@luciehrndz91:

LucieHrndz91
LucieHrndz91
Open In TikTok:
Region: FR
Saturday 16 May 2026 15:40:12 GMT
782
19
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @luciehrndz91, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🌱❤️
🌱❤️""ኣይትሰከፍ በተን ንስኻ ወርሓዊ ተእትወንን በዘን ኣነ ወርሓዊ ዝረኽበንን ሕጉስ ነኣምነሉ ህይወት ክንነብር ንክእል ኢና፣ ንዓይ ከተሕጉስ ክትብል ልዕሊ ዓቕምኻ ብምሕሳብ ኣይትጨነቕ፣ ኣነ 'ታ ቐዳመይቲ ከተሐጉሰኒ ትክእል ንስኻ ናተይ ኬንካ ኣብ ጎነይ ምህላውካ እዩ፣ ካብዚ ንላዕሊ ካልእ ዘምጸኻ እንተምጸኻ ክንድቲ ንዓኻ ዝወነንኩኻ 'ሞ ዝትሓጎስኩዎ ከሕጉሰኒ ኣይክእልን እዩ።❤🙏 🌱❤"ጓል ህያብ እያ ትፈቱ ዝብል ዲኻ ሰሚዕኻ፣ ኣጋጣሚ ዕድልኻ ጽቡቕ ኮይኑ ኣነ ከምኣተን ኣይኮንኩን፣ ኣዛዚት ህያብ እውን ኣይኮንኩን ናይ ዘልኣለማዊ ፍቕሪ እምበር ናይ ተበላሊ [ህያብ]፣ ባህጊ የብለይን። ኣነ ነብሱ ዝፈልጥ፣ ንነብሱ ዝመልኽ፣ ንነብሱ ዝመስል፣ ሰብ እየ ዝፈቱ ከሙኡ ክረክብ እዩ ከኣ ኔሩ ናይ መዓልታዊ ሕልመይ። 🙏❤ 🌱❤"ፍቕረይ [ፐርዝደይ] ናተይ ከኣቱ ከሎ እንታይ ዓቢ ነገር ዘይገበርኩላ ኣይትበል፣ መዓልቲ ፍቑራት ክመጽእ ከሎ ክቡር ህያብ ዘይሃብክዋ ኢልካ ኣይትዋጠር ኣይትሰቐቕ ንዓይ ካባኻ ዝዓቢ [ህያብ] ኣሎ ኢለ ኣሚነ ኣይፈልጥን እየ። ክነግረካ ዶ፧ "እታ ምጽእ ኢልካ ግምባረይ ስዒምካ "የፍቕረኪ'የ" ትብለኒ ቓል ልበይ ትመልእ [ህያበይ]፣ እያ። ❤🙏 🌱❤️""ጥራይ በቲ ትኩእሎ እቲ ትህበኒ ንእሽተይ ኢልካ ትሓስቦ ህያብ ፣ህያብ ልበይ እንድዩ። ፍቅሪ ከኣ [ህያብ]፣ ምውህሃብ ኣይኮነን ሱር ዘትክሎ፣ ህያብ ደኣ ወላ እቲ ኣመና ዝጸልአካስ ክልግሰልካ ይክእል እንድዩ፣ [ህያብ]፣ ሂቦም ዝጠለሙ [ህያብ]፣ ተቐቢሎም ዝክሓዱ እውን ውሑዳት 'ኮ ኣይኮኑን። 🌱❤️"ስለዚ ኣይትሰከፍ ንስኻ ኢኻ ህያበይ። "ንስኻ እቲ ዘይቕየርን ዘይጠልምን፣ ሓቢርና ንነብሮ መጻኢና ዘጣጥሕ ናይ ለውጢ መንገዲ ከተዕቢ እምበር ኣብ ነፍስ-ወከፍ መዓልቲ ብዘይ ዓግበሎም ወጻኢታት ክትዳኸም ኣይደልየካን እየ።❤🙏 🌱❤️""ሱር ፍቕሪ እምነት እዩ እቲ ኣብ ልዕለይ ዘለኻ ናጽነት ዝመልኦ እምነት፣ እቲ ካብ ፈለማ ክሳብ ሎሚ ግልጺ ኬንካ ምሳይ ዘለኻዮ፣ 'ቲ ልባዊ ሓልዮትካ፣ እቲ ዕውትቲ ኮይነ ንክወጽእ ብልብኻ ትጽዕሮ እቲ ኣብ ጎንኻ ኣብ ዝኾነሉ ዝስምዓኒ ፍሉይ ሓጎስ ንሱ እዩ [ህያበይ]፣። "ንስኻ 'ኮ ገለ ከይሃለዎ ሕጉስቲ ዝገበረኒ ፍጡር ኢኻ።❤🙏 🌱❤️""ብዝኾነ ኣይትሰከፍ ኣነ ብዘይ ዝኾነ ነገር ምሳኻ ዘሕልፎ ዘለኹ ጥዑም ፍቕሪ [ህያብ]፣ ስለ ዘኣመንኩ ኣይኮንኩን ምቑር ፍቕር ስለ ዘኣመንኩ ጥራሕ እየ። 🌱❤️""ካብዚ ትህበኒ ዝዓቢ [ህያብ]፣ የለን ካልእ ህያብ ኣይደልን እየ ብጀካ መመሊሱ ዝሕደስ ህያብ ፍቕርኻ። "እወ" ይፈልጥ እየ ክንድቲ ዘፍቕረካ ከም ተፍቕረኒ። ንዓይ ፍሉይ ህያብ ከኣ ፍቕርኻ እዩ። ❤🙏እንሆ ሓጺርን ልቢ ዝትንክፍን ምክርን ምርቓን፦ ዕቤት ፍቕርኹም ኣብቲ መዓልታዊ እተርእይዎ ናይ ሓቂ ሓልዮትን ግልጽነትን እዩ ዘሎ። ጸገማት ክመጹ ከለዉ እውን ከምዚ ሕጂ ዘለኹምዎ ብሓባር ኴንኩም ብእምነት ተጋጠምዎ። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፍቕርኹምን እምነትኩምን ይባርኮ! ሓቢርኩም እትምነይዎ ዘለኹም ናይ ጽባሕ ሕልምኹም ኩሉ ኣብቲ ቅዱስ ግዜኡ ክውን ይግበረልኩም፣ ንዘልኣለም ብሓጎስን ብሰላምን የንብርኩም። ❤️🙏 ጸሓፊት ብሪ ናይ ክርስቶስ ባርያ🌎👸✅ #creatorsearchinsights #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

About