Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@qmah512: #fyp #xh #6anhff #capffhay #viral
bui quoc manh ♡
Open In TikTok:
Region: VN
Sunday 17 May 2026 03:17:28 GMT
129053
5915
42
4455
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.37MB
)
Watermark .mp4 (
1.56MB
)
Music .mp3
Comments
nanhp_001 :
ok
2026-08-13 13:33:57
1
ông chã húi móc túi của cốt🗿 :
xin cap nha tus
2026-10-30 05:25:29
0
qmanh :
chuỗi ib
2026-05-17 03:27:35
7
qmanh :
xh nha
2026-05-17 03:29:00
2
Kim khoa :
"Tiền tui có thể thiếu chứ tình cảm tui dành cho bạn thì chỉ có thừa chứ không có thiếu"
2026-05-22 04:51:18
6
um. :
hộ tôi video mới ạ 🥰
2026-08-07 06:07:49
1
hoài nam :
NHƯ Ý
2026-06-24 09:35:32
1
3mienyeudau :
xh😁
2026-06-14 07:05:08
1
? :
chúc chủ tus xh 👌
2026-05-17 03:52:47
1
23. :
hayy
2026-05-22 16:38:50
1
Gbao :
vivar 6anhff capffhay xh fyp
2026-06-20 01:13:51
1
qm :
i love tiktok
2026-05-17 03:29:55
1
hello em có khoẻ không :
2026-05-17 15:29:01
2
qmanh :
hello
2026-05-17 03:27:31
2
qmanh :
omg
2026-05-17 03:27:28
2
qm :
omg
2026-05-17 03:29:51
1
kiet. :
xin cap aa
2026-05-19 05:55:04
1
mịnkid3667 :
xin cap nhoaaa
2026-05-22 18:20:19
1
uh. :
hộ 2 vd giúp tớ voi
2026-08-30 13:57:54
0
Quocthinh༗ :
@na. có ưa hong
2026-05-19 11:23:16
2
danqqkhoi :
@bao hann ´꒳`
2026-05-19 12:50:03
0
uh r sao :
@👾👾
2026-05-20 10:33:16
1
nq nghien :
@hoang quan
2026-08-08 00:40:30
0
qm :
🥺🥺
2026-05-17 03:29:48
0
To see more videos from user @qmah512, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
I mourn Eren and mikasa everyday #mikasa #aot #erenjeager #cosplay #megaconorlando
ሂወተይ ዝቐየራ 3 ምኽርታት ወላድየይ ሺ ዢምፒን ንፉዕ ስትራቴጂስትን ንፉዕ መራሕን ጥራይ ኣይኮነን ፣ ወግዒ ዝፈልጥ ዕላሉ ምዃኑ'ዉን ይንገረሉ እዩ። ሓደ እዋን ብዛዕባ ናይ ንእስነት ሂወቱ ከዕልል ከሎ ከም'ዚ ኢሉ ኔሩ "ቆልዓ ከለኹ ብጣዕሚ ነፍሰይ ዝፈቱ ፣ ዝኾነ ነገር ንዓይ ጥራይ ዝብል እየ ኔረ" ይብል ፕረዚደንት ሺ። ንፍርቂ ዘመን ዝኸውን ብትዝታ ምልስ ብምባል ዕላሉ ይቕጽል ፕረዚደት ሺ ዢምፒን። ############################### ንነፍሰይ ካብ ምፍታዉ ዝተላዕለ ኩሉ ግዜ ጸጽብቚ ንዓይ እየ ዝወስዶ ኔረ። እዚ ባህረይ ከኣ ዝፈትዎም የዕሩኸይ ከስእነኒ ጀመረ። ኣብ መወዳእታ ከኣ ኩሎም ካባይ ስለ ዝረሓቚ የዕሩኽ ዘይብለይ ተረፍኩ። የዕሩኽተይ ካባይ ብምርሓቖም ፣ ጉድለተይ ኣብ ክንዲ ምፍታሽ ብተግባሮም ኮነንክዎም። ከም'ዚ ኢለ እንዳ ቐጸልኩ እቲ ኣብ ሂወተይ በዓል ዓቢ ውዕለተይ ዝኾነ ወላድየይ ግን ንሂወት ከመይ ጌረ ብጽቡቕ ክመርሓ ከም ዘለኒ መሃረኒ። ናይ ወላድየይ ትምህርቲ 3 ደረጃታት እዮም ኔሮሞ። ############################### ሓደ መዓልቲ ኣቦይ ንክልተኛ ዝኸውን መግቢ ብምድላዉ ኣብ መመገቢ ጣውላ ኣቐመጦ። እቲ መግቢ ፓስታ ብእንቋቚሖ እዩ ኔሩ። ኣቦይ እቲ ፓስታ ከቐምጦ ከሎ ፣ ነታ ሓንቲ ብያቲ ፓስታ ኣብ ልዕሊኣ ዝበሰለ እንቋቚሖ ክገብረላ ከሎ ፣ ነታ ሓንቲ ብያቲ ግን ኣይገበረላን። ብድሕሪ'ዚ ወላድየይ "ኣየነይቲ ኢኻ ኢኻ ትደሊ፧ ካብ ክልቲኤን መሪጽካ ሓንቲ ውሰድ" በለኒ። ኣብ'ቲ እዋን እንቋቚሖ ምብላዕ ኣብ ሓድሽ ዓመት ወይ ከኣ ኣብ ዓበይቲ በዓላት እንተ ዘይኮይኑ ብቐሊሉ ዝርከብ ኣይነበረን። ብፍጥነት እታ እንቋቚሖ ዝነበራ ብያቲ ወሰድኩ። ብውሳኔይ ከይተጠራጠርኩ ደስ እንዳ በለኒ ክበልዕ ጀመርኩ። ወላድየይ እታ ካልኣይቲ ኣልዒሉ ክበልዕ ምስ ጀመረ ንየዒንተይ ክኣምነት ኣይከኣልኩን። ኣቦይ ኣብ ውሽጢ እቲ ዝበልዖ ዝነበረ ፓስታ ክልተ ብሱል እንቋቚሖ ዝተሸፈነ ረኣኹ። ብጣዕሚ ተጣዓስኩ! ቀልጢፈ ምውሳነይ ኣሕዘነኒ። ኣቦይ እንዳ ሰሓቐ "ስማዕ ዝወደይ! ኩሉ ብዓይንኻ ትርእዮ ዘበለ ሓቂ ከም ዘይኮነ ፈጺምካ ከይትርስዕ! ኣብ ልዕሊ ሰባት ፈላጥን ጎራሕን ክትከውን እንተ ፈቲንካ ክትጉዳእ ኢኻ" በለኒ። ############################### ካልእ መዓልቲ ከኣ ኣቦይ መግቢ ኣዳልዩ ፣ ከም ልማዱ ኣብ ክልተ ብያቲ ጌሩ ኣብ መመገቢ ጣውላ ኣቐመጦ። ሕጂ'ዉን ኣብ ልዕሊ እታ ሓንቲ ፓስታ እንቋቚሖ ኣብ ልዕሊኣ ብምግባር ነታ ሓንቲ ከኣ ብዘይ እንቋቚሖ ኣቕረበን። ኣቦይ ከም ልማዱ ናብ'ቲ መኣዲ እንዳ ኣመልከተ "ዝወደይ! እንሆ መግቢ ተዳልዩ ኣሎ ፣ ካብ ደስ ዝበለካ ውሰድ'ሞ ንብላዕ" በለኒ። ካብ ቀዳመይ ስሕተት ብምምሃር ነታ እንቋቚሖ ዘለዋ ፓስታ ገዲፈ ነታ እንቋቚሖ ዘይብላ መረጽኩ። ብፍጥነት ነቲ ፓስታ ክገናጽሎ ጀመርኩ ፣ ብዘጋጣመኒ ግን ብጣዕሚ ሰንበድኩ! ኣብ'ታ ዝመረጽክዋ ብያቲ ዝኾነ እንቋቚሖ ኣይጸንሓንን። ኣቦይ እንዳ ሰሓቐ "ዝወደይ! ብዘለካ ልምዲ ጥራይ ትምራሕ እንተ ኴንካ ክትከስር ኢኻ! ሓደ ሓደ እዋን ሂወት ክተዐሽወካ ወይ ከኣ ቁማር ክትጻወተልካ ትኽእል እያ። በዚ ግን ክትሓዝንን ክትቁጣዕን ኣይግብኣካን እዩ ፣ እቲ ዘገድስ መምሃሪኻ ምዃኑ ኣሚንካ ናብ ረብሓኻ ምውዓል እዩ። ከም'ዚ ዝኣመሰለ ትምህርቲ ካብ መጻሕፍቲ ከምዘይትረኽቦ ኣስተውዕል!" ብምባል ምኽሩ ለገሰለይ። ############################### ሳልሳይ መዓልቲ ኣቦይ መግቢ ኣዳለዎ። ከም ወትሩ ፓስታ ኣብ ብያቲ ቀረበ። ሕጂ ከኣ ኣብ ልዕሊ እታ ሓንቲ ዝበሰለ እንቋቚሖ ዘለዋ እታን ሓንቲ ከኣ ዘይብላ ነበረት። ኣቦይ ኣብ ጣውላ ምስ ኣቐመጦ ከም ልማዱ "ዝወደይ! መግቢ ኣብ ጣውላ እንሆ ተቐሪቡ ፣ መጺኻ ካብ ዝመረጽካዮ ወሲድካ ብላዕ" በለኒ። ካብ ክልተ ጌጋታተይ ትምህርቲ ረኺበ እየ። "ኣቦይ ንስኻ ናይ ገዛና ርእሲ ኢኻ! ንዓና ክትብል ከኣ ብዘይዕረፍቲ ትደክም ኢኻ ፣ ስለዚ ንስኻ ኢኻ ኣቐዲምካ ክትመርጽ ዘለካ" ብምባል መለስኩሉ። ኣቦይ ፈጺሙ ነግ ፈረግ ከይበለ እታ እንቋቚሖ ዘለዋ ብያቲ ኣልዒሉ ክበልዕ ጀመረ።ኣነ ከኣ እታ ዝተረፈት ብያቲ ኣልዒለ ክበልዕ ተዳለኹ። ኣብ ውሽጡ እንቋቚሖ ከም ዘይጸንሓኒ ርግጸኛ ነበርኩ ፣ እንተ ኾነ ግን ካብ ትጽቢተይ ወጻኢ ኣብ ውሽጡ እንቋቚሖ ምስ ጸንሓኒ ክኣምን ኣይከኣልኩን። ቅንዕ ኢለ ንወላድየይ እንተ ረኣኽዎ ፣ ብፍቕራዊ ጠመተ ክዕዘበኒ ተመልከትኩ። ቀጺሉ'ዉን ከም'ዚ ብምባል መኸረኒ "ፍቚር ውሉደይ! ንኻልኦት ጸጽብቚ ምስ ትገብር ተፈጥሮ ባዕላ ጸጽብቚ ናባኻ እያ ተምጽኣልካ! እዚ ነገር ፈጺምካ ከይትርስዖ!" በለኒ። ############################### ብድሕሪ'ዚ እዋን ይኹን ቅድሚ'ዚ እዋን ኣቦይ ክንደይ ግዜ መኺርንን ገሲጽንን እዩ። እቶም ዝበዝሑ ይዘክሮም ኣይዘክሮም ይጠራጠር እየ። ነገር ግን እዘን ሰለስተ ምኽርታት ስጋብ ሞተይ ዘይርስዐን እየን። እንሆ ከኣ ሂወተይ በዘን ምኽርታት እዚኤን ዝተስተኻኸለ ኮነ። ብድሕሪ ናይ ኣቦይ ምኽርታት ዓወት ኣንፈታ ናባይ ገበረት። #ፕረዚደንት ሺ ዢምፒን ዝቐየራ ምኽርታት ከመይ ረኺብካየን፧ #ከም 'ዚ ዝኣመሰለ መሃሪ ጽሑፍ ንምርካብ fellow ምግባር ኣይንረስዕ። #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ኤርትራንኤሪትራዊያን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha
#BritishCitizenship
فقع وكبسه ❤️❤️🔥#فقع #زبيدي #سمن #رز #كبسه #طبخ #وصفات #حايل #حائل #حايلندا
#letsgodj #becakturbo💃 #dutch🚀
#nohumor #paratiiiiiiiiiii #fyp #virall #IA
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy