልፊ ናይ ቡን ኣለና ሓደ ቁሩብ ግዜ ኬድናያ ብድሕሪኡ ግን ኢድናን እግርናን ኣኪብና ይብለኪ ሓበሻ ኩሉ ግዜ ሸቐጥ ምስ ዝኸፍት ብሓንቲ ግዜ ኢዩ ክህፍትም ዝሓስብ ጌና እቲ ናይ ቢስነስ ኣይተረድኣናን ዘሎ
2026-05-16 07:13:35
5
edendecor4
Eden Decor :
Nisu tray aykonen eti miknyat, eti kendi mknyat hasibom merimirom business ayjmrun eyom, tibilae ala, kuso ukae kndzi eyu zetuw. Eti wexaetat and dikam ayriewon eyom kalie kea diliyet wey tehbo nay sirah zeybilom, kemey gerika amil tsihb and amil thiz ayfeltun eyom
2026-05-20 04:18:57
5
merinati1
meri🥰🥰🥰 :
injera ezghi blie, zhaftey lebam🥰🥰🥰
2026-05-16 12:41:53
7
emebrhan2
Hairbraidstyles ❤️ :
Bravo🥰🥰🥰❤️
2026-05-17 21:33:35
5
hgawiertrawi26
MERA 👉 🇪🇷🇪🇷 :
u are right 👌
2026-05-16 19:23:36
5
sy6468
sy :
Well said dear that’s the problem with Eritrean everywhere
2026-05-29 08:20:19
1
huu1655
Normal :
you are right
2026-05-15 18:41:22
7
fachegash750
Fache ☝️🦁🔥 kap verde 🇨🇻 :
ልክዕ🥰👏👏
2026-05-15 21:18:53
7
kisanettsegay1
Kusu 💖 mom😇👸 :
right haftey 🥰
2026-05-15 18:57:09
5
hiyabey010
hiyab fetari :
ተቅርብዮ ሓሳባት ብጣዕሚ አየ ዘድንቀኪ
2026-05-26 17:40:31
4
rs07404519307
AJ :
ጽቡቅ ኣለኺ ኣነ ሲ ኮፊፊ ማሽን ክገዝኣሎም ሓሲበ £2500 ኢሎምኒ £1650 ክህበኩሙ ኢሎዮም ኣብዮምኒ ከይደ ኣብ ሓደ ትካል ናይ ኢታልያ £950 ረኺበያ ስለዚ ሸቃጦ ሰላ ኢንተርነት ዝተስኣነ የለን
2026-05-19 13:41:02
3
yo_dawit
YoDaAb :
ናይ ሓበሻ ኩሉ ንብረት ብጣዕሚ ኩቡር ኢዩ ፡
2026-05-16 08:03:24
3
hiruy.gebreyesus
HIRUY GEBREYESUS :
ሓቂ ሓፍትና ኣበይ እሞ ዘስተውዕል ተረኺቡ ዘይግበኦ ዋጋ እተክፍሎምካ ካልይ ግዝየ ኣይትምለሶምን ኢኻ እዚ ኣይርድዎን እዮም ናይ ሹዑ እዮም ዝሪኡ 🤩
2026-05-16 14:44:53
3
unser123tikto0
Sdetena :
ሓበሻ ሓሳድ አዩ ኩሉ ሓደ ዓይነት አዮም ዘዉጽኡ ተፈላለዩ ከኣ ኣዉጹኡ አባ በልል 😏😏😏
2026-05-18 22:56:59
4
To see more videos from user @wisdom.scope, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About