@herohager7: ዝርዝር ኣስማት ናይቶም ንጥልያን ብምቁዋሞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝሓቀቁ ኣቦታት! 1. ከንቲባ ናሽሕ ወልደሚካኤል 2. ከንቲባ ሓጎስ 3. ከንቲባ መድህን 4. ከንቲባ ሓየሎም 5. ከንቲባ ገብረሚካኤል ገብረኢየሱስ 6. ደጃዝማች መንገሻ ኣስገዶም 7. ከንቲባ ሓመድ፡ ሹም ሓባብ፡ ወዲ ከንቲባ ሓሰን 8. ጭቃ ሹም ተስፉ ወልደሃይማኖት 9. ሓኔታ ተመልሶ ጎሹ 10. ኣቶ መስፍን ወልደሚካኤል 11. ኣቶ ወልደሚካኤል ካሌብ 12. በረምበራስ ሓጎስ ዓንደሚካኤል 13. ቀኛዝማች ወልደኪዳን ገብረጻድቕ 14. ደጃዝማች ሓድገምበስ ጉልወት 15. ከንቲባ ኣረይ 16. ከንቲባ ክፍፈኢየሱስ ጎፋር 17. ቀኛዝማች ተስፋጽዮን ሃብተስላሴ 18. ብላታ ተስፉ ነባራይ 19. ደጃዝማች ወልደሚካኤል 20. ግራዝማች ጊዛው ወንዳፍራሽ 21. በላምባራስ ክፍለ ወልደየሱስ 22. ደጃዝማች ኣብርሃ ሃይለ 23. በላምባራስ መሻሻ ንጉሴ 24. ኣቶ ሓጎስ ወዲ ዓብደራ 25. ኣስፋሃ ገብረኣብ 26. ኣቶ ኣድጎይ ካሕሳይ 27. ዑቁባዝጊ 28. ኣቶ ዕኩድ ወዲ ዘማት 29. ደጃዝማች ንጉሰ ገብረመስቀል 30. ተስፋይ ገብረኣብ 31. ኣብርሃ ሓጎስ 32. ሃብተስሉስ ሃይሉ 33. እምባየ ወንዳፈራሽ 34. በየነ ቢሩ 35. ቀኛዝማች ፊሰሃ ሞጎስ 36. ኣሉላ ጎደፋ ካብ ጉራዕ 37. ካሕሳይ ጎደፋ ካብ ጉራዕ 38. ከንቲባ እምነቱ 39. ብርሃኑ ሃይሉ 40. ከንቲባ ግደይ 41. ቀኛዝማች ሓጎስ 42. ኣስፋሃ ሰገነይቲ (ከንቲባ ላዕለዋይ) 43. ባሕረ ነጋሲ ፋንታየ 44. ከንቲባ ኣማን 45. ደጃዝማች ተሰማ 46. ብላታ ተስፋይ ካሕሱ 47. ብላታ ተስፋይ ነጸሬኣብ 48. ከንቲባ ሓይሉ ገብረይ 49. ተድላ ሃይሉ 50. ሸቃ ግርማይ 51. ቀሺ ሰመረ መሓሪ 52. ቀሺ ገብረኣብ 53. ካሕሳይ ኣበይነይሩ 54. ከንቲባ ኣርኣያ ወልዳይ 55. ብላታ ገብረዝጊሄር ጊላይ 56.ግራዝማች ይግዛው ዮሃንስ 57.ገብረመድህን ዑቁባዝጊ, ሰገነይቲ 58. ባሻይ ተስፋይ ብርሃነ 59. ባሻይ ሃብቶም 60. ደጃዝማች መሓራይ 61. ባሕረ ነጋሲ 1. ደጃዝማች መስፍን ወዲ ደጃዝማች ወልደሚካኤል – ሃዘጋ ሓማሴን 2. ደጃዝማች መሓራይ ሓጎስ – ወገራ ኣከለ ጉዛይ 3. ደጃዝማች ሓድገምበስ ጉልበት – ዓዲ ተክሌዛን ሓማሴን 4. ደጃዝማች ተሰማ ኢማም – ጸዓዘጋ ሓማሴን 5. ደጃዝማች ንጉሰ ገብረጻድቕ – ዓረዛ ሰራየ 6. ደጃዝማች ክፍለኢየሱስ ጎፋር – ደቁኖ ረዳእ ሓማሴን 7. ከንቲባ ኣረይ ወዲ ወልዱ – ቁሸት ሓማሴን 8. ከንቲባ ሓሚድ ሕዳድ – ሓባብ ሳሕል 9. ከንቲባ ሓይሉ ገብረይ – ሓዜጋ ሓማሴን 10. ከንቲባ ሃይሎም 11. ከንቲባ ማና ኢዲለይ – ደቂ ሸሓይ ዓንሰባ ሓማሴን 12. ከንቲባ ባህታ ፈርዙን – ደቁኖ ረዳእ, ሓማሴን 13. ከንቲባ ሃብትየስ ሃብተስላሴ – ዓንሰባ ሓማሴን 14. ከንቲባ ተኲ – ደቂ ሸሓይ ሓማሴን 15. ከንቲባ ናስሕ ልጃም – ዓዲ ተክሌዛን ሓማሴን 16. ከንቲባ እማን 17. ከንቲባ ገብረሚካኤል – መለዘናይ ሓማሴን 18. ከንቲባ ኪዳነ ዑቕቢት – ደብረ ሲና ሓማሴን 19. ከንቲባ ወልደጊዮርጊስ ተክላይ – ዓራቶ ኣከለ ጉዛይ 20. ከንቲባ ደባስ ሓይሉ – ሓዜጋ ሓማሴን 21. ከንቲባ ሕዳድ ሓሰን – ሓባብ ቤት ኣስገደ 22. ከንቲባ መድህን ሳህለ – መሻል ኣከለጉዛይ 23. መምህር ወልደጊዮርጊስ (ኣበምነት) – ገዳም ደብረ ሲና ሓማሴን 24. ቀሺ ትኳቦ 25. ሸኽ ዑስማን ናይብ – ሰምሃር 26. ሸኽ ኢብራሂም – ጭራ ኩርኩረ 27. ሸኽ እድሪስ ኑር – ከረን ቤት ኣስገደ 28. ሸኽ ኣቡበከር ዓሊ – ቤት ከረን ዓዲ ተክሌስ 29. ሸኽ እድሪስ መሓመድ – ሓባብ ቤት ኣስገደ 30. ሸኽ ፈካክ ዓሊ – ከረን ሓባብ 31. ባሕረ ነጋሲ ቹሩም – ዓዲ ገሃድ ኣከለ ጉዛይ 32. ብላታ ገረዝጊሄር ጊላይ – ጻዕዳ ክርስቲያን ሓማሴን 33. ብላታ ባጨና 34. ብላታ ተስፋ ነሰረኣብ – ሕምብርቲ, ሓማሴን 35. ብላታ መን ኣመኖ ተስፋይ – ጸዓዘጋ ሓማሴን 36. ጻዕዱ መንኣመኖ – ሕምብርቲ ሓማሴን 37. ፊተውራሪ ሃብተጽዮን ሰብሓቱ – ሕምብርቲ ሓማሴን 38. ፊተውራሪ ደባልቀው ባርያጋብር – ሓላይ 39. ፊተውራሪ ጉርሙ – ኣዲያቦ ትግራይ 40. ፊተውራሪ ሰብሓት በኺት – ዓፍደዩ ሓማሴን 41. ፊተውራሪ ሰሎሙን 42. ፊተውራሪ መለስ ገብረዝጊ 43. ዓደታ ዘረፋ ተስፋዝጊ 44. ኬኛዝማች ገብረጻድቕ ዕቁባዝጊ 45. ኬኛዝማች ገብረዮሃንስ ደሞዝ 46. ኬኛዝማች ወልደኪዳን 47. ግራዝማች ማና ጋይም 48. ግራዝማች ተስፋሚካኤል 49. ግራዝማች ገብረየሱስ 50. ግራዝማች ሓጎስ 51. ግራዝማች ሓድጉ ተስፋማርያም 52. ግራዝማች ተክለ ጎሹ 53. ግራዝማች ኣብርሃ ገብረንጉስ 54. ባላምባራስ ይልማ ደጃዝማች ክፍለኢየሱስ – ደምበላስ ሰራየ 55. ባላምባራስ ተክኤ ወልዱ 56. ባላምባራስ ጋኛ ሓይሉ – ጸሎት - ሓማሴን 57. ባላምባራስ ዘርኣይ ዕቁባዝጊ – ዓፈልባ (ዓፈልባ) - ኣከለጉዛይ 74. ኣቶ መሓመድ ሓጂ – ኣቆርደት ኣቆርደት 75. ኣቶ መሓመድ ዓሊ ዑስማን – ቡሪ ደንከል 76. ኣቶ መሓመድ ሰዒድ ዓብደላ – እንዳ ላሊሽ - ሰራየ 77. ኣቶ ሙሳዝጊ ሰብሓቱ – ዓዲ ነህባይ ሰራየ 78. ባሰ ኣቶ መሓመድ ኑር – ማንታዕ ሰምሃር 79. ኣቶ ሓምቢር – ዓዲ ገብራይ ሓማሴን 80. ኣቶ ሰሎሙን ኪፍለ – ጸዓዘጋ, ሓማሴን 81. ኣቶ ቢረ ሓይላይ – ዳዕሮ ጳውሎስ ሓማሴን 82. ኣቶ ተስፋ – ዳዕሮ ኲናት ሰራየ 90. ኣቶ እዮብ ጌታሁን – ዓድዋ ትግራይ 91. ኣቶ ዓብደላ ለሃት 92. ኣቶ ሓመድ ዓካ ዑመር 97. ኣቶ ኣቦ ዘውል – ዛውል ሓማሴን 110. ኣቶ ገብረመድህን ዕቁባዝጊ – ሰገነይቲ ኣከለ ጉዛይ 128. ኣቶ ተወልደመድህን ገብረይ – ደብረ ሲና ሓማሴን 134. ኣቶ ኣድጎይ ኪንፈ – እምባ ደርሆ ሓማሴን 161. ኣቶ ኣድጎይ ጉርጃ – ደዳ ሓማሴን 162. ኣቶ ኣስገዶም ገብረደንገል – ሓበላ ሓማሴን 163. ኣቶ ኣሕመድ ኤሎስ – ቤት ኤሎስ ከረን 164. ኣቶ እዛዝ ዓሊ – ቤት ዓዲ ተክሌስ ከረን 165. ኣቶ እድሪስ ኣቡበከር 166. ኣቶ ጊላዝጊ 167. ኣቶ ጋርዛ ጽጌ ዮሃንስ – ሓበላ ሓማሴን 168. ኣቶ ወልደሚካኤል ከልብ – ዓንሰባ ሓማሴን 169. ኣቶ ወልደሚካኤል ፊሰሃ – ኣውህነ ዓራቶ, ኣከለጉዛይ 170. ኣቶ ዘማት እቁት – መትሓት 171. ኣቶ ደበሳይ ሓይለየሱስ – ሓበላ ሓማሴን 172. ኣቶ ፈተው መርዑ – በራቒት ኣከለ ጉዛይ 173. ኣቶ መሓመድ ማሕሙድ – ሓባብ ከረን 174. ኣቶ ሕብረት ዑቁባዝጊ – ቤት ኣስገደ ሓባብ 201. ኣቶ ኣበበ ወሎታይ – ካብ ወሎ ኢትዮጵያ 230. ኣቶ ሰመረ ኪዳነ 237. ኣቶ በየነ ተስፋ 238. ኣቶ በርሀ ገብረኣምላክ 239. ሓለቃ ተክለ ሳኦል 240. ኣቶ መለስ እሸቱ ምንጪ ፥ ካብ ቋንቋ ጥልያን ብኣይዳ ኪዳነ ትርጉም ፥ Assab Post
ኤrትርያ🇪🇷☦️🦍
Region: DE
Saturday 16 May 2026 21:04:11 GMT
Music
Download
Comments
ወዲ ትግርኛ🕎✝️ :
2026-05-16 21:46:05
0
Mosco Kahsay Go :
ahii
2026-05-17 23:22:59
0
ወዲ ትግርኛ🕎✝️ :
2026-05-16 21:45:06
1
divid :
እሞ ሸላ ሓቁ እዩ
2026-05-17 17:06:17
0
اف حارين :
Hasewty Tarek zawerkom
2026-06-03 16:38:59
0
Ašigamat balthazar :
innaye bubiye achebe?
2026-05-17 16:13:31
0
Eri love :
😥😭😭😭😭😭
2026-06-02 16:07:08
0
Real :
🥰🥰🥰
2026-06-08 00:15:53
0
Bear Jaw :
🥰
2026-05-18 01:40:49
0
Gere G medhin :
😁😁😁
2026-05-24 08:33:48
0
ዓንዶም🔰ወዲ-ራያ/ :
😢😢😢😢
2026-05-17 18:29:01
0
To see more videos from user @herohager7, please go to the Tikwm
homepage.